Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓድሽ ህንፃ ዋና ቤትዕዮ ሎሚ ከመርቕ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓድሽ ህንፃ ዋና ቤትዕዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ እዩ። እቲ ሓድሽ ህንፃ ዋና ቤትዕዮ እቲ ባንኪ ልዕሊ መሬት 209 ነጥቢ 15 ሜትሮ ብራኸ ዘለዎ እንትኸውን፥ ብዓል 53 ደብሪ እዩ። ኣብ ውሽጡ ድማ ናይ ቢሮ ኣገልግሎት ካብ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 5፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ምህዳር ከባቢ መሰረት ዝገበሩ ዓይነታት ዘራእቲ ብስፍሓትን ፅርየትን ንክፈሪዩ ምኽኣል ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ፣ ካብ ወፃኢ ዓዲ ንዝኣቱ ፍሪያት ንምትካእን እቶት ንምድንፋዕን ወሳኒ ግደ ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ…

መራኸብቲ ሓፋሽን ኣመራርሓን ንካልኣይ ዙር ምዕዋት ወፍሪ ክታበት ኮቪድ 19 ኣድላዪ ምትሕብባር ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽን በቢበርኩ ዘለዉ ኣመራርሓን ካብ 7 ለካቲት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንዝካየድ ንካልኣይ ዙር ምዕዋት ወፍሪ ክታበት ኮቪድ 19 ኣድላዪ ምትሕብባር ንክገብሩ ሚኒስቴር ጥዕና ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሓጋዚ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ብሓባር ብምዃን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ወተሃደራዊ ኣታሼታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃበ መብርሂ ሂቦም። ዳይሬክተር ጄነራል ጉዳያት ጎረባብቲ ሃገራትን ኢጋድን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 5፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብህፁፅ ንክትዛዝም ግብፂ ክተተባብዕ ይግባኣ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ ተቐማጥነቱ ኣብ ዱባይ ምስ ዝኾነ…

ብመንፅር ምዕዋት ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ግደ ምሁራን ዝድህስስ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብመንፅር ምዕዋት ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ግደ ምሁራን ዝድህስስ መድረኽ ዘተ ኣብ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ “ግደ ምሁራን ሓቛፊ ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ምዕዋት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ…

ሃይማኖታት ዶብ መንግስቲ እንተይሓለፉ፥ መንግስቲ እውን ዶብ እምነታት እንተይሓለፈ ትካላዊ ብዝኾነ መልክዑ ክንደጋገፍ ኢና- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖታት ዶብ መንግስቲ እንተይሓለፉ፥ መንግስቲ እውን ዶብ እምነታት እንተይሓለፈ ትካላዊ ብዝኾነ መልክዑ ክንደጋገፍ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከነቲባ ኣባላት ቤት ምኽቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ተሽከርካሪት ተፃዒኑ እናተጓዘ ዝነበረ ልዕሊ 9 ሺሕ ጥይት ከምዝሓዘ ፖሊስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ተሽከርካሪት ተፃዒኑ እናተጓዘ ዝነበረ ልዕሊ 9 ሺሕ ጥይት ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብዝገበሩዎ ክትትል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ…

ኣብ ክልል ሶማሌ ክልል ዝኸፍአ ደርቂ ንዝጋጠመን 15 ወረዳታት ልዕሊ 255 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ይግበር ኣሎ

ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ክልል ዝኸፍአ ደርቂ ንዝጋጠመን 15 ወረዳታት ልዕሊ 255 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ይግበር ከምዘሎ ቢሮ ልምዓት ገንዘብን ኢኮኖሚን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ደፍ ን62 ሺሕን 336 መራሕቲ ተረባሕቲ ዝገብር ከምዝኾነን ካብ ፕሮግራም ምግቢ…

ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል ከተማ ኣሶሳ ዘህንፆ ሓዳሪ ቤት ትምህርቲ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል ወረዳ ኣሶሳ ቀበሌ ባሮ ዘህንፆ ሓዳሪ ቤት ትምህርቲ ኣጀሚሩ። ርእሰ ምመርሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን እምነ…