Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣመራርሓታት እታ ከተማ ኣብ ዝተመደቡሉ ቦታ ንማሕበረሰብ ብተኣማንነትን ቅንዕናን ከገልግሉ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተመደቡሉ ቦታ ንማሕበረሰብ ብተኣማንነትን ቅንዕናን ከገልግሉ ከምዝግባእ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣተሓሳሲበን። “ሓዱሽ ፖለቲካዊ ምልከታ - ሓዱሽ ሃገራዊ ዝላ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ብርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሞጆ ከተማ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት ዑደት ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሞጆ ከተማ ዝርከብ መፍረዪ ጣቢያ ኣቦካዶ ዑደት ይገብር ኣሎ። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ…

ስግኣት ሓደጋ ውሕጅ ክረምቲ ንምጽዋር ዝሰርሕ ሃገር ለኸ ግብረ ሓይሊ ከምዝተጣየሸ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስግኣት ሓደጋ ውሕጅ ዝመፅእ ክረምቲ ንምጽዋር ዝሰርሕ ሃገር ለኸ ግብረ ሓይሊ ከምዝተጣየሸ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ። እቲ ግብረ ሓይሊ ትንበያ ኢንስቲትዩት ብሄራዊ ሜቲዮሮሎጂ መበገሲ ብምግባር ብዙሓት ስግኣታት ሓደጋ ውሕጅ…

ኩባኒያ ኣፍራዪ  ሓምለዋይ ሓይሊ ፎርትስኪው ፊውቸር ኢንዱስትሪ  ኣብ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ነዳዲን ኣሞኒያ ንምፍራይ ዘኽአል ፍቓድ ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ኣፍራዪ  ሓምለዋይ ሓይሊ ፎርትስኪው ፊውቸር ኢንዱስትሪ  ኣብ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ነዳዲን(ግሪን ሃይድሮጂን) ኣሞኒያ  ንምፍራይ ዘኽአል ፍቓድ ተዋሂቡዎ። እቲ ኩባኒያ ብሓምለዋይ ሓይሊ 25 ጊጋ ዋት ንምፍራይ ትልሚ ሒዙ ኣሎ። ኣብ ሸራተን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራት ኢትዮጵያ ናብ ዝጀመረቶ ጉዕዞ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንክሕወሳ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራትን መዳርግቲ ኣካላትን ኢትዮጵያ ናብ ዝጀመረቶ ጉዕዞ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንክሕወሳ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ስዊድንን ኬንያን ብሓባር ስቶኮልም ፕላስ 50 ዝተብሃለ ኮንፈረንስ ምድላወን…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት 7 ሺሕ መፅሓፍ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት 7 ሺሕ መፅሓፍ ኣበርኪቱ። ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ፥ እቲ መፃሕፍቲ ካብ ቤት ፅሕፈት እቲ ጉባኤን ካብ ኣባል ኣብያተ እምነትን ዝተረኸበ ኢዩ ኢሎም።…

ኣብ ባንኪታት ዘሎ መጠን ሒሳብ ቁጠባ ዓማዊል 1 ነጥቢ 6 ትሪሊየን በር ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባንኪታት ዘሎ መጠን ሒሳብ ቁጠባ ዓማዊል 1 ነጥቢ 6 ትሪሊየን ብር ከምዝበፅሐ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዳይሬክተር ሱፐርቪዥን ፍሬዘር ኣያሌው፥ እቲ ቁጠባ ዓማዊል በቲ ዝድለ ኣይበፅሐን ኢሎም። ይኹን…

ኣብ ሱሉልታ ሎሚ መዓልቲ ብዘጋጠመ ክልተ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ልዑል ጉድኣት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱሉልታ ሎሚ መዓልቲ ጥራሕ ብዘጋጠመ ክልተ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ልዑል ጉድኣት ከምዘጋጠመ ቤት ማዛጋጃ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ማዛጋጃ ኣይተ ደረጀ ያኢ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ ሓደጋ ሎሚ ሰዓት…

ሉሲ ኣብ ውድድር ሲካፋ ኣብ ልዕሊ ዛንዚባር 5 ንባዶ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 204 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ደቂ ኣኒስቲዮ ሉሲ ኣብ ውድድር ሲካፋ ኣብ ልዕሊ ዛንዚባር 5 ንባዶ ተዓዊተን። ኣረጋሽ ካልሳ ፈላመይቲ ሸቶ እንትተመዝግብ፥ ሎዛ ኣበራን ቅድስት ዘለቀን ንሕድሕደን ከክልተ ሸቶ ኣቑፂረን። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኤግዚቢሽን ባህልን ፌስቲቫልን ክልል ደቡብ ምዕራብ ህዝብታት ኢትዮጵያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤግዚቢሽን ባህልን ፌስቲቫልን ክልል ደቡብ ምዕራብ ህዝብታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ቦንጋ ተጀሚሩ። ኣብቲ መኽፈቲ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ወ/ሮ ነፊሳ ኣልማሃድ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶ/ር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ፣ ዋና…