Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያውያን ብሓደ ኮይኖም ዝጀመርዎ ዲፕሎማሲያዊ ቃልሲ ከጠናኽርዎ ይግባእ – ሴናተር ኣሜሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣሜሪካውያን ምስ ኣባል እቲ ቤት ምኽሪ (ስናተር) ግዝኣት ናቫዳ ካትሪን ማሳቶን ኣባል ቤት ምኽሪ ኮሎራዶ ጀይሰን ክሮውንን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘትዮም። ሴናተር ካትሪን ማሳቶ ኣብ ዘተኦም÷ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብትኹረት…

ኣብ ክልላት ሶማሌን ሮሚያን ዘጋጠመ ድርቂ ንምክልኻል ዝተዋደደ ፃዕሪ የድሊ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ሶማሌን ሮሚያን ዘጋጠመ ድርቂ ዝኸፍአ ጉድኣት እንተየብፀሐ ንምክልኻል ዝተዋደደ ፃዕሪ ከምዘድሊ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ልዕሊ 42 ቢሊየን ብር ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዘፈር ኢንቨስትመንት ከምዝተዋፈሩ ክልል ኣምሓራ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 42 ቢሊየን ብር ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዘፈር ኢንቨስትመንት ከምዝተዋፈሩ ቢሮ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን እቲ ክልል ገሊፁ። እቲ ቢሮ ናይ 6 ወርሒ ኣፈፃፅምኡ ኣብ ከተማ ደሴ ዝገምገመ…

ህወሓት መስመራት መተሓላለፊ ሰብኣዊ ሓገዝ ዓውደ ውግእ ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ከይረክብ ይገብር ኣሎ – ትዴፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት መስመራት መተሓላለፊ ሰብኣዊ ሓገዝ ዓውደ ውግእ ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ከይረክብ እናገበረ ከምዝርከብ ውድብ ዴሞክራሲ ትግራይ (ትዴፓ) ገሊፁ። ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ሕዚ እዋን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብቓላት ክግለፅ ኣብ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ልዕሊ 325 ሺሕ ተምሃሮ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ወፃእ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ልዕሊ 325 ሺሕ ተምሃሮ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ወፃእ ከምዝኾኑ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ፥ ኣብ ክልል ኦሮሚያ 163 ኣቢያተ ትምህርቲ ብዕጡቓት ሸኔ…

ዩኒሴፍ ፅሬት ትምህርቲ ኣብ ምምሕያሽ ሓገዝ ብዛዕባ ዝግበረሎም ኩነታት ብምትኳር ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት  ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) ኣብ ኢትዮጵያ ዩኒሴፍ ፅሬት ትምህርቲ ኣብ ምምሕያሽን ተተሓሓዝቲ ተግባራት እቲ ዓውዲን ንምሕጋዝ ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ልዝብ ተኻይዱ። ብወገን ሚኒስቴር ትምህርቲ…

ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ወርልድ ቪዥንን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካን ተዋዲዶም ብ309 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ዝትግበር ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ወርልድ ቪዥንን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካን ብምውዳድ ኣብ ውሽጢ 5 ዓመት ዝትግበር ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ብ309 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ዝትግበር ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ብዝተፈላለዩ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምምፃእ ዝኸዶ መገዲ ዝድገፍ ከምዝኾነ እስራኤል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብማሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ኣለሙ ምስ ኣማኻሪ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣምባሳደር ዚቪ ቪፒኒ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ኣብ ክልተኣዊ ርክባትን ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ረታ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ እዋናዊ…

ቤት ምኽሪ ብሄረሰብ በርታ መፀውዒ ሽም እቲ ብሄረሰብ ቤኒንሻንጉል ንኽኸውን ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄረሰብ በርታ መፀውዒ ሽም እቲ ብሄረሰብ ቤኒንሻንጉል ንኽኸውን ወሲኑ። እቲ ቤት ምኽሪ 8ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ወረዳ ሙከር የሳልጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ መፀውዒ ሽም እቲ ቤት ምኽሪ ቤኒንሻንጉል ንኽኸውን ዝወሰነ እንትኸውን፥ እቲ ሽም…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ጅግጅጋ ተሃኒፆም ንኣገልግሎት ክፍቲ ዝኾኑ መገዲታት ተዘዋዊሮም ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ጅግጅጋ ተሃኒፆም ንኣገልግሎት ክፍቲ ዝኾኑ መገዲታት ተዘዋዊሮም ጎብኒዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ሓዊሱ ምስ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…