Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዩኒሴፍ ኣብ ዋግ ኽምራ ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናትን ትካላትን 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒሴፍ ኣብ ዞባ ብሄረሰብ ዋግ ኽምራ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወረራ ንዝተጎድኡ ወገናትን ትካላትን 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ናውቲ ኣበርኪቱ።
ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተር ኣይተ ስዩም…
ንፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ምሃብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ልምዓት ሃፍቲ ሰብ፣ ምውፋር ስራሕን ቴክኖሎጂን ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ንፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ገይሩ ክሰርሕ ከምዝግባእ ኣገንዚቡ።
ኣካቢ እቶ ቀዋሚ ኮሚቴ ዶክተር ነገሪ ሌንጮ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ…
ቀዋሚ ሲኖዶስ ምስ ምምሕድር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕለተ ሰሉስ ክዛተ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት 4፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ምስ ምምሕድር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ንምዝታይ ተተሒዙ ዝነበረ ቆፀራ በዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ንዕለተ ሰሉስ ከምዝተቐየረ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ዘተ ሎሚ መዓልቲ…
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣይ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም።
ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ህዳሰ ኣሶሳ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን ሓዊሱ ካልኦት…
ክልላት ኦሮሚያን ጋምቤላን ኣብ ልምዓትን ሰላምን ንመስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስመምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርኣሰነ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስታት ኦሮሚያን ጋምቤላን ኣብ ዝቕፅሊ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኣብ ምዕሳል ልምዓትን ሰላምን ብሓር ንመስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስመምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ…
ኤች ኣር 6600 ብዝብል ንኢትዮጵያ ዝምልከት ዝተዳለወ ረቂቕ ሕጊ ከይፀድቕ ንምግባር ምንቅስቓስ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ብዝምልከት ብኣባላት ኮንግረስ ፓርቲ ዴሞክራትና ሪፐብሊካንን ዝተዳለወ ረቂቕ ሕጊ ከይፀድቕ ንምግባር ምንቅስቓስ ከምዝጀመረ ቤት ምኽሪ ዕቤት ኢትዮ ኣሜሪካውያን ኣፍሊጡ።
ብኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ቶም ማሊኖውስኪ (ኒው ጀርሲ)፣ ያንግ ኪም…
ኣብ ከተማ ጋምቤላ ብ79 ሚሊየን ብር ንዝህነፅ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቦሩ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ክልላዊ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ብ79 ሚሊየን ብር ንዘህንፆ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቦሩ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ።
እቲ እምነ ኹርናዕ፥ ርእሰ ምመርሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላን…
ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ትካላት ትምህርቲ ዝኸውን ደገፍ ይገብሩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት 4፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ትካላት ትምህርቲ ዝኸውን ደገፍ ይገብሩ ኣለዉ።
እቲ ደገፍ፥ ጥራዝ፣ ቢሩ፣ ሓገዝቲ መፃሕፍቲን ንነበርቲ ዝኸውን ኣልባሳትን ዘካተተ ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ ወፍሪ ደገፍ ንክልተ ሰሙናት ዝፀነሕ ከምዝኾነ…
ዩኒቨርሲቲ ደባርቕ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተምሃሮ ከምዝቕበል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ደባርቕ ካብ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ቀዳማይ ዓመት ተምሃሮ ከምዝቕበል ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ዩንቨርስቲ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ኣብ ዘሎ ምድላው ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣመራርሓ ቦርድ፣ መምህራንን…
ኣብ ኩሎም ግምባራት ኢትዮጵያዊ ሓድነት ሓሊኻን ኣጥቢቕካን ምጉዓዝ ተደማፅነት የረጋግፅ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ውሽጣዊን ደጋዊን ፅዕንቶታት ብሓድነት ካብ ምምካት ብተወሳኺ ብብሄራዊ ደረጃ ዝተጀመረ ዘላቒ ሰላምን ምዕባለን ናይ ምርግጋፅ ፃዕሪ ብሕብረት ምድጋፍ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…