Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ዝተውሃበ ፍቓድ ቴሌኮም ብምድብ ብሉፅ ኣገልግሎት ህዝቢ ተዓዋቲ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ)ንሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ዝተውሃበ ከይዲ ፍቓድ ቴሌኮም ብምድብ ብሉፅ ኣገልግሎት ህዝቢ ብእንግሊዛዊ ትካል ሽልማት 2022 ተዓዋቲ ኮይኑ ተመሪፁ።
ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ በዓል መዚ ኮሚዩኒኬሽን ኢትዮጵያ ዝተመርሐን ዘፈር ቴሌኮም ክፍቲ ብምግባር ንሳፋሪኮም…
ልዕሊ 50 ሚኢታዊ እታወት ዝተወሰኸሎም ተሸከርከርቲ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 50 ሚኢታዊ እታወት ዝተወሰኸሎምን ብሓዱሽ ምልክት ንግዲ ናብ ዕዳጋ ዝኣተዉ ተሸከርከርቲ ከበድቲ ፅዕነት ፍራንኮን ብዝተብሃለ ትካል ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ተላኡኾም።
ፍራንኮ ዝተብሃለ ትካል ንመበል 15 ዙር ከበድቲ መኻይንናብ ወፃኢ ዕዳጋ ምቕራቡ…
ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሞም ኣብ ዝነበሩ ጎንፅታት ኢድ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዘሎ ብምርመራ ተረጋጊፁ-ሚኒስቴር ፍትሒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣጋጢሞም ኣብ ዝነበሩ ጎንፅታት ኢድ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዘሎ ብምርመራ ተረጋጊፁ ክብል ሚኒስቴር ፍትሒ ገሊፁ።
ኣብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ጎንፅን ዘይምርግጋዕን…
ኣብ 2030 ድኽዳኸ ህፃናት ዜሮ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2030 ድኽዳኸ ህፃናት ዜሮ ንምግባር ተሓሲቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ኣብ ቃል ኪዳን ሰቆጣ ብምድሃብ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ክልል ደቡብ መድረኽ መውሀቢ ግንዛበ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ እናተኻየደ ይርከ።
ሚኒሰስትር ዲኤታ…
ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ምትካል እግሪ ተመዛበልቲ ብምድሃብ ብኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ዶክተር ካትሪን ሱዚ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም።
ዶክተር ካትሪን ሱዚንን ኣንባሳደራት ሃገራት ጣሊያን፣ ጃፓን ፣…
መበል 22 ጉባኤ ትካል ሙስሊም ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሓምለ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ጉባኤ ትካል ሙስሊም ኢትዮጵያ ካብ 8 ክሳብ 18 ሓምለ 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ።
እቲ ጉባኤ ካብ ሃገሮም ዝወፅኡ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ነክምለሱ፣ ብዛዕባ ሃገሮም ክሓስቡን ግንዛበኦም ንከስፍሑን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።
እስላማዊ…
ንህወሓት ክበፅሕ ነይሩ ዝተብሃለ 3 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ ቆቦ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቆቦ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝበፅሕ ከምዝኾነ ዝተጠረጠረ 3 ሚሊየን ብር ኣብታ ከተማ ብህዝቢ፣ ፖሊስ እታ ከተማ፣ ህዝባዊ ምልሻን ሰራዊት ምክልኻልን ኣቢሉ ትማሊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡
ተጠርጠርቲ እቲ ገንዘብ ሓቢኦም ንምስግጋር…
እቲ ቀጠና ብኣትሌቲክስ ጥራሕ ዘይኮነ ብፌስቲቫል ጥበባትን ባህሊን እውን ዝፍለጥ ክንገብሮ ኢና – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ቀጠና ብኣትሌቲክስ ጥራሕ ዘይኮነ ብፌስቲቫል ጥበባትን ባህሊን እውን ዝፍለጥ ክንገብሮ ኢና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚነሲትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ካልኦት…
ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻን ማይን ዘለዋ ሃፍቲ ንክተልምዕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻን ማይን ዘለዋ ሃፍቲ ንክተልምዕ ይሰርሕ ከምዘሎ ምክትል ፕሬዝዳንት ልምዓት ሕርሻ፣ ሓይሊሰብን ማሕበራዊን እቲ ባንኪ ገሊፆም።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመረታ ሰዋሰው፥ ምስ ምክትል ፕሬዝዳንት…
ሚኒስቴር መዓድን ኣብ ፍርያታት ኣተውቲ ንግዲ ብናይ ውሽጢ ዓዲ ብምትካእ ዝበረታታዕ ኣፈፃፅማ ከምዘርአየ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብ ወፃኢ ንግዲ፣ ኣተውቲ ፍርያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ብምትካእን ብፈጠራ ዕድል ስራሕን ዝበረታታዕ ኣፈፃፅማ ከምዘርአየ ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር መዓድን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትሽዓተ ኣዋርሕ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…