Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምምሕዳር ከተማ ባሕርዳር ልዕሊ ብር 110 ሚሊየን ዘውፅእ ናይ ዓይነት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ባሕርዳር ካብ ነበርቲ እታ ከተማ፣ማሕበረሰብ ንግዲ፤ ካብ ሰብ ሃፍቲን ካብ ዝተፈላለዩ ክፍላት ማሕበረሰብን ዘተኣኻከቦ ልዕሊ ብር 110 ሚሊየን ዘውፅእ ምግብን ዝተፈላለዩ ኣልባሳትን በቲ ኩናት ንዝተመዛበሉን ሃፍቲን ንብረቶምን ንዝዓነዎም…

ኣብ ጎንደር በዓል ጥምቀት ብስላም ንክኽበር ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ስራሕቲ ፀጥታ ይካየድ ኣሎ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር በዓል ጥምቀት ብስላም ንክኽበር ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ስራሕቲ ፀጥታ እናተኻየደ ከምዝርከብ መምርሒ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። በዓል ጥምቀት ኣብ ዩኒስኮ ዝተመዝገቡ ዘይድህሰሱ ሓድግታት እቲ ሓደ እንትኸውን÷ እዚ በዓል ኣብ ከተማ ጎንደር…

ብርእሰ ምምሕዳር ርስቱ ይርዳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ልምዓት መስኖ ስርናይ ዑደት ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ መምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ዝተመርሐ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ዞባታት ጋሞን ወላይታን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ልምዓት መስኖ ስርናይ ዑደት ይገብር ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት ኣይተ ርስቱ ይርዳ ሓዊሱ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት…

ኢትዮጵያ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ደምቢ ስነ-ምግባር እቲ ትካል ብምጥሓስ እናፈፀሙዎ ዝርከቡ ኣድልዎ ክምርምረላ ንቦርድ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለምን ዝኾኑ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ደምቢ ስነ-ምግባር እቲ ትካል ብምጥሓስ እናፈፀሙዎ ዝርከቡ ኣድልዎ ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ንክምርምረላ ሓቲታ። ኢትዮጵያ ናብቲ ቦርድ ኣብ…

ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ክሳብ 13 ጥሪ ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ክሳብ 13 ጥሪ 2014 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ባይቶ መጣየሺ ኣዋጅ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ቁፅሪ 1265/2014 ዓ.ም ምፅዳቑ ዝዝከር እንትኸውን፥…

ዳያስፖራታት ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚን ቂሊንጦን ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራታት ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚን ቂሊንጦን ከምኡ እውን ኣብ ፓርክ ኣይሲቲ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት ዳያስፖራታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ንኽዕዘቡ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኮርፖሬሽን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ንበዓል መዚ ኣቢዬሽን ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ኣመራርሓታት ሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንኣይተ ጌታቸው መንግስቴ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ገይሮም ሾይሞም። ካብዚ ብተወሳኺ ኣይተ መንግስቱ ንጉሴ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ አኤር ናቪጌሽን ገይሮም ከምዝሾሙ ካብቲ በዓል…

ሰራሕተኛታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት “ብዘላቒ ዓወት ናብ ምዕባለን ድህረ ኲናት ምዝባዓትን መእረምተኦምን” ብዝብል ርእሲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ ዝመርሑ ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓን ሚኒስትር ዲኤታ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ኣኒከን ሁይትፌልድት ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ እናተርኣዩ ዝርከቡ ለውጢታት ብምምልካት ነተን ሚኒስትር…

እቲ ብዓል መዚ ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽተ ኣዋርሕ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታዊ ኣገልግሎታት ልዕሊ 914 ሚሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል መዚ ፍቓድን ምቁፅፃርን ኣሽከርከርቲን ተሸርከርቲን ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽተ ኣዋርሕ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ኣገልግሎት ልዕሊ 914 ሚሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ። እቲ ብዓል መዚ፥ ኣብ ፍርቂ ኣመት በጀት 2014 ዓ.ም ካብ ኣገልግሎታት ኣሽከርከርቲን…