Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መሰል ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ንክኽበር ብሽርክና ከምዝሰርሕ ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሰል ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ንክኽበር ብሽርክና ከምዝሰርሕ ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋየ፥ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ መሰል ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ንክኽበር ከምኡውን ኣብ ማሕበራዊ ጉዳይ ዝሰርሖ ዘሎ…
ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣምባሳደር ኒውዚላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣምባሳደር ኒውዚላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሚካኤል ኡፕቶን ኣብ ጉዳያት ትምህርቲ ኣድሂቦም ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ትንህርቲ ብዛዕባ ዝተጀመረ ፅሬት ትምህርቲ ናይ ምርግጋፅ ስራሕቲ…
ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝተሳለጡ ተግባራትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ኣኼባኡ ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ ማኸላይ ኮሚቴ ኣብ ዘካይዶ ዘተ ስራሕቲ ምድላው ሰነድ ሊግ መናእሰይ…
ቀረብ መድሓኒት ንምምሕያሽ ዘየኽእሉ ማዕቐፋት ሕጊ ምምሕያሽ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብ መድሓኒት ንምምሕያሽ ዘየኽእሉ ማዕቐፋት ሕጊ ምምሕያሽ ከምዝግባእ ተገሊፁ።
እቲ ምምሕያሽ ጠሚቱ ኣብ ሃዋሳ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ልምዓት ባህልን ስፖርቲን ማሕበራዊ ጥዕና ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተሳቲፎም።
ኣካቢት…
1 ሺሕን 59 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 59 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 63 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 196 ደቂ ኣንስትዮን 800…
ኣካዳሚ ንብረት ኣእምሮ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ንብረት ኣእምሮ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተኸፊቱ።
በዓል መዚ ንብረት ኣእምሮ ኢትዮጵያ ካብ ትካል ንብረት ኣእምሮ ዓለም ብመሰረት ዝረኸቦ ደገፍ ኢዩ ተኸፊቱ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ኤርሚያስ የማነብርሃን፥ ኣእምሮኣዊ ንብረት…
ተሳተፍቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ 2ይ ዙር “ጉዕዞ ናብ ሃገር ካብ ዒድ ናብ ዒድ” ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳተፍቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ 2ይ ዙር “ጉዕዞ ናብ ሃገር ካብ ዒድ ናብ ዒድ” ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ።
ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖን ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ዶክተር ሙሃመድ እንድሪስ፥ ኣብ…
ኣብ ውሕስነት ማይ፣ ምግብን ኢነርጂን ዝጠመተ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሕስነት ማይ፣ ምግብን ኢነርጂን ዝጠመተ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ ፍሎሪዳ ኢንተርናሽናል ዩኒቨርስቲ ም ማእኸል ምርምር ማኔጅመንት ማይ ኣፍሪካን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ብምዃን ዝተሰናደአ ኢዩ።
ዕላምኡ…
2ይ ዓመት ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ዓመት በዓል ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣዳራሽ ባህሊ ሲዳማ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ወይዘሮ ፋንታየ ከበደ፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ደስታ ሌዳሞ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2014 ዓ.ም ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ምሃብ ተጀሚሩ።
በቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣቢያተ ትምህርቲ ዝርከቡ ተምሃሮ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ፈተነኦም እናወሰዱ እንትኾኑ፥ እቲ ፈተና…