Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ካብ ገረገራ ክሳብ ጋሸና ዘሎ ልዑል መተሓላለፊ ሓይሊ ኣብ ኣርባዕተ መዓልቲታት ክዛዘም ኢዩ – ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ገረገራ ክሳብ ጋሸና ዘሎ ልዑል መተሓላለፊ ሓይሊ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ መዓልቲታት ንምዝዛም ርብርብ እናተገበረ ምዃኑ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ቢሮ መተሓላለፊ መስመራትን መከፋፈልቲ ኦፕሬሽን ጣቢያታትን ሪጅን ሰሜን ምዕራብ ኣፍሊጡ።…

ዩኒቨርሲቲ ዲላ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወፍሪ ምድሓን ሃገር ንዝተሳተፉ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዲላ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወፍሪ ምድሓን ሃገር ንዝተሳተፉ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 580 ሺሕ ብር ግምት ዘለዎ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ምክትል ፕሬዚዳንት ምርምርን ኣገልግሎት ማሕበረሰብን ዶክተር ቤተልሄም ዳኘ፥…

“ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ዕላምዑ ብዘዕወተ መልክዑ ብዓወት ተዛዚሙ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ዕላምዑ ብዘዕወተ መልክዑ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒሰስትር እቲ ኣገልግሎት ዶክተር ለገሰ ቱሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ቀንዲ ዕላማ እቲ ወፍሪ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ…

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 60 ጅምላን ተናፀልን መቓብራት ኣብ ውሽጢ ቀፅሪ ቤት ትምህርቲ ቀቢሩ ሃዲሙ ኢዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 60 ጅምላን ተናፀልን መቓብራት ኣብ ውሽጢ ቀፅሪ ቤት ትምህርቲ ቀቢሩ ከምዝሃደመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝወረረ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት፥ ኣብ ደቡብ ወሎ ዝርከብ 2ይ ብርኪ ቤት…

ሚኒስቴር ሰላም “ፌዴራሊዝምን ህንፅት ሰላምን ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ምስ ዝተፈላለዩ መዳረግቲ ኣካላት ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም "ፌዴራሊዝምን ህንፅት ሰላምን ኣብ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ቃል ምስ ዝተፈላለዩ መዳረግቲ ኣካላት ይዝቲ ኣሎ፡፡ መኽፈቲ እቲ መድረኽ ኣብ ሚኒስቴር ሰላም ብማዕረግ ሚኒስትር ዴኤታ ኣማኻሪ ሚኒስትር ኣይተ ካይዳኪ ገዛኸኝ÷ ስርዓት…

ብምኽንያት ወራር ኣሸባሪ ህወሓት ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ፀገም ኣጋጢሙዎ ክብላ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍጹም ኣሰፋ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ወራር ኣሸባሪ ህወሓት ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ፀገም ኣጋጢሙዎ ክብላ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍጹም ኣሰፋ ገሊፀን። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበራ እተን ሚኒስትር፥ ኣሸባሪ  ህወሓት ወራር ኣብ ዝፈፀመሎም ከባብታት…

ብግብረ ራዕዳውያን ዝተጎድኡ ከባቢታት ፍሉይ ትኹረት ክወሃብ ኢዩ – ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዳውያን ዝተጎድኡ ከባቢታት ፍሉይ ትኹረት ከምዝወሃብ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕርሻ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ሰለሞን ላሌ ተዛሪቦም። ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ኣብ ክልላት ኣምሓራ፣ ዓፋርን ኦሮሚያን ዘብፅሑዎ ጉድኣት ተሓሳቢ…

ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፀገም ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ተዋፂኣ ጉዕዞ ብራኸኣ ጀሚራ ኣላ – ኣምባሳደር ሩሲያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፀገም ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ተዋፂኣ ጉዕዞ ብራኸ ከምዝጀመረት ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢብጀኒ ተረኺን ገሊፆም። ኣብ ቀረባ እዋን ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘሕለፎ ውሳነ…

ኤምባሲ ጀርመን ካብ 1942 ጀሚሮም ዝተሓተሙ ኩሎም ሕታማት ጋዜጣ ነጋሪት ንቤተ መፃሕፍቲን ቤተ መዛግብቲን ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 1942 ጀሚሮም ዝተሓተሙ ኩሎም ሕታማት ጋዜጣ ነጋሪት ንብሄራዊ ቤተ መፃሕፍቲን ቤተ መዛግብቲን ኣረኪቡ። ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንነዊሕ እዋናት ኣብ እንዳ መዝገብ ብጥንቃቐ ተታሒዞም ዝፀንሑ ካብ 19 42…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንሃገርን ህዝቢን ስግኣት ኣብ ዘይኾነሉ ብርኪ ናይ ምድኻም ወፍሪ ሽቶ እንተይተሳኸዐ ቃልሲ ጠጠው ኣይብልን – ኮሙዩኒኬሽን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንሃገርን ህዝቢን ስግኣት ኣብ ዘይኾነሉ ብርኪ ናይ ምድኻም ወፍሪ ሽቶ እንተይተሳኸዐ ቃልሲ ጠጠው ከምዘይብል ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። እቲ ክልል ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዘጋጠሞ ሰብኣዊ፣ ኢኮኖሚያዊን…