Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ልኡኻት መተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ብመተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝ ምብራቕ ኣፍሪካ ዳንኤል እንድሪስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም። ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብቲ ዘተ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ…

ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵ 13 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ_19 ለጊሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵ 13 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ_19 ለጊሰን። ካብ ሞንጎ ሓገዝ ዝገበራ ሃገራት ፈረንሳይ፣ ፊንላንድ፣ ዴንማርክ፣ ግሪክ፣ ጣልያንን ስዊድንን ይርከበኦ፡፡ እቲ ዝተገበረ ሓገዝ፥ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ መላእ ሃገር…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዞባ ኪልበቲ ረሱ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን እናብፀሖ ዘሎ ጨፍጫፍ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ሰመራ-ሎግያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ሰመራ-ሎግያ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ "ኪልበቲ ረሱ" እናፈፀሞ ዘሎ ጨፍጫፍ ምፅናት ዘርኢ ዝኹንን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቶም ነበርቲ እቲ ጉጅለ ኣብ ነበርቲ ዞባ ኪልበቲ ረሱ ኣብ ልዕሊ ዕሸላት፤ ደቂ ኣንስትዮን…

መድረኽ ህንፀት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ህንፀት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። “ምምራፅ - ተለዊጥካ ሃገር ምልዋጥ” ብዝብል ርእሲ ነዚ ዕላማ ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ብምድሃብ ኢዩ ልዝብ እናተገበረ ዝርከብ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዕላማን…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓወትቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ ጀርመን ካልስሩህ ቱር ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም ብ3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ በሪሁ ኣረጋዊ ቀዳማይ ወፂኡ፡፡ ኣብ…

መበል 82 በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 82 በዓል ምጥያሽ ፈረሰኛታት ኣገው ኣብ ከተማ እንጅባራ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ርእሰ ምሐዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ፌዴራልን ከምኡ እውን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡…

ልምዓት ተፋሰስ ንዕብየት ሕርሻ መሰረት እዩ – ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014(ኤፍ ቢሲ)ልምዓት ተፋሰስ ንዕብየት ሕርሻ መሰረት እዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሰ ምምህዳር ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ 2014 ዓ.ም ብብርኪ ክልል ኣብ ወረዳ ዳሌ ቀበሌ ቃሊቴ ሲሚጣ ኣጀሚሮም፡፡ ኣብ ናይ ሎሚ…

ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ መስመራዊን መኮንናትን ሰራዊት ምክልኻል ዕብየት መዓርግ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014(ኤፍ ቢሲ)ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ክፍሊ ሰራዊት ምክልኻል ብኣፈፃፅማ ስረሖም ልዑል ውፅኢት ዘመዝገቡን ፃንሒት ገዚኦም ዝሸፈኑን መስመራዊን ላዕለዎት መኮንናትን ዕብየት መዓርግ ሂቡ። ኣዛዚ እቲ ክፍሊ ብ/ጀነራል ጌታሁን ካሳዬ፥ “ካብ ሓደ መዓርግ ናብ ካሊእ…

ሚኒስተራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ንጉባኤ ሕብረታ ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ምእታው ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረታ ኣፍሪካን መበል 40 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ እቲ ሕብረትን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ምእታው ጀሚሮም። ትማሊ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዚምባብዌ ፍሬድሪክ ሻቫን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…

ሚኒስቴር ጥዕና ካብ መሓዙት ኣካላት ዘተኣኻኸቦ ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ካብ መሓዙት ኣካላት ዘተኣኻኸቦ ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ትካላት ብርኩ ጉድኣት ትካላት ብምፅናዕን ሓገዝ ወሃብቲ ኣካላትን ብምጥንኻር ስራሕቲ…