Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣመራርሓታት ቢሮ ፀፅታ ክልል ሶማሌ ምስ ኣመራርሓታት ዞባ ሂራን ግዝኣት ሂር ሸበሌ ሪፐብሊክ ሶማሊያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ቢሮ ፀፅታ ክልል ሶማሌ ምስ ኣመራርሓታት ዞባ ሂራን ግዝኣት ሂር ሸበሌ ሪፐብሊክ ሶማሊያ ተዛቲዮም።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ድሕንነትን ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙባሽር ዱባድ፣ ዋና ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ኮሚሽነር…
ዝተፈለየ ሓሳብ ዘለዎ ኢትዮጵያዊ ሓሳቡ ዝቕበል ስርዓት ስኢኑ ናብ ዱር ዝኣትወሉ እዋን ከብቕዕ ኣለዎ – ዲያቆን ዳንኤል ክብረት
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈለየ ሓሳብ ዘለዎ ኢትዮጵያዊ ሓሳቡ ዝቕበል ስርዓት ስኢኑ ናብ ዱር ዝኣትወሉ እዋን ከብቕዕ ከምዘለዎ ኣማኻሪ ማሕበራዊ ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ገሊፆም።
“ሃገር ውፅኢት ስራሕ ሓሳብ ኢያ፤ ዝተፈላለዩ ሓሳባት ሕብሪ…
ናብ ኢትዮጵያ እናኣተዉ ዝርከቡ ዳያስፖራታት ዘምፅኡዎ እታወት ሕክምና ሓገዝ ኣረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዳያስፖራ ብዝቐረበ ፃውዒት መሰረት ናብ ኢትዮጵያ እናኣተዉ ዝርከቡ ዳያስፖራታት ንኣገልግሎት ጥዕና ክውዕል ዘምፅኡዎ እታወት ሕክምና ሓገዝ ኣረኪቦም።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…
ኣምባሳደር ነቢል ማህዲ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ደቡብ ሱዳን ዴንግ ኣሎር ተዛቲዮም።
እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን ዘተ፥ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ተተሓሓዝቲ ከይዲታትን ኣመልኪቶም ገለፃ…
ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ከካይድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ከካይድ ኢዩ።
እቲ ጉባኤ ንሰለስተ መዓልቲ ከምዝካየድ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ፋንታየ ከበደ ተዛሪበን።
ኣብቲ ጉባኤ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10…
ትካል ተራድኦ ጣሊያን ኣብ ምዕራብ ጉጂ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 7 ሺሕ ኩንታል ምሸላ ባሕሪ ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ምዕራብ ጉጂ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 7 ሺሕን 500 ኩንታል ምሸላ ባሕሪ ሓገዝ ከምዝገበረ ቤት ፅሕፈት ተለዓልቲ ልምዓት ስግኣት ሓደጋ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኢዮብ ዘሪሁን…
ኒጀር ተለዋጢት ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ኣብ ዘገልገለትሉ እዋን ንኣህጉርና ኣኹሪዓ ኢያ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኒጀር ተለዋጢት ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ኣብ ዘገልገለትሉ እዋን ንዘርአየቶ መርህ፣ ጭዋነትን ሓድነትን ኣፍሪካ ማእኸል ዝገበረ ቅዋም ሃገርናን ኣህጉርናን ዘኹረዐት ብምዃና ንመንግስቲን…
ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ግዝኣት ብሉ ናይልን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽል ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ)ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ግዝኣት ብሉ ናይልን ቅድሚ ሕዚ ዝነበሩዎም ርክባት ዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽል ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
ኣብ ከተማ ኣሶሳ ንክልተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝነበረ ኣብ ሓበራዊ ልምዓት ዶብ ክልል…
122 ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ተሰናዲኡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ገንዘብ ዝተሰናደአ 122 ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ናብ ቤት ምኽ ሚኒስትራት ቀሪቡ።
እቲ ተወሳኺ በጀት መሐለዊ ድሕንነት ሃገር፣ ንሰብኣዊ ሓገዝ፣ ብኲናትን ጎንፂን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት መጣየሺ ከምኡ እውን ንካልኦት ኣድለይቲ…
መድረክ ዘተ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረክ ዘተ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ።
ዕላማ እቲ መድረክ ዘተ ድማ ኣመራርሓ እቲ ክልል ንቐፃሊ ተልዕኮ ንኽዳለውን ብቕዓት ዘለዎም ንምግባርን ዝተዳለወ እዩ፡፡
ኣብቲ ክልል ብዝነበረ…