Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ኢትዮጵያን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ኢትዮጵያን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ኢትዮጵያን ዶክተር መኩሪያ ሃይለ፥ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ታሪኽ ይቕረ…
ክልል ኦሮሚያን መምርሒ ቴክኒክን ሞያን ዞባ ጉራጌን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ኣረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያን መምርሒ ቴክኒክን ሞያን ዞባ ጉራጌን ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 27 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቦም።
ኣካቢ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ እቶት ክልል ኦሮሚያ ብርሃኑ ፈይሳ፥ ክልል ኦሮሚያ ካብ ዞባታት ምብራቕ ሃረርጌ፣ ባሌን ኣርሲን 423…
ኣብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት ደሴ ልዕሊ 80 ትራንስፎርመራት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተዘሪፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት ደሴ ልዕሊ 80 ትራንስፎርመራት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተዘሪፎም።
ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ሞንጎ ዝተዋደዱ 6 ዲስትሪክታት ሓደ ዝኾነ ዲስትሪክት ደሴ፥ ኣብ ትሕቲኡ 23 ኣግግሎት ዝህባ ማእኸላት ኣለዋ።…
ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ 20 ኣባላት ሸኔን ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታትን ኣብትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጉቶ ጊዳ 20 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔን ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታትን ኣብትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ወረዳ ጉቶ ጊዳ ዋና ሳጂን ከተማ ኦልጂራ ከምዝገለፁዎ፥ ካብ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣቅስታ ጦር ካምብ ብምግባር እናተገልገለሉ ፀኒሑ ተባሁሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ለጋንቦ ዝርከብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣቅስታ ጦር ካምብ ብምግባር እናተገልገለሉ ፀኒሑ ተባሂሉ።
እቲ ቤት ትምህርቲ ካብ 1945 ዓ.ም ጀሚሩ ንህፃናት እቲ ከባቢ ፍልጠት እናለገሰ ከምዝነበረ…
ኣብ ካማሺ ብፀረ ሰላም ሓይሊታት ተዓፊኖም ዝነበሩ 62 ሰባት ሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ብዘካየዱዎ ኦፕሬሽን ናብ ማሕበረሰቦም ተፀምቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ካማሺ ከተማ ሄና ቀበሌ ሁሩንጉ ብፀረ ሰላም ሓይሊታት ተዓፊኖም ዝነበሩ 62 ሰባት ሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ብዘካየዱዎ ዳህሳስን ኦፕሬሽንን ካብ ኢድ ፀላኢ ወፂም ናብ ማሕበረሰቦም ከምዝተፀምበሩ ኮሚሽን ፖሊስ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ኣፍሊጡ።…
ኣብ ዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ቢሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኣፍሲሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ቢሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ከምዘፍሰሱ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ገሊፁ።
ናብ ሃገር ዝመፅኡ ሓደ ሚሊየን ዳያስፖራታት ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዝሪኡሉ መድረኽ…
ህንፀት ሃገራዊን ሃገረ መንግስቲን ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ምይይጣት ከምዘድልዩ መንግስቲ ብፅኑዕ የኣምን – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ህንፀት ሃገራዊን ሃገረ መንግስቲን ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ምይይጣት ከምዘድልዩ መንግስቲ ብፅኑዕ ከምዝኣምን ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣይተ ከበደ ዴሲሳ ኣብ እዋናዊ…
ህዝቢን ምምሕዳርን ከተማ ድሬዳዋ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ 15 ሚሊየን ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን ምምሕዳርን ከተማ ድሬዳዋ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ 15 ሚሊየን ዝግመት ብር ብጥረ ገንዘብን ብዓይነትን ሓገዝ ገይሮም።
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬሰዳዋ ኣይተ ከድር ጁዋር ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር፣ ኣባ ገዳታትን ኡጋዛትን ኣብ…
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ወገናት ድጋፍ ንኽግበር ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ፀዊዑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ወገናት ድጋፍ ንኽግበር ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ፀዊዑ።
ፕሬዝዳንት ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ሃገር ኣመልኪቶም ንመራኸብቲ ሓፋሽ…