Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝርከቡ ሓለፍቲ ፋብሪካታት ሲሚንቶ ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝንቀሳቐሱ ሓለፍቲ ፋብሪካታት ሲሚንቶ ኣብ እታወት ቀረብን እቶም ፋብሪካታት ዝርከቡሎም ከባቢታት ዘሎ ኩነታት ፀፅታን ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር መዓድን ኢንጅነር ታከለ ኡማ፣ ርዕሰ ምምሕዳር ክልል…
አገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ጥሕሰት ስነ-ምግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 75 ሰራሕተኛታቱ ስጉምቲ ወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ጥሕሰት ስነ-ምግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 75 ኣመራርሓን ሰራሕተኛታቱን ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ምውሳዱ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን እቲ ትካል ኣይተ ህብረወርቅ ይመኑ፥ እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ…
ከቢድን ቀሊልን ጥሕሰት መምርሒ ዝፈፀሙ 106 ዘይመንግስታዊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ስጉምቲ ተወሲዱዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከቢድ ጥሕሰት መምርሒ ዝፈፀሙ 24 ዘይመንግስታዊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ቀሊል ጥሕሰት መምርሒ ዝፈፀሙ 82 ዘይመንግስታዊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ስጉምቲ ከምዝተወሰደሎም በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል መዚ ኣብ ትሕቲ…
1 ሺሕን 5 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 5 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 5 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ምምላስ ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ጉዳያት…
ሚኒስትር ዴኤታ ሰመርታ ሰዋሰው ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመርታ ሰዋሰው ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትሕብብር ኮሚሽን ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ሳንድራ ክራመርን ዳይሬክተር ኣገልግሎት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ሪታ ላራ ኣብ ብራስለስ ተዛቲየን።
ኣብቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ…
ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ፍሉይ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ፍሉይ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ፊሊፕ ፋርማን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም።
ኣምባሳደር ኣብ ዘተኦም ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ነቶም ፍሉይ ልኡኽ…
ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ፖለቲካ ዘሎ ስትራቴጂካዊ ምትሕብባር ከምዘጠናኽር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ፖለቲካ ዘሎ ስትራቴጂካዊ ምትሕብባር ንምጥኻር ከምዘሰርሕ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሮላንድ ኮቢያ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ሮላንድ ኮቢያ ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ፖለቲካ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ሩባ ኣባይ ይህነፅ ኣብ ዘሎ ድልድል ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሩባ ኣባይ ይህነፅ ኣብ ዘሎ ብገመድ ዝተወጠረ ድልድል ዑደት ገይሮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሓይሊታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራ ምርካቦም ይዝከር።
ኣብ…
ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን ንኽረጋገፅ ብሓባርን ብምትሕብባርን ምስራሕ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን ንኽረጋገፅ ተለዋዋጢ ብዝኾነ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪካን ብብርኪ ኣፍሪካን ብሓባርን ብምትሕብባርን ምስራሕ ከምዝግባእ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ኢታማዡር ሹማት ምክልኻል…
ኩሎም ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ዝሓሸ ቅዋምን ብቕዓትን ይርከቡ፤ ፀላእትና ክፈልጡ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኩሎም ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ዝሓሸ ቅዋምን ብቕዓትን ይርከቡ፤ ፀላእትና ክፈልጡ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን…