Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣይተ ደመቀ ምስ ናሚቢያን ካኔሮንን መዘናታቶም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ናሚቢያ ኔቱምቦ ናንዲ-እንዳይትዋን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካሜሮን ሌጄኡን ምቤላ ምቤላን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ…

ቦርድ ምርጫ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ዘተታት ዝመርሓሉ ሰነድ መምርሒ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያን ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብ 2011 ዓ.ም ኣፅዲቀምዎ ዝነበሩ ሰነድ መምርሒ ዘተ ምምሕያሽ ብምግባር ዓምዩቕ ዘተ ድሕሪ ምግባር ዳግማይ ክፀድቕ ገይሮም። እቲ ሰነድ መምርሒ፥ ኣብ መንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበሩ ዘተታት ብስነ…

ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝዕፀዉ መገዲታት እታ ከተማን ተለወጥቲ መስመራትን ዕላዊ ተገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝዕፀዉ መገዲታት እታ ከተማን ተለወጥቲ መስመራትን ዕላዊ ምግባሩ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፡- ካብ ኣዋሬ ብጥይት ቤት ናብ ፓርላማ ከምኡ እውን ካብ ቡልጋሪያ ናብ ሕብረት…

ንዝተፈላለዩ ትካላትን ኤምባሲታትን ኣፍሪካ ዝተውሃቡ ቦታታት ብህፁፅ ናብ ህንፀት ንክኣትዉ ዘድሊ ድጋፍ ክግበር ኢዩ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ንዝተፈላለዩ ትካላትን ኤምባሲታትን ኣፍሪካ ዝተውሃቡ ቦታታት ብህፁፅ ናብ ህንፀት ንክኣትዉዘድሊ ድጋፍ ክግበር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ዝጀመረ መበል 40…

ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ለውጢ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ መሰረት ኢዩ – ዶ/ር ፍጹም ኣሰፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ለውጢ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ መሰረት ከምዝኾነ ሚኒስትር ልምዓትን ፕላንን ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ብሓላፊ ሳፋሪኮም ኣብ ኬንያ ሚካኤል ጆሴፍ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን…

ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓውዲ ቱሪዝም ዝተገበሩ ቅድመ ምድላዋት ዘተባብዑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዝምልከት ብዓውዲ ቱሪዝም ዝተገበሩ ቅድመ ምድላዋት ዘተባብዑ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ። ኣመኻሪ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ጌትነት ይግዛው ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኮንፈረንስ ቱሪዝም…

መገዲ ከተማ ውጫሌ ብምብልሻዉ ሕብረተሰብን ኣሽከርከርቲን ከምዝተፀገሙ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ውሎ ወረዳ ኣምባሰል ከተማ ውጫሌግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፀሖ ዕንወት ስዒቡ ዝተሰርሐ መገዲ ብምብልሻዉ ሕብረተሰብን ኣሽከርከርቲን ከምዝተፀገሙ ገሊፆም። ኣሽከርከርቲን ተሳፈርቲን ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ ዝተሰርሐ ተለዋጢ መገዲ ፀቢብ ስለዝኾነ…

ኣብ ዝርገሐን ቀረብን ነዳዲ ዝኾነ ይኹን ፀገም ከምዘየለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝርገሐን ቀረብን ነዳዲ ዝኾነ ይኹን ፀገም ከምዘየለ ትካል ኣቕራቢ ነዳዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ታደሰ ሃይለማርያ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ “ነዳዲ የለን” ብዝብል እናተናፈሰ ብዘሎ ወረ ተሸከርከርቲ…

ዘፈር ልምዓት ሕርሻ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ዘድህብ ፕሮግራም ፀብፃብ ንጉባኤ መራሕቲ ክቐርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ንኽትግበር ኣብ ዝወፅአ ዘፈር ልምዓት ሕርሻ ዘድህብ ፕሮግራም ኣብ ዝምልከት ናብ ጉባኤ መራሕቲ ፀብፃብ ቀሪቡ ልዝብ ከምዝግበረሉ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት…

ክልል ኣምሓራ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ እንስሳት ዝኸውን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ እንስሳት ዝኸውን ሓገዝ መኖ ገይሩ። ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፥ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ብሓባር ንምፍታሕ ፃዕሪ ከምዝገብሩ ገሊፆም፡፡ ክልል ኣምሓራ ኣብ ፀገም እብ…