Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብፅግና ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብፅግና ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። ስሩዕ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ እቲ ሊግ ትማሊ ብኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ሊግ ልዝብ ተገይሩሉ ኣብ ዝቐረበሉ ውፅት ገምጋምን ውሳነ ሓሳብን ተዛቲዩ ውሳነ ከምዘመሓላልፍ ትፅቢት…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኣፍሪካ ዝፈርዩ ክታበታት ኮቪድ-19 ኣብ ኣመልኪቱ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝፀውዖ ኣኼባ ተሳቲፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኣፍሪካ ዝፈርዩ ክታበታት ኮቪድ-19 ኣብ ኣመልኪቱ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝፀውዖ ኣኼባ መርበብ ሓበሬታ ተሳቲፈን። እቲ ኣኼባ ፍርያት ክታበት ኣፍሪካ ናብ ዓለም ለኸ መድረኻት ዕዳጋን ዝርገሐን ምእታው ብዛዕባ…

ባህሊ ዴሞክራሲ ንክጉልብትን ዘላቒ ሰላም ንክነግስን ክንሰርሕ ኢና-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህሊ ዴሞክራሲ ንክጉልብትን ዘላቒ ሰላም ንክነግስን ክንሰርሕ ኢና ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣካላት ፈትሒ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ተዛቲዩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣገኘሁ ተሻገር፥ እቲ…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ናብ መቐለ እናኣተዋ ምዃነን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 85 ተሸከርከርቲ ናብ መቐለ ከምዛኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ኣብ ክልላት ትግራይን ዓፋርን ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ዝከፋፈል ሰብኣዊ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሃሰን ሼክ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ኮይኖም ብምምራፆም መግለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ሃሰን ሼክ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት ፌዴራላዊት ሪፐብሊክ ሶማሊያ ኮይኖም ዳግም ብምምራፆም መግለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፉ። ፓርላማ ሶማሊያ ሃሰን ሼክ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ገይሩ ምምራፁ ይፍለጥ። ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ምስ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ንኢትዮጵያን ሶማሊያን ናይ ሓባር ዝኾኑ…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣመራርሓታትን መንግስቲ ስራሕቲ ሪፎርም ሚኒስቴር መዓድን ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህን ስራሕቲ ሪፎርም ሚኒስቴር መዓድን ተመልኪቶም። እቶም ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣመራርሓታትን መንግስቲ ኣብ…

ዶ/ር ይልቃል ከፋለ ኣብ ባህርዳር ዝተሃነፁን ኣብ ስራሕ ዝርከቡን ስራሕቲ ኢንቨስትመንት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝርከቡ ብሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝተሃነፁን ኣብ ስራሕ ዝርከቡን ስራሕቲ ኢንቨስትመንት ዑደት ገይሮም። እቶም ዑደት ዝተገበረሎም ኢንቨስትመንታት ኣብ ዘፈር ኣግሮ…

መድረኽ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልላት ኣምሓራን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣብ ከተማ ኢንጅባራ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልላት ኣምሓራን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ዞባታ መተከልን ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊን ኣብ ከተማ ኢንጅባራ ይሳለጥ ኣሎ። “ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንዘላቒ ሰላም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ፥ ኣፈ…

ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣርባዕተ ሰብ ሞያ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ቀጢፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ  ዝነበሩ ኣርባዕተ ሰብ ሞያ ብሓደጋ ትራፊክ ህይቶም ሓሊፉ። እቶም ሰራሕታኛታት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ጥቓ ከተማ ደባርቕ ትርከብ ሳንቃ በር ከባቦቢ ፍሉይ ሽሙ ኣበርጊና ኣብ ዝበሃል ቦታ ንስራሕ…