Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊየስ ማዳ ባዮን ጉጅለ ልኡኾምን ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት ዑደት ገይሮም።
ዳይሬክተር ዶክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው ነቶም ዑደተኛታት እቲ ትካል ኣብ ክሊ ዝሰርሖም ስራሕቲ መብርሂ ሂቦም።…
ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ብምኽኒያት ድርቂ ኣብ ቦሮናን ዞባ ምብራቕ ጎጂን ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ድጋፍ ገይሩ።
እቲ ደገፍ ምግቢ እንስሳትን ሽሩጭን ኢዩ ተባሂሉ።
ነቲ ደገፍ ኣበገዳታትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ መስቀል…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ጆናስ ጋህርስቶር ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ውፅኢታዊ ዘተ ቴሌፎን ከምዝገበሩ ገሊፆም።
ቀዳማይ…
ናርዶስ በቀለ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ኮይነን ተሸይመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንናርዶስ በቀለ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ (ኔፓድ) ኮይነን ተሸይመን።
መበል 35 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ናይ ትማሊ ውዕሉኡ ንኢትዮጵያዊት ናርዶስ በቀለ ዋና ፈፃሚት ስራ እቲ ኤጀንሲ…
ብፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ጅግጅጋ ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐን ምክትል ዋና ዳይሬክተር ውድብ ሕቡራትመንግስታት አሚና መሓመድ ዘካተተን ላዕለዋይ ልኡኽ ጅግጅጋ ኣትዩ።
እቲ ልኡኽ ኣብ ጂግጂጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት…
መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍርካ ብዕውት ኩነታት ተዛዚሙ ኣብቲ ዋዕላ ዝተሳተፉ መራሕቲ ብሰላም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍርካ ብዕውት ኩነታት ተዛዚሙ ኣብቲ ዋዕላ ዝተሳተፉ መራሕቲ ብሰላም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ለበዳ ኮቪድ 19 ድሕሪ ምግጣሙ ንመፈለምታ እዋን ኣብ ሓደ ኣዳራሽ…
ብኲናትን ጎንፂን ዝዓነዉን ዝተጎድኡን ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምፅጋንን ብርኪ ፅሬት ኣቢያተ ትምህርቲ ንምምሕያሽን ልዕሊ 100 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብኲናትን ብዝተፈላለዩ ጎንፂን ዝዓነዉን ዝተጎድኡን ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምፅጋንን ብርኪ ፅሬት ኣብያተ ትምህርቲ ንምሕላውን ልዕሊ 100 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ…
ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ካብ ዘለዋ 10 ዝበለፃ ሃገራት ኢንቨስትመንት ሓንቲ ብምዃን ተሓሪያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2022 ኣብ ኣፍሪካ ካብ ዘለዋ 10 ዝበለፃ ከባቢታት ኢንቨስትመንት ሓንቲ ብምዃን ተሓሪያ።
ዓቕሚን ዕድላትን ኢንቨስትመንት ካብ ዘለወንን ኣብ ዓመተ 2022 ኢንቨስት ንምግባር ተመረፅቲ ካብ ዝኾናን ሃገራት፥ ኢትዮጵያ ሓንቲ ከምዝኾነት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ጀነራል ኤቫሪስቴ ዳይሺሚዬ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ምጥንኻር ክልቲኣዊ ርክብን ምትሕብባርን ዘድሃበ ከመዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣…
ኣብዚ ዓመት 400 ግልጋሎታት መንግስቲ ብኦንላይን ንምሃብ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ 2014 ዓ.ም 400 ኣገልግሎታት መንግስቲ ብኦንላይን ንምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ።
ኣብ ቲ ሚኒስቴር ብዝማዕበሉ መተግበሪታት ዝወሃቡ 168 ኣገልግሎታት ብኦንላይን ይወሃቡ ኣለዉ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን…