Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሚኒስቴር መዓድን ካብ ወፃ ዝኣትዉ ፍርያታት መዓድን ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ካብ ውሕመ ሓገዝ ቴክኒክ ንምርካብ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መዓድን ኢንጅነር ታከለ ኡማ ምስ ተወካሊት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኦሬሊያ ፒ ካላብሮ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት መዓድን ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ኣብ ዝስርሑ ስራሕቲ…

ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ዝምራሕ ልኡኽ ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ክልል ሶማሌ በድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ድጋፍ ንምግባር ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊልዋል ጅግጅጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ…

መበል 40 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ይካድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 40 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትራት እተን ኣባል ሃገራትን ሓለፍቲ ዝተፈላለያ ትካላት እዚ ኣህጉርን ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ኣኼባ “ ምህናፅ ዓቕሚ ስርዓተ ምግቢ ኣፍሪካ፣ ልምዓት…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምፅባቕ ዝተሳተፉ ኣካላት ኣመስጊነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምውቃብ ዝሰርሑ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ከምዝገለፀኦ፥ “መበል…

መበል 40 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 40 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትራት እተን ኣባል ሃገራትን ሓለፍቲ ዝተፈላለያ ትካላት እዚ ኣህጉርን ክሳተፉ ኢዮም። እቲ ኣኼባ “ ምህናፅ ዓቕሚ ስርዓተ ምግቢ ኣፍሪካ፣…

ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ፣ ማዳጋስካርን ኬፕ ቨርዲን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ ኦተማን ጃርዲ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማዳጋስካር ፖትሪክ ራአጆልንትን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬፕ ቨርዲ ማሪያና ዳጃምላን ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 40 ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕን ንምስታፍ…

ዋና ፀሓፊት ኮሜሳ ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ዋና ፀሓፊት ናይ ሓባር ዕዳጋ(ኮሜሳ) ሃገራት ምብራን ደቡብን ኣፍሪካ ቻልሽ ካምፓዊ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ዋና ፀሓፊት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ዋና ሹም ጉዳያት ካቢኔ…

ኣብ ዞባታት ቄለምን ምብራቕን ወለጋ ብዝተኻየደ ኦፕሬሽን 99 ዕጡቓት ሸኔ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኦሮሚያ፣ ፍሉይ ሓይሊ ኦሮሚያ፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ብምውዳድ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዘካየዱዎ ኦፕሬሽን 17 ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ከምዝተማረኹን እቶም 49 ድማ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ፡፡ በቲ…

ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ግደና ክንዋፃእ ኣለና-ኣቦታት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክብርታት ምክብባርን ሓድነትን ንመናእሰይ ብምስራፅ እቲ መንእሰይ ዘብዒ ሰላም ንክኸውን ግደና ክንዋፃእ ኣለና ክብሉ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም። ሚኒስቴር ሰላም “ማሕበራዊ ሃፍትና ንዘላቒ ሰላምና” ብዝብል መሪሕ ቃል ምስ መራሕቲ ሃይማኖት ሃገራዊ መድረኽ…

ሚኒስትራት ወፃኢ ሃገራት ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ወፃኢ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 40 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ። ሎሚ መዓልቲ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ኣምባሳሳደር ራምታን ላማምራ ኣዲስ…