Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ካብ ፀገሞም ንክወፅኡ ዘኽእል ስራሕ ብትኹረት ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ካብ ፀገሞም ንክወፅኡ ዘኽእል ስራሕ ብትኹረት ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር መስኖን ልምዓት ከባቢታት ቆላን  ገሊፁ። ሚኒስቴር መስኖን ልምዓት ከባቢታት ቆላን  ነቲ ዕላማ ዝውዕል 6 ሚሊየንን 395 ሺሕን…

ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዝተፈላለያ ትካላት ኣሜሪካ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዝተፈላለያ ትካላት ኣሜሪካ ተዛቲዩ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ፣ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ፣ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካን ካልኦት ላዕለዎት…

ዕለተ ዓርቢ ዓብዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ጎደና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ-ኡስታዝ ኣቡበከር ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕለተ ዓርቢ ዓብዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ጎደና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየር ኮሚቴ ምትሕብባር “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ” ኣፍሊጡ። ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ኡስታዝ ኣቡበከር ኣሕመድ፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ንምስታፍ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ናብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ዞባ ምምሕዳር ዋግ ህምራ ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ዜጋታት ቅልጡፍ ሓገዝ ከምዘድሊ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝኣክል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝፀንሐ ኣብ ዞባ ምምሕዳር ማሕበረሰብ ዋግ ህምራ ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ዜጋታት ቅልጡፍ ሓገዝ ከምዘድሊ ተሓቢሩ። ዓለም ለኸ ረዳእቲ ትካላት እውን ብዝተደለየ መልክዑ ሓገዝ…

ቀዳማይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ማእኸል ሕክምና ልቢ ጥቁር ኣንበሳ ብምዝዛም ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ማእኸል ሕክምና ልቢ ጥቁር ኣንበሳ ብምዝዛም ስራሕ ጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቐ ፕሮጀከት መጀመሪ ምዕራፍ ዝተፈላለዩ እታዎታት ሕከመና ከመዝተማልእሉ እወን ተሓቢሩ። ንኣብነት ኣብ ኣፍሪካ ብሕታዊ ልቢ…

ኣብ ክልል ሶማሌ ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መሰኖን ልምዓት ከባቢታት ቆላን ኣብ ክልል ሶማሌ ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድን ሚኒስትር ዲኤታ ዶክተር ብርሃኑ ሌንጪሶን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣብ መረፃ ፈረንሳይ ዳግም ንዝተዓወቱ ፕሬዚዳንት ማክሮን መገህለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ፈረንሳይ ዳግም ንዝተዓወቱ ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን መግለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፎም። ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ እታ ሃገር ትማሊ ብዝተውሃበ ናይ መወዳእታ ዙር ምሃብ ድምፂ ኣብ ስልጣን ዘለዉ…

ምደባ ተምሃሮ ዩንቨረስቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምደባ ዩንቨረስቲ ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ እቶም ተምሃሮ ዝተመደብሉ ዩንቨርስቲ ንምርኣይ፥ ብድህረገፅ፡-https://result.ethernet.edu.et ፣ SMS፡- 9444 ከምኡውን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ትንሳኤ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ሓደጋ ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ትንሳኤ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ሓደጋ ተኸቢሩ ከምዝወዓለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ኣብ እዋን ምኽባር እቲ በዓል መበገሲ ሃንደበታዊ ሓደጋታት ብዕቱብ ብምርዳእ ማሕበረሰብ ንዝገበሮ ጥንቃቐ…

በዓል ፋሲካ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። በዓል ትንሰሳኤ ምኽንያት ብምግባር ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ በዓል ትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶት እንትነኽብር ሓድነትና ብምጥንኻርን ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ንምዕሳልን ብተግባር…