Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብርእሰ ዓቕሚ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዘምህር ግድብ ህዳሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሱሌይማን ደደፎ ኣብ ድሮ ምረቓ ዝርከብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብርእሰ ዓቕሚ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዘምህር ዓብዪ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም።
ኣምባሳደር ሱሌይማን ምስ ዩኒቨርሳል ቲቪ ኣብ…
ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ንምድንፋዕ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ብዕቱብ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ጥዕና፡፡
ኣብቲ ሚኒስቴር ኣማኻሪ መርሃ ግብሪ ሕክምና መንሽሮ ዶ/ር ኩኑዝ ኣብደላ ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ 80 ሺሕ ሓደሽቲ ሕሙማት መንሽሮ ይምዝገቡ፡፡…
ኣህጉራዊ ምትእስሳር ጋህዲ ንምግባር ግደ ሚዲያታት ልዑል ኢዩ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣህጉራዊ ምትእስሳር ጋህዲ ንምግባር ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ልዑል ኣበርክቶ ኣለዎም ኢሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)።
መበል 15 ጉባኤ ማሕበር ኮሙኒኬሸን ምብራቕ ኣፍሪካ "ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ንምትእስሳር ኣፍሪካ"…
ወለዶ ናይ ዘመናት ልምዓታዊ ሸቶኡ ዘዐወተሉ ግድብ ህዳሴ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ወለዶ ብርእሱ ዓቕሙን ማእገርን ናይ ዘመናት ሸቶ ልምዓት ኣብ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ምዕዋት ክኢሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)።
እቶም ሚኒስትር ከምዝበልዎ ፤ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንቐፃሊ ወለዶ እውን ዓብዩ ትርጉም ዝህብ…
ጉባኤ ጉጅለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልካል ገበን ፤ ብተግባር ገበን ዝተረኸበ ንብረት ሕጋዊ ኣምሲልካ ምቕራብ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምብራቅ ደቡብ ኣፍሪካ ምክልኻል ገበን ዝተረኸበ ገንዘብ ሕጋዊ ኣምሲልካ ምቕራብ መበል 50 ጉባኤ ሓለፍቲ ስራሕ ጉጀለ ምክልኻል ገበን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ኣብቲ ጉባኤ ሓላፊት ቤት ፅሕፈትን ቀዳማይ ሚኒስትርን ጉዳያት ካቢኔ ሚኒስትር…
ንቀፀልቲ ፕሮጀክታት ልምዓት መንፈስ ዓርሰ እምነት ዝፈጥር ግድብ ህዳሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተረኸበ ውፅኢት ኣብ ቀፃሊ ንዝውገኑ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ልምዓት ዓርሰ ምትእምማን ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም ምሁራን።
እቶም ምሁራን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን እከምዝበሉዎ፤ እቲ ግድብ ዝርከበሉ ምዕራፍ ኢትዮጵያ…
ጉባኤ ማሕበር ኮሙኒኬሽን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 15 ዓመታዊ ጉባኤ ማሕበር ኮሙኒኬሽን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡
እቲ ጉባኤ "ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ንምትእስሳር ኣፍሪካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር…
ኮሎምቢያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከፊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሎምቢያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከፊታ።
ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርኬዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት የካይዱ ኣለዉ።
እቶም ፕሬዚደንት ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኮሎምቢያ መሪቖም ከፊቶም።…
ኢትዮጵያ ምስ ስዊዘርላንድን ማልታን ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ክትሰርሕ ኢያ- ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ስዊዘርላንድን ማልታን ዘለዋ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምጥንኻር ክትሰርሕ ኢያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ።
እቶም ፕሬዚዳንት እዋን ፃንሒት ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ታማራ ሞናን ኣምባሳደር…
ኢትዮ ቴሌኮም ቁፅሪ ዓማዊሉ 88 ሚሊየን ንምብፃሕ ተሊሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘሎ 83 ነጥቢ 2 ሚሊየን ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 88 ሚሊየን ንምብፃሕ ትልሚ ሒዙ።
እቲ ትካል ስትራቴጂክ ትልሚ ሰለስተ ዓመትን ናይ ቀፃሊ ዓመት ትልሚ ስርሑን ኣፋሊጡ።
ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ትካል ፍሬህይወት…