Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ናይ ታሪኽ ዘይምስምዕማዓት ንምፍታሕ ሙሁራት እቲ ዓውዲ ግደኦም ንኽዋፅኡ ፃዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ታሪኽ ዘይምስምዕማዓት ንምፍታሕ ሙሁራት እቲ ዓውዲ ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ፃዒት ቀሪቡ። ሚኒስቴር ሰላም ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ዘሰናደኦ “ኣበርክቶ ታሪኻውነት ንብሄራዊ ምርድዳእን ግደ ሙሁራንን” ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ…

ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ልዝብ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ልዝብ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ እዋናዊን ስሩዕን ናይ 6 ወርሒ ተግባራት ኣፈፃፅማ፣ ተመዛበልቲ መሊስካ ምጥያሽን ተሳትፎን ተረባሕነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝምልከት ምይይጥ ከምዝገብር ካብቲ…

ሁዋዌ ኢትዮጵያ ተሰናድኦ ዓለም ለኸ  ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ከምዝድግፍ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ቴክኖሎጂ ሁዋዌ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ዓመት እተሰናድኦ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ከምዝድግፍ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ኣሊ፤ ኣብ ጉጅለ  ቴክኖሎጂ ሁዋዌ ምስ ምኽትል ኣፈፃሚ ስራሕ  ቻርለስ ዲንግ ኣብ…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ገይሮም። ኣብ ጣሊያን ፔሩጂያ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ተውልደ ኢትዮጵያውያንን ከምኡ እውን ፈተውቲ ኢትዮጵያ ብግብረ ራዕዲ…

ንሃገርና ክንሰርሖ ዝግባእ ብዙሕ ስለዝኾነ ክበረታታዕ ይግባእ _ ጋዜጠኛሄርሜላ ኣረጋዊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገርና ክንሰርሖ ዝግባእ ብዙሕ ስለዝኾነ ብዝበለፀ ክንበረታታዕ ይግባእ ክትብል ጋዜጠኛሄርሜላ ኣረጋዊ ፃውዒት ኣቕሪባ። እታ ጋዜጠኛ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንኸኣትዉ ዝተገበረ ፃውዒት ተቐቢላ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ፡፡ ጋዜጠኛ…

ንበዓል ልደት ጥዕንኡ ዝሓለወ ናይ ሕርዲ ኣገልግሎት ንመሃብ ምድላው ተገይሩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓል ልደት ጥዕንኡ ዝሓለወ ናይ ሕርዲ ኣገልግሎት ንሕብረተሰብ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተገበረ ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። በዓልቲ ሞያ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ትካል ወይዘሪት ርብቃ ማስረሻ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ነቲ በዓል ልዕ፤ሊ 5 ሺሕ…

ላዕለዎት ኣምራርሓታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣምራርሓታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ዘተ “ብዘላቒ ዓወት ናብ ምዕባለ ከምኡ እውን ክተታትን እርማትን ድሕረ ኲናት” ኣብ ዝብሉ ርእሰ ጉዳያት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብ…

ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሽፋን ብምግባር ገበን ግዕዝይና ፈፂሞም ኣብ ዝተብሃሉ 7 ኣባላት ፖሊስ ክሲ ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሽፋን ብምግባር ግቡእ ዘይኮነ ሃፍቲ ንውልቆ፣ ንምርካብን ካልኦት ንክረኽቡ ብምሕሳብን ገበን ግዕዝይና ፈፂሞም ኣብ ዝተብሃሉ 7 ኣባላት ፖሊስ ክሲ ከምዝመስረተ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ኣባልነት ፖሊስ ሽፋን ብምግባር ምረርመራ ናይ…

ኣርባዕተ ትውልዲ ዝጣመረሉ ዓቢዩ ኢትዮጵያዊ እንግዶት ሙዚቃ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣርባዕተ ትውልዲ ዝጣመረሉ ዓቢዩ ኢትዮጵያዊ እንግዶት ሙዚቃ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ከምዝካየድ ተገሊፁ። ሓይሊ ኪነ-ጥበብ ብምጥቃም ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናበፅሐ ዝርከብ ፅዕንቶ “የኣክል” ንምባል ዘኽእል…

ዓወት ሃገራዊ መድረኽ ምኽክር ሃገር ዘድሕን ብምዃኑ ኩሉ ዜጋ ንዕውትነቱ ክረባረብ ይግባእ – ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ሃገራዊ መድረኽ ምኽክር ሀገር ዘድሕን ብምዃኑ ኩሉ ዜጋ ንዕውትነቱ ክረባረብ ይግባእ ክብሉ ኣብ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ ገሊፆም፡፡ ምስ ፋና ብሮድሳክቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣይተ…