Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መበል 43 ኣኼባ ኮሚቴ ቀዋሚ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 43 ኣኼባ ኮሚቴ ቀዋሚ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ኣኼባ “ምህናፅ ዓቕሚ ስርዓተ ምግቢ፣ ልምዓት ሃፍቲ ሰብ፣ ኢኮኖሚን ማሕባበራዊን ልምዓት ምቅልጣፍ ኣህጉር ኣፍሪካ” ብዝብል ሕብረት ኣፍሪካ ብዘሰናደኦ መሪሕ ቃል ኣኼባ…

መርሃ ግብሪ መተግበሪ ኽትትል ዝንባለ ዲጂታል ድርቅን ኣገልግሎት ትንበያን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መተግበሪ ኽትትል ዝንባለ ዲጂታል ድርቅን ኣገልግሎት ትንበያን ይካየድ ኣሎ። ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ መጠን ኣመፃፅኣ ዝናብ፤ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ፃንሒትን ፈነወን ዝህልዎ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝኽእል ምርምራት እናሰርሐ ፀኒሑ እዩ።…

ሕብረት ኢኮኖሚ ኣውሮፓን ኤስያን ኢትዮጵያ ቀንዲ ናይ ንግዲ መሓዛና ኢያ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኢኮኖሚ ኣውሮፓን ኤስያን ኢትዮጵያን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2022 ምትሕብባሮም ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ኣብ ዝኽእሉሉ ትልሚ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ዳይሬክተር መምርሒ ኮሚሽን ጥምረት ልምዓት ኣውሮፓን ኢኮኖሚ እስያን ዝኾኑ ጎሃር ናርሴግያን ምስ…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ናብ ጂግጂጋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ሓዊሱ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ጥላሁን ከበደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ናብ ጂግጂጋ ኣቲዮም። እቲ ብርእሰ መምሕዳር ዝተመርሐ ልኡኅ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ዝተጎድኡ…

ፌስቡክ ገፅ ኮርፖሬት ሚዲያን ኮሙዩኑኬሽንን ዋልታ ፀገም ቴክኒክ ከምዘጋጠሞ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቡክ ገፅ ኮርፖሬት ሚዲያን ኮሙዩኑኬሽንን ዋልታ ፀገም ቴክኒክ ከምዘጋጠሞ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ሚዲያ፥ “ሕጋዊፌስቡክ ገፅ waltainfo.com ንግዚኡ ፀገም ቴክኒክ ስለዘጋጠመና ካብዚ ሕዚ ሰዓት ጀሚሩ ዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ ንምፍታሕ ፃዕሪ እናገበረ…

በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ታቦታት ካብ ጥምቀተ ባሕሪ ነናብ መንበሪ ኣድባራቶም ብዝማሬን ዓጀባን ብኽብሪ እናተፋነዉ ይርከቡ። እቲ በዓል ጃን…

ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ስራሕቲ ምንቅስቓስ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ተዓዚቦም። ርእሰ መምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታሌዳሞ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን፣ ኮሚሽነር…

ንሰላምን ማዕርነትን ኣወንታዊ ግደ ዘለዎም ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ – ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰላምን ማዕርነትን ከምኡ እውን ንሕነታውነት ኣወንታዊ ግደ ዘለዎም ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ከምዝግባእ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ፌዴሪኢ ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ ኣብ ምኽባር…

ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ናብ ሃዋሳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ከተማ ሃዋሳ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምዕርፎ ነፈርቲ ሃዋሳ እንትበፅሕ ርእሰ መምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታሌዳሞ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት…

በዓል ጥምቀት ኣብ ጎንደር ምኽባር ፍሉይ ሓጎስን ስምዒትን ኣለዎ – ዶ/ር ይልቃል ከፍኣለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ጎንደር ምኽባር ፍሉይ ሓጎስን ስምዒትን ከምዘለዎ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፍኣለ ገሊፆም። ጎንደርዘለዋ ባህሊን ሓድጊን ብዝግባእ እንተጠቒማ ኣብ ዓውዲ ሪዝም ልዑል ግደ ክትፃወት ከምትኽእል እቶም ርእሰ መምሕዳር…