Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ስርዓት ዳይነት ዝረኣዩ ተግባራት ግዕዝይና ንምክልኻል ዘኽእል ስትራቴጂ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣብ ስርዓት ዳይነት ዝረኣዩ ተግባራት ግዕዝይና ንምክልኻል ዘኽእል ስትራቴጂ ዕላዊ ገይሩ።
ረብሓን ኣተገባብራን እቲ ስትራቴጂ ብዝምልከት ምስ ዳያኑን ዝምልከቶም ኣካላትን ዘተ ተገይሩ።
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ…
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ምዝገባ ተጓዓዝቲ ሓጂ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ምዝገባ ተጓዓዝቲ ሓጂ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
ሓፈሻዊ ዋጋ ተጓዓዝቲ ሓጂ 183 ሺሕን 500 ብር ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እቲ ሓጃጂ ናብ ባንኪ ኣታዊ ዝገበረሉ ብፅሒት ወረቐት ፎቶ ኮፒ ብምግባር ብምሓዝ እቲ…
ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 33 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር እቶት ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 33 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ እቲ እቶት ዝተረኸበ ካብ ታክሲ ውሽጢ ዓዲ፣ ቀረፅን ታክሲን ንግዲ ወፃኢ ኢዩ።
እቲ…
ኣብ ታንዛኒያ ምስ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ብዝዛመድ ኣብ ማሕየር ንዘለዉ ኢትዮጵያዊያን ናይ ሓባር መፍትሒ ንምድላይ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ታንዘኒያ ዘካተተ ስራሕቲ ለውጢ ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ።
እቶም ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኢትዮጵያዊያን መናእሰይ ብኬኒያን ታኒዛኒያን ኣቋሪፆም ናብ ደቡብ ኣፍሪካ እንትጓዓዙ ዘጋጥሞም ሓደጋ…
ፅዕንቶ ውሽጣዊን ግዳማዊን ፀላእትና እንምክቶ ክብሪ ህዝቢ ብምሕላውን ሃገራዊ ፍሪያታት ብምፍራይን ከምዘኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ መበል 11 ዙር ተመረቕቲ ኢንተርፕራይዛት ኣብታ ከተማ ዘለዉ ውፅኢታዊያን ሰብ ሃፍቲን ትካላተነ ኣብ ዝተረኸብሉ ዘተ ተገይሩ።
ዕላማ እቲ ዘተ ተመረቕቲ ኢንተርፕራይዛት ናብ ማእኸላይ ኢንዱስትሪ እንትሸጋገሩ ትፅቢት ዝግበረሎም…
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምዕባይ ዘኽእሉ 6 ዝተፈላለዩ ስምምዕነታት ተኸቲሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምዕባይ ዘኽእሉ 6 ዝተፈላለዩ ስምምዕነታት ተኸቲሞም።
ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ስምምዕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን…
ኢትዮጵያ ብዓውዲ ምርምርን ኢኖቬሽንን ተረባሒት ፈንድ ሆራይዘን ሕብረት ኣውሮፓ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ምርምርን ኢኖቬሽንን ተረባሒት ፈንድ ሆራይዘን ሕብረት ኣውሮፓ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ሕብረት ኣውሮፓ ኣፍሊጡ።
ኣብ መንጎ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣውሮፓን ኢትዮጵያን ፅኑዕ ምትሕብባር ምርምር ንምጅማር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት…
ቋንቋ ትግርኛን ኣፋን ኦሮሞን ኣብ ኣገልግሎት ምትርጓም ጉግል ተኻቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቋንቋ ትግርኛን ኣፋን ኦሮሞን ኣብ ኣገልግሎት ምትርጓም ጉግል ተኻቲቶም።
እቲ ኩባኒያ ብልዕሊ 300 ሚሊየን ዝዝረቡ ብሓፈኛ 24 ሓደሽቲ ቋንቋታት ናብ ዝርዝር ኣገልግሎት ትርጉም ከምዘካተተ ተገሊፁ።
ካብ መንጎ እዚኦም ቋንቋታት ትግርኛን…
እዋናዊ ኩነታት ተሓሳቢ ዝገበሩ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ብዝበለፀ ኣጠናኺርካ ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝሓሸ ውፅኢት ንምምዝጋብ እዋናዊ ኩነታት ተሓሳቢ ዝገበሩ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ብዝበለፀ ኣጠናኺርካ ምስራሕ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ገሊፆም።
ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ዝርከቡ ሚሲዮናት ኣፈፃፅማ…
መርሃ ግብሪ መጀመሪ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሓዊሱ ኣባላት ሴኔት እቲ ዩንቨርስቲ፣ መምህራን፣ ተምሃሮን…