Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

እዚ ምዕራብ ውዳበ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብምፍራስን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ ሓፂር እዋን ንኽዛዘም ዕዙዝ ብፅሒት ተዋፂኡ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል…

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምዕራብ ውዳበ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብምፍራስን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ ሓፂር እዋን ንኽዛዘም ዕዙዝ ብፅሒት ተዋፂኡ ኢዩ ክብሉ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። አእቲ አዚ ብሰለስተ ደረጃታት ሽልማት ሜዳሊያ ዝሃበ እንትኸውን፥ ኣብቲ…

6ይ ዙር ጉቫኤ ምጥያሽ ተመረፅቲ ኮከስ ደቂ ኣንስትዮ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ዙር ጉቫኤ ምጥያሽ ተመረፅቲ ኮከስ ደቂ ኣንስትዮ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተኻይዱ። እቲ ኮከስ በቢሓሙሽተ ዓመት ሓዱሽ ቤት ምኽሪ እንትጣየሽ ሓቢሩ ዝጣየሽ እንትኸውን፥ ዕላምኡ ድማ ኩለመዳይ ተሳትፎ፣ መሰልን ረብሓን ደቂ ኣንስትዮ ምኽባር ኢዩ…

እዚ ደቡብ ኣብ ዝተፈላለዩ ወፍሪታት ሓገዝ ንዝገበሩ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ደቡብ ኣብ ዝተፈላለዩ ወፍሪታት ህልውናን ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ሓገዝ ንዝገበሩ ትካላትን ክፋላት ሕብረተሰብን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይካየድ ኣሎ። እቲ እዚ ኣብ ዘሰናደኦ ስነ-ስርዓት ሽልማት ኣፍልጦ ዝተውሃቦም ክልል ዓፋር፣ ሃገረስብከት…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ዝገብሮ ፅሕተራ ደው ንከብል ብሰልፊ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ወረዳ ገዋሌ ዞባ ገቢረሱ ክልል ዓፋር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ዝገብሮ ፅሕተራ ደው ንከብል ብዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ ሓቲቶም። ሎሚ ኣብቲ ወረዳ ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ ኣብ ከባቢ ከልበቲ ረሱን ኣብዓላን ዝገብሮ ቅትለት ንፁሃን ዜጋታት…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ስዑድ ዓረብ መሓመድ ቢን ኣብደላህ ኣል ጀዳን ተዛቲዮም። ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መራሕቲ ትካላት ሃይማኖትን ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኢትዮጵያ ርክብ ክልቲአን…

“ክብሪ ፓርቲና ብምሕላው ንምዕባለ ክልልና ክንሰርሕ ኢና” -ኣይተ ኦርዲን በድሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ክብሪ ፓርቲና ብምሕላው ንምዕባለ ክልልና ክንሰርሕ ኢና” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ገሊፆም። መድረኽ ዘተ ህንፀት ኣመራርሓ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ ይሳለጥ ኣሎ። ከም ኣገላልፃ እቶም ርእሰ…

ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብኲናት ዝዓነዉ ከተማታት መሊስካ ኣብ ምህናፅ ብምትኳ ምስ ዳያስፖራ ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፃውዒት ሃገር ተቐቢሎም ናብ ኣብ ሃገር ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሆቴል ስካይላይት ይዝቲ ኣሎ። ብኲናት ዝዓነዉ ከተማታት መሊስካ ኣብ ምህናፅ ዘድሃበ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትራትን ሰብ…

ንማእኸለዎት ደቂኣንስትዮ መራሕቲ ዝተሰናደአ ፕሬዚዳንታዊ መሪሕነት ስልጠና ኣብ ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንማእኸለዎት ደቂኣንስትዮ መራሕቲ ዝተሰናደአ ፕሬዚዳንታዊ መሪሕነት ስልጠና ኣብ ሱሉልታ ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብዕሊ ምኽፋተን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…

ኢንጂነር ታከለ ምስ ኣምባሳደራት ኢንግሊዝን ኣውስትራሊያን ኣብ ክሊ ኢንቨስትመንት መዓድን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ኢንግሊዝ ዶክተር አላስታይር ማችፌልን ኣምባሳደር ኣውስትራሊያ ጁሊያ ኒብሌትን ኣብ ክሊ ኢንቨስትመንት መዓድን ብምድሃብ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ እቲ ዘተ…

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኣገልግሎት ፕሮጀክት ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ መምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ዋና ዳይሬክተር ቢሮ ኣገልግሎት ፕሮጀክት ውድብ ሕቡራ መንግታትን ተወካሊት ሕብረት ኣፍሪካን ወይዘሮ ወርቅነሽ መኮንን ንዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ኣመልቶም…