Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ መበል 35 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዝተሳተፉ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መበል 35 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዝተሳተፉ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ክልቲኣዊ ዘተ ኣሳሊጠን።
እተል ፕሬዚዳንት ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ፕሬዚዳንት ጅቡቲውን ኢስማኤል ኦማር ጌሌን ፕሬዚዳንት…
ከንቲባ ኣዳነች ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ብዝኾነ ኩነታት ንክዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ብዝኾነ ኩነታት ንክዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊነን።
“እቲ ዋዕላ ዕውት በዝኾነ ኩነታት ንክዛዘም መላእ ነበርቲ ከተማና…
ፕሬዚዳንት ሴኔጋልን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ማኪ ሳልን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሕብረት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልታት ኣብ መበል 35 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝመርሑ ፕሬዚዳንት ሴኔጋልን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ማኪ ሳልን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሕብረት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ነቶም ፕሬዚዳንት ሚኒስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን…
ቀ/ሚ ኣቢይ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ኣስተዋኦ ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላምን ዕዉት ብዝኾነ ኩነታትን ንክዛዘም ኣስተዋኦ ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ማሕበረሰብ ዓለም ንሰላምን ልምዓትን ኣፍሪካ ኣድላዪ ድጋፍ ክገብር ይግባእ – ሙሳ ፋኪ ማህመት
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ንሰላምን ልምዓትን ኣፍሪካ ኣድላዪ ድጋፍ ክገብር ይግባእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህመት ገሊፆም።
እቶም ኣቦ መንበር ኣብ መኽፈቲ ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ…
ሕብረት ኣፍሪካውያን ኣሕዋትን ኣሓትን እንተዘይህሉ ከም ሃገር ኣብ ሓደጋ ክንወድቕ ነይርና- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሕብረት ኣፍሪካውያን ኣሕዋትን ኣሓትን እንተዘይህሉ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብምኽኒያት ዘጋጠማ ፀገም ከም ሃገር ኣብ ሓደጋ ክንወድቕ ነይርና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ኣብ…
መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ምስላጥ ጀሚሩ።
መራሕቲ ኣባል ሕብረት ኣፍሪካ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ሎሚ ንጎሆ ሓዊሱ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት እናኣተዉ ፀኒሖም ኢዮም።
እቲ ጉባኤ፥ “ዓቕሚ ስርዓተ ምግቢ ኣህጉር ኣፍሪካ ምህናፅ፣…
ብዓለም ለኸ ሓይሊ ኣቶሚክ ኤጀንሲ ዓቕሚ ምክልኻል ሕማም ካንሰር ንምምሕያሽ ዝተሰናደአ ተበግሶ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓለም ለኸ ሓይሊ ኣቶሚክ ኤጀንሲ ዓቕሚ ምክልኻል ሕማም ካንሰር ንምምሕያሽ ዝተሰናደአ ተበግሶ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ዓቕሚ ምክልኻል ሕማም ካንሰር ንምምሕያሽ ዝተሰናደአ ኣብ ቀፅሪ ሕብረት ኣፍሪካ ኢዩ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ኢኒሼቲቭ…
ኣብ መበል ካልኣይ ዙር እንትወሃብ ዝነበረ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብምኽኒያት ፀፅታ ኣብ 2013 ዓ.ም ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ንዘይወሰዱ ተምሃሮ አንትወሃብ ዝነበረ ፈተና ብሰላም ተዛዚሙ።
ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ተሓባበርቱን ብምኽኒያት ዝፈጠርዎ ፀገም ፀፅታ ኣብ 2013 ዓ.ም ሃገር ለኸ ፈተና 12…
ባንኪ ዓለም ንፅሬት ትካላት መሰረተ ልምዓት ዝኸውን 14 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ኣካል ባንኪ ዓለም ዝኾነ ብሄራዊ ፕሮጀክት ንፅሬት ትካላት መሰረተ ልምዓት ኣብ ዝቕፅሉ 18 ኣዋርሕ ኣብ ስራሕቲ ቁፅፅር ፅሬት ንዝተዋፈሩ መሰረተ ልምዓት ትካላት ዝኸውን በጀት 14 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ኣፅዲቑ።
እቲ ፕሮጀክት…