Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሱሉልታ ሎሚ መዓልቲ ብዘጋጠመ ክልተ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ልዑል ጉድኣት ኣጋጢሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱሉልታ ሎሚ መዓልቲ ጥራሕ ብዘጋጠመ ክልተ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ልዑል ጉድኣት ከምዘጋጠመ ቤት ማዛጋጃ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቤት ማዛጋጃ ኣይተ ደረጀ ያኢ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ ሓደጋ ሎሚ ሰዓት…
ሉሲ ኣብ ውድድር ሲካፋ ኣብ ልዕሊ ዛንዚባር 5 ንባዶ ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 204 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ደቂ ኣኒስቲዮ ሉሲ ኣብ ውድድር ሲካፋ ኣብ ልዕሊ ዛንዚባር 5 ንባዶ ተዓዊተን።
ኣረጋሽ ካልሳ ፈላመይቲ ሸቶ እንትተመዝግብ፥ ሎዛ ኣበራን ቅድስት ዘለቀን ንሕድሕደን ከክልተ ሸቶ ኣቑፂረን።
እዋናዊ ሓበሬታ…
ኤግዚቢሽን ባህልን ፌስቲቫልን ክልል ደቡብ ምዕራብ ህዝብታት ኢትዮጵያ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤግዚቢሽን ባህልን ፌስቲቫልን ክልል ደቡብ ምዕራብ ህዝብታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ቦንጋ ተጀሚሩ።
ኣብቲ መኽፈቲ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ወ/ሮ ነፊሳ ኣልማሃድ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶ/ር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ፣ ዋና…
ጀርመን ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ንምድጋፍ ድልውቲ ኢያ-ኣምባሳደር ስቴፋን ኣወር
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን መንግስቲ ኢትዮጵያ ሕቶ እንተቕሪቡላ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ንምድጋፍ ድልውቲ ምዃና ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋን ኣወር ገሊፆም።
ኣምባሳደር ስቴፋን ኣወር፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ውሽጣዊ ፀገማት ንምፍታሕ ብሓባር ምዝታይ ከምዘድሊ…
66 ኣብያተ ትምህርቲ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ማእኸል ዲጂታል ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ብብርኪ ሃገር 66 ኣብያተ ትምህርቲ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ማእኸል ዲጂታል ትምህርቲ ዕላዊ ገይሩ።
ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ከፍተኛ” 23 ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ እቲ ፕሮጀከት ኣጀሚሩ።
ዋና ኣፈፃሚት…
ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ንዑደት ስራሕ ናብ ባሌ ሮቤ ኣምሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ንዑደት ስራሕ ናብ ባሌ ሮቤ ኣምሪሑ።
ኣብቲ ዑደት ስራሕ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ነበር ሃይለማሪያም ደሳለይ፣ ተወካሊ ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኡስማን ዲዮንን ካልኦት…
ማሕበረሰብ ጣቢያ ራዲዮ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ጣቢያ ራዲዮ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ተመሪቑ።
ኣብቲ ስነሰርዓት ምረቓ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፣ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ኣይተ ከድር ጁሀር፣ ፕሬዚዳነት ዩንቨርስቲ ድሬዳዋን ካልኦት ተሳተፍቲን…
ኣይተ ደመቀ ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካ ትሬንት ኬሊን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካ ትሬንት ኬሊን ተዛቲዮም።
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ንዝተጎድኡ ሰባት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብ፣ ተሓታትነት ሰብኣዊ ግህሰትን ዘላቒ ሰላም…
ሰላም ንምዝራግ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዘኽእል ቁመናን ብቕዓትን ንርከብ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ንምዝራግ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዘኽእል ዘተኣማምን ቁመናን ብቕዓትን ንርከብ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ እዋናዊ ኩነታት…
ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ እንተጓዓዙ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ እንተጓዓዙ ብሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ታንዛኒያ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ዝነበሩ 20 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ሎሚ መዓልቲ ብቀዳማይ ዙር ዕድሚኦም ካብ 11 ክሳብ 17 ዓመት ዝኾኑ 20…