Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብኲናት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ኢንተርፕራይዛት 187 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ክልል ኣምሓራ ብኲናት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ኢንተርፕራይዛት 187 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል፥ ቢሮታት ክልላት እቲ ቤት ዕዮ፣ ኮለጃትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብምትሕብባር ኣብ ክልል ኣምሓራ…

ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ናይ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ መሰተአን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ሚኒስትር ጥዕና ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ጂያን ምባንዳ ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ፥ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዓውዲ ጥዕና ጠንካራ ሽርክና ንምፍጣር ዘኽእል ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። በፍላይ ኣብ…

ኣብ ምንጋዕ ፀፅታ ጎንደር ዝተሳተፉ ተጠርጠርቲ መንግስቲ ኣፃሪዩ ስጉምቲ ንክወስድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ሓቲቱ

 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምንጋዕ ፀፅታ ጎንደር ዝተሳተፉ ተጠርጠርቲ መንግስቲ ኣፃሪዩ ስጉምቲ ንክወስድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ሓቲቱ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ኡመር ኢድሪስ፥ ኣብ ጎንደር…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከባቢ መልካ ጉባ ብዝተኻየደ ወፍሪ እቲ ከባቢ ካብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናፃ ምግባሩ ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ደቡብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ወረዳ ጉሚ ኤልዴሎ ከባቢ መልካ ጉባ ብዝተኻየደ ወፍሪ እቲ ከባቢ ካብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናፃ ምግባሩ ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ደቡብ ኣፍሊጡ። በቲ ዝተገበረ ወፍሪ ንኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ስቓይ…

ኣብ ጎንደር ዝተፈጠረ ፀገም ክብሪታት ሃይማኖት ዝጠሓሰን ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ክብል ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጎንደር ዝተፈጠረ ፀገም ክብሪታት ሃይማኖት ዝጠሓሰን ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ክብል ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብቲ ጉዳይ መግለፂ ዝሃበ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ጎንደር ብዝተፈጠረ ህውከት ህይወት ሰብ ካብ ምሕላፍ ብተወሳኺ ዕንወትን…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ሃዋሳ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ዝኾነ ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ንምኽባር ናብ ሃዋሳ ኣምሪሖም። ብተወሳኺ ኣምባሳር ሽፈራው ሽጉጤ፣ መካየዲ ስራሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ኣይተ ጥራቱ በየነን ካልኦት ላዕለዎት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ዘበን ዝኽበር ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ብቋንቋ ሲዳምኛ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ በዓል…

መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ፃውዒት ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ፃውዒት ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ገብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ፕሬዚዳንት…

ሃይማኖት ናይ ሰላም እንበር ብዝኾነ ምኽኒያት መበገሲ ጎንፂ ክኾና ኣይግባእን-ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖት ናይ ሰላም እንበር ብዝኾነ ምኽኒያት መበገሲ ጎንፂ ክኾና ኣይግባእን ክብል ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ከተማ ጎንደር ዘጋጠመ ፀገም ብዝምልከት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ዝተፈፀመ…

ካናዳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብሕፅረት ምግቢ ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ንምሕጋዝ ደገፍ 73 ሚሊየን ዶላር ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካናዳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብሕፅረት ምግቢ ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ንምሕጋዝ ደገፍ 73 ሚሊየን ዶላር ገይራ። እቲ ደገፍ ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ሶማሊያን ተረባሕቲ ከምዝገብር ምግላፁ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ…