Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንበዓላት ፋሽጋን ዒድ ኣልፈጥርን መሰረታዊ ሸቐጣት ንሕብረተሰብ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓላት ፋሽጋን ዒድ ኣልፈጥርን መሰረታዊ ሸቐጣት ሰንሰለት ዕዳጋ ብዝሓለወ መገዲ ብማሕበራት ሸመትቲ ንሕብረተሰብ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተገበረ ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ነቲ በዓል ዝኾና አንስሳት ንምምፃእ መትእስሳር ዕዳጋ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወራር ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ትራንስፖርት ልዕሊ 1 ነጥቢ 75 ቢሊየን ብር ዝግመት ዕንወት በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወራር ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ትራንስፖርት ልዕሊ 1 ነጥቢ 75 ቢሊየን ብር ዝግመት ዕንወት ምብፅሑ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ።
ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ህወሓት ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ዝበፅሐ ጉድኣት ሚኒስቴር…
ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር መካተቲን ኣሳታፊን ምግባር ንምዕት ዝተሓሰበ ብሄራዊ ምርድዳእ ዓብዪ ግደ ይጻወት – ሙሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ዓቢዩ ሓደራን ሓላፍነትን ኣለዎ ክብሉ ሙሁራት ፖለቲካ ሳይንስ ገሊፆም።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር መምህር ፖለቲካል ሳይንስን ተንታኒ ጉዳያት ፖለቲካን…
ዘፈር ውልቀ ዘይተሳተፈሉ ክእለትን ልምዓትን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ክዕወት ኢዩ ኢልካ ኣይሕሰብን – ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ውልቀ ዘይተሳተፈሉ ክእለትን ልምዓትን፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኢንዱስትሪ ሰላምን ምርግጋፅ ከምዘይከኣል ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሚኒስትር ዲኤታ ምውፋር ስራሕን ዘፈር ዕዳጋን ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ገሊፆም።
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ…
1 ሺህ 86 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺህ 86 ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት እተን 330 ደቂ ኣንስትዮን 80 ዝኾኑ ድማ ህጻናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡
ንተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ሓገዝ…
ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ኣብ መብዛሕተኦም ኣብቆልቲ ፅዲያ ከባታት ዝሐሸ ዝርገሐ ዝናብ ከምዝህሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ኣብ መብዛሕተኦም ኣብቆልቲ ፅዲያ ከባታት ዝሐሸ ዝርገሐ ዝናብ ከምዝህሉ ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኢንስቲትዩት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ብፍላይ ድማ ኣብ ምብራቕን ደቡብን…
ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ እግሪ ንምትካል ዝውዕል ደገፍ 300 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ እግሪ ንምትካል ዝውዕል ደገፍ 300 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ።
እቲ ባንኪ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ እቲ ደገፍ ኣብ ኢትዮጵያ ጎን ኣብ ዝነበሮም ከባቢታት ዝተጎድኡ…
ካናዳ ኣብ ኢትዮጵያ ጥንኩር ኢኮኖሚን ዘላቕ ሰላም ንምፍጣርን ዝግበር ፃዕሪ ከምትሕግዝ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካናዳ ኣብ ኢትዮጵያ ጥንኩር ኢኮኖሚን ዘላቕ ሰላም ንምፍጣርን ዝግበር ፃዕሪ ከምትሕግዝ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋኒ ጆቢን ገሊፆም።
በኢትዮጵያ የካናዳ አምባሳደር ስቴፋኒ ጆቢን÷የካናዳና ኢትዮጵያ የቆየ ጠንካራ ወዳጅነት ተጠናክሮ…
ቃለ ህይወት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል 43 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ልምዓት ቃለ ህይወት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል 43 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይራ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዶክተር ተፈራ ታሎሬ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከመዝበልዎ፥ እቲ ደገፍ ኣብ ዞባ ደቡብን ሰሜንን ወሎ…
ፕሮጀክት ከርሰ ምድሪ ማይ ለገዳዲ ክፍሊ ክልተ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ን860 ሺሕ ነበርቲ እታ ከተማ ተጠቀምቲ ፅሩይ መስተ ማይ ዝገብር ፕሮጀክት ከርሰ ምድሪ ማይ ለገዳዲ ክፍሊ ክልተ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ንምዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን እቲ በዓል መዚ…