Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ረብሓ ሃገር ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ዘይሕጋውያን ኣካላት ካብ ተግባሮም ንኽዕቀቡ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ዘይሕጋውያን ኣካላት ካብ ተግባሮም ንኽዕቀቡ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣተሓሳሲቡ።
ካብ ተረባሕነት ህዝቢን ሃገርን ብዝተፃረረ መልክዑ ውልቃዊ ረብሐኦም ጥራሕ ንምርግጋፅ ፃዕሪ ዝገብሩ ዘይሕጋውያን…
መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ እምነት ኣብ ዶሃ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ እምነት ኣብ ዶሃ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ “ዘረባ ፅልኢ ብዓይኒ ሃይማኖታዊን ቅዱሳንን መፃሕፍቲ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።
ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብቲ ጉባኤ ላዕለዋይ ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት…
ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ካትሪን ሱዚን ኣንባሳደራት 5 ሃገራትን ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውድም ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ዶክተር ካትሪን ሱዚንን ኣንባሳደራት ሃገራት ጣሊያን፣ ጃፓን ፣ ስዊዘርላንድ ፣ ቼክሪፐብሊክብ ፊንላንድን ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሖም።
ብተወሳኺ ሓለፍቲ ትካላት ሓገዝ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ፣…
እዚ ምዕራብ ሓይሊ ፀላኢ ክድምስስ ዝኽእል ሜካናይዝድ ሓይሊ ከምዝሃነፀ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምዕራብ ሓይሊ ፀላኢ ክድምስስ ዝኽእል ሜካናይዝድ ሓይሊ ከምዝሃነፀ ገሊፁ።
መተሓባበሪ ክፍሊ ሜካናይዝድ እዚ ምዕራብ ኮሎኔል ታደሰ ተበጀ ከምዝገለፁዎ፥ ኣመራርሓ ተኹሲን ምድብተኛ ሓይሊን ዝሓለፈ ናይ ኲናት እዋን መበገሲ ዝገበረ እኹል…
ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ሓይሊ ኣየር ንባዕሉ ምድቡ እናዋደደ እናዘነ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌ.ዲ.ሪ.ኢ "ሰራዊት ሃገር እምበር ብሄር የብሉን" ካብ ዝብል ለውጢ ኣተሓሳስባ ጀሚሩ ብስልጠና ኣወዳድባን ዕጥቂን ከምኡ እውን ብህንፀት ሓይሊ ሰብ ንባዕሉ ምድቡ እናዋደደን እናዘመነን ከምዝኾነ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጀኔራል…
1 ሺሕን 68 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ 1 ሺሕን 68 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓደ ህፃን እንትኸውን፥ 1 ሺሕን 67 ደቂ ተብዕትዮን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡
ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም…
ንምርመራ ናብ ወፃኢ ዝለኣኹ ናሙናታት ዘትርፍ ማሽን ላብራቶሪ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ተተኺሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምርመራ ናብ ወፃኢ ዝለኣኹ ናሙናታት ዘትርፍ ማሽን ላብራቶሪ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ማእኸል ጥዕና ተተኺሉ።
ብረቲና ፋርማቲካል ኣቢሉ ዝተተኸለ ኮባስ 6800 ማሽን ብሰዓት 834 ናሙናታት ዝቕበል እንትኸውን፥ ናብ ወፃኢ ሃገር ዝለኣኹ ምርመራታት…
ባርኖስ ኣፍሪካ ኣብ ዞባ ጅማ ተራኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባርኖስ ኣፍሪካ ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ሸቤ ሰምቦ ከምዝተርኣየ ማእኸል ክሊኒክ እፅዋት ጅማ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ማእኸል ኣይተ ቦና ሂርጳ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ባርኖስ ኣብታ ወረዳ ኣብ ዝርከባ ኣርባዕተ ቀበሌታት ተራኢዩ።…
ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዓ.ም ልዕሊ 755 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣተወ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዓ.ም ናብ ሃገር ካብ ዝኣቱ 1 ነጥቢ 28 ሚሊየን ሜትሪክ ቶ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበርያ) እቲ ልዕሊ 880 ሜትሪክ ቶን ኣብ ወደብ ምብፅሑ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ካብ ሞንጎ…
ኣብ ክልል ሶማሌ ብሰንኪ ድርቂ ዝተመዛበሉ ዜጋታት መሊስካ እግሪ ንምትካል ፃዕርታት ይግበሩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ብሰንኪ ድርቂ ዝተመዛበሉ ዜጋታት መሊስካ እግሪ ንምትካል ፃዕርታት ይግበሩ ኣለዉ ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጤፌ መሓመድ ገሊፆም።
እቶም ረእሰ ምምሕዳር ብአምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ እስቴቨን ኣውርን ተወካሊ…