Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ክሳብ ወርሒ ሚያዝያ ክቕፅል ከምዝኽእል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዘጋጠመ ድርቂ ክሳብ ወርሒ ሚያዝያ ክቕፅል ከምዝኽእል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም። ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ብምዃን ምስ ዳይሬክተር ዩኤስኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ሴን ጆንስ ኣብቲ…

ቀጣናዊ ምትእስሳር ፕሮጀክት ምብራቕ ኣፍሪካ ማእኸላት ምርምር ይሃንፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀጣናዊ ምትእስሳር ፕሮጀክት ምብራቕ ኣፍሪካ ብልዕሊ 300 ሚሊየን ዶላር ማእኸላት ምርምር ይሃንፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ፕሮጀክት ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ክልተ ዓመትን መንፈቕን ኣብ ኬኒያ ኣሳሊጡ። እቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምፍራይ ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ማእኸል መከላኸሊ ሕማማትን መዳርግቲ ኣካላትን ብምዃን ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምፍራይ ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ ኢለን ዶክተር ሊያ ታደሰ። ዶክተር ሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ኣብ ምፍራይ ኣብ ኣፍሪካ…

ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ባንኪ ኤክስፖርት-ኢምፖርት ኣፍሪካን 1 ቢሊይን ዶላር ልቓሕ ንምርካብ ዘኽአል ስምምዕነት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ባንኪ ኤክስፖርት-ኢምፖርት ኣፍሪካ(ኣፍሪ ኤግዚም ባንክ)ን 1 ቢሊይን ዶላር ልቓሕ ንምርካብ ዘኽአል ስምምዕነት ከቲሞም። እቲ ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ባንኪታት ዝሕግዝ ከምዝኾነ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን…

ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ስልጠና መውሃቢ ዓቕሚ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣመራርሓ እዋኑ ዝሓቶ ብቕዓት ኣመራርሓን ኣተሓሳስባን ከጎልብት ዝመረፆ ህዝቢ ብትግሃትን ብቕንዕናን ንኸገልግል ዝዓለመ መድረኽ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡…

ጉጅለ  ልኡኽ መንግስቲ ናይጄሪያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ዑደት ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልውውጥ ልምዲ ንምግባር ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ጉጅለ  ልኡኽ መንግስቲ ናይጄሪያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ዑደት ይገብር ኣሎ። እቲ ብሚኒስቴር ሕርሻ ናይጄሪያ ሙሃመድ ማሃሙድ ኣቡበከር ዝምራሕ ልኡኽ፥ 7 ኣመሓደርቲ ግዝኣታት ሓዊሱ 30 ኣባላት ዘካተተ…

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ምምሕልላፉ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ዮናስ ዘውዴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ንህንፀት ማእኸል ባህሊ ቻይና ዝቐረበ ሕቶ ካቢኔ እታ ከተማ ከምዘፅደቖ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ጎንደርን ባህርዳርን ኣቋፁዎ ዝነበረ በረራ ከምዝቐፀሎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትማሊ ብምኽንያት ኩነታት ኣየር ናብ ጎንደርን ባህርዳርን ኣቋፁዎ ዝነበረ በረራ ሎሚ መዓልቲ ከምዝቐፀሎ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ብዝተፈጠረ ብትእጉጓ ንዓማዊል ይቕሬታ ሓቲቱ ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ…

ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናይጄሪያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናይጄሪያ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ካብ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ልምዲ ንምውሳድ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣይተ መላኩ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበሉዎ፥…

ዳያስፖራ ናብ ሃገር ምምፅኡ ኣብ ዓውዲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ልዑል ዓወት ተረኺቡሉ ኢዩ – ኤጀንሲ ዳያስፖራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ናብ ሃገር ምምፅኡ ኣብ ዓውዲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ልዑል ዓወት ከምዝተረኸበሉ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ዶክተር መሓመድ እንድሪስ ገሊፆም። ዳያስፖራታት ናብ ሃገር ምምፅኡ ሕድሕድ ምፍላጥ ንኽህሉን ኣምባሳደር ሃገሮም…