Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ ዝተኻየደ “ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ናይ ወገን ጦር ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዑል ክሳራ ኣብፂሑ ኢዩ –…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ ዝተኻየደ “ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ናይ ወገን ጦር ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝወሰዶ ስጉምቲ ልዑል ክሳራ ከምዘብፀሐ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን…
ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ቅድሚ ወዲ 4 ዓመት ወዳ ዝተዓመፀት ናይ 5 ወርሒ ጥንስቲ ኣዶ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ቅድሚ ወዲ 4 ዓመት ወዳ ብጉጅለ ዝተዓመፀት ናይ 5 ወርሒ ጥንሳ ዝተቛረፃ ጓል 27 ዓመት ኣዶ ተቐማጢት ከተማ ሸዋሮቢት ንዝኸፍአ ስነ-ልቦናዊ ፀገም ተሳጢሓ።
እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ከተማ ሸዋሮቢት ሃብትን…
ካብ ኣደባባይ መስቀል ናብ ቦሌ ኣብ ዝወስድ መገዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ናይ ሓደ ሰብ ህይወት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ኣደባባይ መስቀል ናብ ቦሌ ኣብ ዝወስድ መገዲ ከባቢ ቶታል ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ናይ ሓደ ሰብ ህይወት ሓሊፉ።
በቲ ሓደጋ ዝበፅሐ መጠን ከቢድን ቀሊን ጉድኣት ግን ንግዚኡ ኣይተፈለጠን፡፡
ዝተጋጨዋ ተሸከርከርቲ ካብ…
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ፓዊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት ሓገዝ ንምግባር ጉጅለ ሕክምና ምፍናው ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ፓዊ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተኸፈተ ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት ሓገዝ ሕክምና ንምግባር ፍቓደኛ ንዝኾኑ ኣባላት ጉጅለ ሕክምና ምፍናው ገይሩ።
11 ኣባላት ዘካተተ ጉጅለ ሕክምና ናብ ከተማ ባህርዳር ብምቕናዕ ኣብ…
ባዕሎም ኣብ ዘዕነዉዎ ሆስፒታል ዝተሓከሙ ቁሱላት ወታደራት ግብረ ራዕዲ ህወሓት
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ባዕሎም ኣብ ዘዕነዉዎ ሆስፒታል ቁሱላት ኮይኖም ተሓኪሞምሉ።
ኣብ ግምባር ጋሸና ድፋዕ ኣፄ ውሃ ብጅግና ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ፋኖን ሚሊሻን እንትድምሰስ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንውግእ ዘዳለዎም…
ሓደራ ህዝቢን ሃገርን ንምውፃእ ኩሉግዘ ድሉዋት ኢና – ኣመራርሓታትን ኣባላትን እዚ ሰሜን ምዕራብ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደራ ህዝቢን ሃገርን ንምውፃእ ኩሉግዘ ድሉዋት ከምዝኾኑ ኣመራርሓታትን ኣባላትን እዚ ሰሜን ምዕራብ ገሊፆም።
ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምጥፋእ ካብ ሜካናይድ ክሳብ እግረኛ ብምውዳድ ዝተውሃበ ወፍሪ ብግቡእ ተዋፂእና ኢና ሕዚ እውን ንሓድነት…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተዓዋቲ ሽልማት ብሉፃት መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ 2021 ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዳግም ተዓዋቲ ሽልማት ብሉፃት መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ 2021 ኮይኑ።
እቲ ሽልማት ተዋሂቡዎ ዘሎ መቐመጢኡ ኣብ ብሪታኒያ ዝገበረን ኣብ ፅሬት ኣገልግሎት ኢንዱስትሪ ኣቪየሽን ዝሽልምን ትካል ስካይ ትራንስ ዝተብሃለ ከምዝኾነ…
ንሰራዊት ምክልኻልን ንዝተመዛበሉ ወገናትን ዝኸውን ልዕሊ 16 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትከላላት ንሰራዊት ምክልኻልን ንዝተመዛበሉ ወገናትን ዝኸውን ልዕሊ 16 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም።
ዝተፈላለዩ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወራር ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ንዝመዛበሉ ዜጋታትን…
ቆንስል ጀኔራል ዳኛቸው ይትባረክ ምስ ሚንስትር ጉዳይ ውሽጢ ሃገር ሶማሊያ ፑትላንድ ተመያይጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቆንስል ጀኔራል ኢትዮጵያ ኣብ ጋሮዌ ፑንትላንድ ሶማሊያ ዳኛቸው ይትባረክ ምስ ሚኒስትር ውሽጢ ሃገር ፑንትላንድ ሶማሊያ መሓመድ አብዱረሺድ ምይይጥ ገይሮም፡፡
ኣብ ምይይጦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፑትላንድ ሶማሊያን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ…
ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ኣብ ትካላት ዘብፀሖ ጉድኣት ታራ ዘረፋን ዕንወትን ዘይኮነስ ሃገር ንምድኻም ዝተተለመ ከምዝኾነ ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራሪ ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ኣብ ትካላት ዘብፀሖ መጥቃዕቲ ታራ ዕንወት ጥራሕ ዘይኮነስ ሃገር ናይ ምድኻም ትልሚ ከምዝኾነ ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም፡፡
እቶም ሚኒስትር ኣብ ከተማታት ኮምቦልቻን…