Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንፕሮግራም ቅድመ ምረቓ መውፅኢ ፈተና ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ላዕለዎት ትምህርቲ ንምምሕያሽ ንኹሎም ፕሮግራማት ቅድመ ምረቓ መውፅኢ ፈተና ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ፕሬዚዳንታት መንግስታዊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተዛቲዮም፡፡
እቲ መድረኽ…
መንግስቲ መራኸብቲ ሓፋሽ ብነፃነት ንኽንቀሳቐሱ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣2014 (ኤፍ ቢሲ) መንግስቲ መራኸብቲ ሓፋሽ ብነፃነት ንኽንቀሳቐሱ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣይተ መሓመድ እድሪስ ገሊፆም።
ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ቤት ምኽሪ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ሆቴል…
ቅድመ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ መድረኽ ምሕራይ፣ ምብቃዕን ምፅራይን ኣመራርሓ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ምሕራይ - ተለዊጥካ ሃገር ምልዋጥ!" ብዝብል መሪሕ ቃል ቅድመ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ክልላዊ መድረኽ ምሕራይ፣ ምብቃዕን ምፅራይን ኣመራርሓ ጀሚሩ።
ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልልን ዞባን ከምዝተረከቡ ካብ ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል…
ዘተኣማምን ሰላም ንምርግጋፅ ጠንቂ ሰላም ዝኾኑ ጉዳያት ምፅራይ የድሊ – ዶ/ር አብርhaም በላይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ንምዕሳል ጥንኩር ውዳበን ንቑሕ ተሳትፎ ህዝቢን ከምዝሓትት ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብራሃም በላይ ገሊፆም።
ካብ 22 ክሳብ 23 ጥሪ 2014 ዓ.ም እናተኻየደ ዝፀንሐ ሓበራዊ መድረኽ ቤት ምኽሪ ሰላምን ፀፅታን ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር…
ኣይተ ሙሓመድራፊዕ ኣባራያ ኣማኻሪ ጉዳያት ፖሊሲ ወፃኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ሙሓመድራፊዕ ኣባራያ ኣማኻሪ ጉዳያት ፖሊሲ ወፃኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኮይኖም ከምዝተሸሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚስትር ኣፍሊጡ ክብል ኢቢሲ ፀብፂቡ።
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ተዛቲየን።
ዕድላትን ኣማራፂታትን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንሰብ ሃፍቲ ጃፓን ብሓባር ናይ ምፍላጥ ስራሕቲ ምስራሕ ኣብ ዝከኣሉሎም መገዲታት ኣብቲ እዋን ዘተ…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጂቡቲ፣ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ሴኔጋል፣ ሊቢያን ሞሪታኒያን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጂቡቲ፣ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ሴኔጋል፣ ሊቢያን ሞሪታኒያን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረታ ኣፍሮካን መበል 40 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚን ንምስታፍ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጂቡቲ ሙሃሙድ ዓሊ የሱፍ፣…
ኣብ ኣቢያተ ማእሰርቲ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኣተሓሕዘኦም ብዝዓባ ዝመሓየሸሉ ጉዳይ ዝምልከት ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስታራሕን መራሕቲ ትካላት ሃይማኖትን ዝተውፃእፀአ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣካይዱ።
ዕላማ ጉዕዞ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ…
ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ንህዝቢን መንግስቲን ቻይና መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ንህዝቢን መንግስቲን ቻይና ሓዱሽ ዓመት ቻይና ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዱሽ ዓመት ቻይና ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ቻይና ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ንኢትዮጵያ…
ሰራዊትና ውሽጣዊ ሓድነቱ ከጠንክር ይግባእ – ጀነራል ባጫ ደበሌ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣብ ዋና መምርሒ መሃንዲስ ምክልኻል እዋን ፃንሒቶም ዝዛዘሙን ልዑል ኣፈፃፅማ ዘመዝገቡን ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዕቤት መዓርግ ኣብ ዝሃቡሉ እዋን እቲ ሰራዊት ውሽጣዊ ሓድነቱ ከጠንክር ከምዘለዎ ኣገንዚቦም::
“ናይ ውሽጢን ደገን…