Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መርሃ ግብሪ ሓምላይ ኣሰር ዝነኣድ ለውጢ ዝተረኣየሉ እዩ – ራሚዝ አላካባሮቭ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓጋዚ ዋና ፀሓፊን ሕቡራት መንግስታት ከምኡ እውን መተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ አላካባሮቭ (ዶ/ር) ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝነኣድ ለውጢ ዝተረኣየሉ እዩ አሎም።
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሰላሴ ስራሕ ግዝኦም ዝዛዘሙ ራሚዝ…
ኢትዮጵያ ሃገራት ኣፍሪካ ብልምዓት ንምትእስሳር ብትኹረት ትሰርሕ ኣላ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ሃገራት ኣፍሪካ ብልምዓት ኣብ ዝተኣሳስርሉ ኩነታት እናሰርሐት እያ ኢሎም ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ፡፡
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ተካይዶ ዘላ ተግባር ዝነኣድ እዩ – ሚኒስተራት ዝተፈላለያ ሃገራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዕብየታ ንምቅልጣፍ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ እትገብሮ ዘላ ምዕባለ ዝነኣድን ንኻልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ትምህርቲ ክኸውን ትኸውን እያ ኢሎም ኣብ 3ይ ፎረም ፈጠራ ስራሕ ኣፍሪካ ዝተሳተፉ ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት።
ሚኒስቴር ስራሕ ክእለትን…
ሰራሕተኛታት ብክነትን ስርቂን ንምክልኻል ብተኣማኒነት ብትግሃትን ክሰርሑ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሰራሕተኛታት ብክነትን ስርቂን ንምክልኻል ብተኣማኒነት ብትግሃትን ክሰርሑ ይግባእ ኢለን፡፡
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሰብ መዚ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ሰራሕተኛታት ዘመዝገብዎ ልዑል…
ግልጋሎት ወለንታዊ ሓበራዊነት ንምጥንኻር ልዑል እጃም ኣበርኪቱ- ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ መተሓበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ዜጋታት ኣብ እዋን ክረምቲ ግልጋሎት ወለንታዊ ብንቕሓት ክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ናይ ሎሚ ዓመት ክረምቲ ግልጋሎት…
‘ቪዚት ኢትዮጵያ’ ዝተብሃለ ሃገር ቦቆል መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዘለውዋ ሃፍቲታት ንምፍላጥን ንምሻጥን ዘኽአል 'ቪዚት ኢትዮጵያ' ዝተብሃለ ሃገር ቦቆል መተግበሪ ቱሪዝም ዕላዊ ኮይኑ።
ሚኒስትር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ፥ እቲ መተግበሪ ኣብ ሃገርና ንዝርከቡ ኣገለግሎታት ቱሪዝም በስፍሓት ንምፍላጥ ዝሕግዝ ኢዩ…
ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ንክሊማዊ ለውጢ ቆላሕታ ብምሃብ ዘተ ተገይሩ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ንክሊማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ኢኮኖሚ ምህናፅ ኣድላዪ ምዃኑ ብወገን ኢትዮጵያ ኣፅንኦት ተዋሂቡዎ ኢዩ ኢለን።
ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ኣብ…
ኢኮኖሚያዊ ለውጢ ኢትዮጵያ ንዝሓሸ ለውጢ ኣፍሪካዊያን ዘለዓዕል ኢዩ-ፕሬዚዳንት ኣዛሊ ኣሱማኒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኮሞሮስ ኣዛሊ ኣሱማኒ፥ ኢትዮጵያ እተመዝግቦ ዘላ ኢኮኖሚያዊ ለውጢ ንኣፍሪካዊያን ንዝሓሸ ለውጢ ዘለዓዕል ኢዩ ኢሎም።
ኮሞሮስ ብመሰረት ዘቕረበቶ እንግዶት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ መበል 50 ዓመት መዓልቲ ናፅነት ኮመርስ ኣብ ከተማ ሞሮኮ…
ሓምለዋይ ኣሰር ምስ ዕቀባ ሓመድን ማይን ናይ ምትእስሳር ስራሕ ብስፍሓት ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ሎሚ ዘበን መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ እዋን ሓጋይ እንትካየዱ ምስ ዝፀንሑ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን ናይ ምትእስሳር ስራሕ ብስፍሓት ይካየድ ኣሎ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጎቦ የካ ብምርካብ ምስ ሰራሕተኛታትን…
ተሓጋዝነት ንምትራፍ ዝተጎድኡ ወገናትና ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ምድጋፍ ጉዳይ ሉእላውነት ኢዩ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሓጋዝነት ንምትራፍ ዝተጎድኡ ወገናትና ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ምድጋፍ ጉዳይ ሉእላውነት ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ።
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ መበል 90 ዓመቱ በዓል ምስረትኡ “90 ዓመታት ዝተሳገረ ኣሰር ሰብኣዊ ኣገልግሎት” ብዝበል…