Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣካይዶም። ቀዳማይ ሚኒሰተር ኣቢይ ኣሕመድ ብዘፈልፈልዎ ሓሳብን ግደ ኣመራርሐኦምን ዝተሃነፁን ዝህነፁ ዘለዉን ፕሮጀክትታት ተዛዋዊሮም ተዓዚቦም። ኣመራርሓ እታ ከተማ ሓዱሽ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ኣርባዕተ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል ሻምናይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ኣርባዕተ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ስልጣንን ተግባርን ኣካላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ፌዴራል ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ኣዋጅ ቁፅሪ 1263/2014…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀለም ህንፃታት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀለም ህንፃታት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። ኣዲስ ኣበባ ከም ስማ ውቅብቲ ንክትከውንን ዓለም ለኸ ደረጃ ዝምጥን ፅባቐ ንክህልዋን ካብ መንጎ ዝስርሑ ስራሕቲ ቀለም ህንፃታትን ቁመትን ዝውስን ኣሰራርሓ ምትግባር ኢዩ ኢሉ።…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንምክልኻል ሕፅረት መግቢ ዝውዕል 1 ነጥቢ 5 ቢሊዮን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንምክልኻል ሕፅረት መግቢ ኣብታ ኣህጉር ዝርከባ ሃገራት ዝውዕል እዩ ዝበሎ 1 ነጥቢ 5 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ። እቲ ባንኪ ዘፅደቖ ድጋፍ ኣብ ኲናት ዩክሬን ሩስያ ዘጋጠመ ሕፅረት ቀረብ ንምሽፋን ዝውዕል እንትኸውን፥…

“ስለ ኢትዮጵያ” ዝተሰመየ ሃገራዊ መድረኽ ኣብ ድሬዳዋ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ስለ ኢትዮጵያ” ብዝብል ርእሲ ዝተሰናደአ መበል ካልኣይ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሓመድ ሺዴ፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ካልኦት ላዕለዎት ሰብ መዚ፣ ሰብሙያ…

ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ 1193 ምልምል ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ካብ ማእኸል መሰልጠኒ ፖሊስ ኮንቲንጀንት ኮልፌ 1 ሽሕን 193 ሓደሽቲ ምልምላት ፖሊስ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ፖሊስ ምዃን ክቡር ሞያ እዩ ኢለን።…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ትማሊ ካብ ዝነበረሉ ብብዙሕ ዕፅፊ ኣብ ዝሓሸ ዓቕሚ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ትማሊ ካብ ዝነበረሉ ብብዙሕ ዕፅፊ ኣብ ዝሓሸ ዓቕሚ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀዳማይ ዙር ስነስርዓት ምረቓ ዋር ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ተረኺቦም፡፡…

ሰላምን ድሕንነትን ዜጋታ ከምኡ እውን ቀፃልነት ሃገር ንምርግጋፅ ብሕታዊ መማረፂ ልዕልነት ሕጊ ምኽባር ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ድሕንነትን ዜጋታ ከምኡ እውን ቀፃልነት ሃገር ንምርግጋፅ ብሕታዊ መማረፂ ልዕልነት ሕጊ ምኽባር ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኮሚዩኒኬሽን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ…

ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ማሕለኻታት ብምፅዋር ግቡኣ ብዓወት እናፈፀመ ይርከብ – ሜጀር ጄኔራል ጆይሳኩር ሜኖን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ኣፀጋሚ ኣቀማምጣ መሬት ማሕለኻታት ብምፅዋር ግቡኡ ብዓወት እናፈፀመ ከምዝርከብ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣኽባሪ ሰላም ሓላፊ ስትራቴጂክ ርክብ ሜጀር ጄኔራል ጆይሳኩር ሜኖን ገሊፆም። እቶም ጀነራል መኮንን ጉጅለ…

በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርንምግቢ፣ መድሓኒትን ክንንክን ጥዕናን ኣዲስ ኣበባ ገበታ ጨው ሮምን የገበታ ጨው ፍርያት መዓር ሴንሆንን መረጋገፂ ብቕዓት ጥዕና…

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርንምግቢ፣ መድሓኒትን ክንንክን ጥዕናን ኣዲስ ኣበባ ገበታ ጨው ሮምን የገበታ ጨው ፍርያት መዓር ሴንሆንን መረጋገፂ ብቕዓት ጥዕና ስለዘይሎም ካብ ዕዳጋ እናተኣከቡ ከምዝኾኑ ገሊፁ። እቲ በዓል መዚ ውፅኢት ፍርያት ገበታ…