Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብ2 ቢሊየን ብር እናተሃነፀ ዝርከብ ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ ህንፀቱ 95 ሚኢታዊ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ2 ቢሊየን ብር እናተሃነፀ ዝርከብ ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ ህንፀቱ 95 ሚኢታዊ ከምዝተዛዘመ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ።
እቲ ፕሮጀክት ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ እንትኸውን፥ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ህንፀቱ…
ኣባላት ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ኣብ ምጥንኻር ህብረ ብሄራዊነት ክሰርሑ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤት እቲ ቤት ምኽሪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ኣብ ምጥንኻር ህብረ ብሄራዊነትን ምኽባር ሕገ-መንግስቲን ክሰርሑ ከምዝግባእ ዋና ኣፈ ጉባኤት እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ ገሊፀን።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተመሓየሸ ኣሰራርሓን ደምቢ ስነምግባርን ኣባላት…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብመርበብ ሓበሬታ ዝካየድ ቀፃሊ ጉዕዞ ትምህርቲ ዝድሃበ ዓለም ለኸ ዘተ ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብኣዶ መንበርነት ዝመርሐኦ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ወኪለንብኣሰናዳእነት ዱባይኣብ ዝካየድ ኣብ ቀፃሊ ጉዕዞ ትምህርቲ ዝድሃበ ዓለም ለኸ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ፀብፃብ ኣቕሪበን።
አኣብ ፀብፃበን ድማ ኣብ ቀፃሊ ብሓባር ክንሰርሕ…
ቻይና ክሳብ ሕዚ 5 ሚሊየን ክታበት ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ለጊሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ክሳብ ሕዚ 5 ሚሊየን ክታበት ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ከምዝለገሰት ኣፍሊጣ።
ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ 5 ሚሊየን ክታበት ካብ ምልጋስ ሓሊፉ ኢትዮጵያ ብዕድጊት ክታበት ንኽትረክብ ናየ…
ማሕረሰብ ንግዲ ኢትዮጵያውያን ዳያስፖራ ናብ ሃገር ምእታው ምኽንያት ብምግባር ካብ ዝገብሮ ወሰኸ ዋጋ ክዕቀብ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኩነታት ፀፅታ እታ ከተማ ኣመልኪቱ ምስ ኣመራርሓታት ክፍለ ከተማን መዳርግቲ ኣካላትን ልዝብ ኣካይዱ።
ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ስዒቡ ናብ ሃገር ዝኣትዉ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ…
ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ክልል ሃረሪ ሰላምን ፀፅታን እታ ክልል ኣጠናኺሩ ንምቕፃል እናሰረሐ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ክልል ሃረሪ ሰላምን ፀፅታን እታ ክልል ኣጠናኺሩ ንምቕፃል ኣብ ደጀን ምስ ዝርከብ እዚ ምብራቕን ካልኦት ሓይልታት ፀፅታን ብምዃን ዝተዋደደ ስራሕ እናተሰረሐ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን…
ሃገራዊ ፕሮጀክት ትግበራ ጫማን ቦርሳን ተምሃሮ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፕሮጀክት ትግበራ ጫማን ቦርሳን ተምሃሮ ዕላዊ ከምዝኾነሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ኣፍሊጦም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ፕሮጀክት ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ንዝርከቡ 30 ሚሊየን ተምሃሮ ተሓሳቢ…
ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ካብ ዘረፋ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተረፈ ንብረት ንስራሕ ከምዘይኽእል ኮይኑ ዓኒዩ ኢዩ – ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸቸው
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ካብ ዝፈፀሞ ዘረፋ ብተወሳኺ ዝተረፈ ንብረት ስራሕ ከይጅምር ገይሩ ከምዘዕነዎ ኣማኻሪ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትርገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ልዑል ዕንወትን…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ቆቦ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 89 ሰባት ቀቲሉ ብጅምላ ቀቢሩ ኢዩ – ነበርቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ቆቦ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 89 ንፁሃን ሰባት ቀቲሉ ብጅምላ ከምዝቐበረ ነበርቲ እቲ ከባቢ ተዛሪቦም።
ስድራ መወትቲ እውን ኣስከሬን ከየልዕሉን ሓዘን ከይቕመጡን ብምኽልካል ይቕረ ዘይበሃል ግፍዒ ከምዝፈፀመሎም…
ካብ ገረገራ ክሳብ ጋሸና ዘሎ ልዑል መተሓላለፊ ሓይሊ ኣብ ኣርባዕተ መዓልቲታት ክዛዘም ኢዩ – ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ገረገራ ክሳብ ጋሸና ዘሎ ልዑል መተሓላለፊ ሓይሊ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ መዓልቲታት ንምዝዛም ርብርብ እናተገበረ ምዃኑ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ቢሮ መተሓላለፊ መስመራትን መከፋፈልቲ ኦፕሬሽን ጣቢያታትን ሪጅን ሰሜን ምዕራብ ኣፍሊጡ።…