Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ሶማሌ ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋር ዘላቒ ኳዕቲ ጉድጓ ማይ ምስቲ ክልል ብምውዳብ ክስራሕ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋር ዘላቒ ኳዕቲ ጉድጓ ማይ ምስቲ ክልል ብምውዳብ ከምዝስራሕ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ ኣብ ክልል ሶማሌ ብምኽንያት ዘጋጠመ…
ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይቨር ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ልዕሊ 96 ሚኢታዊ በፂሑ – ዶክተር ሹመቴ ግዛዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይቨር ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ልዕሊ 96 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዶክተር ሹመቴ ግዛዉ ገሊፆም።
ኣብ ፌስቡክ ገፅ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ምስ ኣድሚናትን ኤዲተራትን እቲ ገፅ ዝተተሓሓዘ…
ኤክስፖ ገልፍ ምግቢ ኢትዮጵያ ፍርያታት ወፃኢኣ ንኽተፋልጥ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ
ኣዲስ አበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኤክስፖ ምግቢ ገልፍ ዱባይ ምስታፋ ናብ ወፃኢ ትልእኾም ፍርያታት ንኽተፋልጥ ዕድል ከምዝፈጠረ ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲ ኣይተ ዳንጌ ቦሩ ገሊፆም።
ኣብ ወርልድ ትሬድ ሴንተር ዱባይ ኣብ ዝተኻየደ ኦክስፖ ምግቢ ገልፍ፥ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ…
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ምስ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ኣቦታት ሃይማኖትን ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ምስ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ኣቦታት ሃይማኖትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ተዛቲዩ።
ኣብቲ ዘተ እቲ ጉባኤ ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝቕፀል እዋን ቤት ፅሕፈት ብዛዕባ ዝኸፍትሉ ኩነታት…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንባዕሉ ንዓለም ለኸ ውድድር ከዳሉ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓዱሽ ህንፃ መሪቖም ከፊቶም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት፣ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ባንኪ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባላት ዳይሬክተራት ቦርድ፣ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓዱሽ ህንፃ ዋና ቤት ዕዮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓዱሽ ህንፃ ዋና ቤት ዕዮ ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባላት ቦርድ ዳይሬክተራት እቲ ባንኪ፣ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ባንኪ፣ ሰራሕተኛታት፣…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር እናብፀሖ ዝርከብ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ነበርቲ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ ክልበቲ ረሱ እናብፀሖ ዝርከብ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ነበርቲ ገሊፆም።
እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ከባቢ ክልበቲ ብዘብፀሖ ወራርን መጥቃዕቲን ነበርቲ ወረዳ ኣብዓላ፣ ኮናባ፣ እሪፕቲ፣ መጋሌን በራህሌን…
ብሰራዊት ምክልኻል ኣባላት እዚ ደቡብ ምሽላም መርሃ ግብሪ ተኻይዱ
አዲስ አበባ፣ የካቲት 6፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ደቡብ ዝላዓለ ኣፈፃፅማ ንዘመዝገቡን ፃንሒት እዋኖም ንዝዛዘሙን ኣባላት ሰራዊት መርሃ ግብሪ ዕቤት ማዓርግን ሽልማት ማዳልያን ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣዉሃህባ ማዓርግ፥ ኣብ ስራዊት ምክልኻል ሓለፊ ብሮ…
ኣብ ጁባ ዝርከብ 15 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ ከ32 ሺሕ ዶላር ድጋፍ ገይሩ
አዲስ አበባ፣ የካቲት 6፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጁባ ዝርከብ 15 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ብጅግንነት እናተቓለሰ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል 32 ሽሕን 410 ዶላር ድጋፍ ገይሩ፡፡
ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተገበረ ርክክብ ድጋፍ ኣብ ደቡብ ሱዳን በዓል ሙሉእ ስልጣን…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ሬዲዮ ይኽበር ኣሎ
አዲስ አበባ፣ የካቲት 6፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ፡፡
እቲ በዓል፥ ሬዲዮ ኢትዮጵያ ሬድዮ ምስ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር እናኽበሩዎ ይርከቡ፡፡
ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ መሓመድ እድሪስ፥ ራዲዮ ሕብረተሰብ ብምንቃሕን ሓበሬታ ተበፃሒ ኣብ…