Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓውዲ ግንባር ዝነበሩ ዕጡቓት ዝተወሰኑ ቁሱላትን ሬሳታትን ናብ ትግራይ ብምውሳድ “መንግስቲ ጅምላዊ ጨፍጫፍ እናፈፀመ እዩ“ ንዝብል…
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጥምረት ሓይሊታት ጦር ኢትዮጵያ ስዕረት ተጎልቢቡ ናብ ትግራይ ዝሃደመ ሓይሊ ጉጅለ ህወሓት ኣብቲ ውግእ ዝነበሩ ቁሱላትን ሬሳታትን ዕጡቓት ዝተወሰኑ ጥራሕ ናብ ትግራይ ሒዙ እናሃደመ ከምዝኾነ ካብ እሙናት ፍልፍላት ሓበሬታ ዝረኸብናዮም ፀብፃባት…
ናብ ኣፋን ኦሮሞ እናተተርጎመ ኣብ ዝርከብ ፖሊሲ ቋንቋት ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኣፋን ኦሮሞ እናተተርጎመ ኣብ ዝርከብ ፖሊሲ ቋንቋት ትማሊ ኣብ ማእኸል ባህሊ ኦሮሞ ልዝብ ተኻይዱ።
ካብ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተወሳኺ 5 ቋንቋታት ውሽጢ ሃገር ናይ ስራሕ ቋንቋ መንግስቲ ፌዴራል ኮይኖም ንኸገልግሉ ናብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ቀሪቡ…
ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ኣቑሑት ርዳእታ እናጋዓዙ ዝነበሩ ብር 12 ሚሊየን ግምት ዘለዎም ከበድቲ ተሸከርከርቲ ምዝራፉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ንማሕበረሰብ ላሊበላን ከባቢኣን ኣቑሑት ርዳእታ ኣብፂሖም እናተመለሱ ዝነበሩ ብር 12 ሚሊየን ግምት ዘለዎም ከበድቲ ተሸከርከርቲ ምዝራፉ ተሓቢሩ፡፡
ኣይተ ጋሻው ሹምየ ዝተብሃሉ ዉልቀ ሰብ÷ ብመሰረት መንግስቲ ክልል ኣምሓራ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ጎብዬ ንፁሃን ዜጋታት ብጅምላ ከምዝጨፍጨፈ ነበርቲ ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ጎብዬ ንፁሃን ዜጋታት ብጅምላ ካብ ምጭፍጫፍ ጀሚሩ ነብሰ ፁር ኣደታት ሕክምና ብምኽልካል ክሞታ ክሳብ ምግባር ዝበፅሐ ግፍዒ ምፍፃሙ ነበርቲ እታ ከተማ ተዛሪቦም።
እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣብ ክልላት ኣምሓን ዓፋርን…
ካብ ሰሜን ኬንያ ተበጊሶም ናብ ኢትዮጵያ ንምእታው እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ኣባላት ሸኔ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሰሜን ኬንያ ተበጊሶም ናብ ኢትዮጵያ ንምእታው እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ኣባላት ሸኔ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
እቶም ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ፥ ካብ ኬንያ ብምብጋስ ዞባ ቦረና ኣቋሪፆምን ምስ ህዝቢ ብምምስሳልን ናብ ሃገር ንምእታው…
ስዕረት ተጎልቢቡ ናብ ትግራይ ዝሃደመ ወራሪ ሓይሊ ህወሓት ናይ ተዓዋታይ ኣቀባብላ ክግበረሉ ይፈትን እምበር ተቓውሞ ይገጥሞ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ስዕረት ተጎልቢቡ ምዉት፣ ቁሱልን ሙሩኽን ካብ ምዃን ዝተረፈ ዕጡቕ ሓይሊ ህወሓት ናብ ትግራይ እንትኣቱ ናይ ተዓዋታይ ኣቀባብላ ክግበረሉ ይፈትን እምበር ተቓውሞ እናገጠሞ ምዃኑ እሙናት ፍልፍላትና ገሊፆምልና።
ከም ፍልፍላት…
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ናብ ሰመራ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተጎዳእቲ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ንምርኣይን መሊስካ ንምጥያሽን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓገዝ ንምግባር ናብ ሰመራ ኣቲዩ።
ምስቶም ርእሰ…
ከተማታት ሰመራ፣ ሎጊያ፣ ዱብቲ፣ ኣይሳኢታ፣ ሚሌ፣ ዲችኦቶ፣ ኤሊዳኣርን ጋላፊን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ከተማታት ሰመራ፣ ሎጊያ፣ ዱብቲ፣ ኣይሳኢታ፣ ሚሌ፣ ዲችኦቶ፣ ኤሊዳኣርን ጋላፊን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸባ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ወረራ ኣብ ዝገበረሉ እዋን ኣብ መሰረተ ልምዓት…
ፈረንሳይ ተወሳኺ 2 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ተወሳኺ 2 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ሓገዝ ምግባራ ኣፍሊጣ።
እቲ ሓገዝ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያን ኣብ ሰለስቲአን ክልላት ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ዝውዕል ኢዩ ምባሉ ካብ ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 7 ሺሕ ዝኸውን ጠያይቲ ክላሽንኮቭ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጣዊ ኣካል ተሽከርካሪ ተሓቢኡ ዝኣተወ ልዕሊ 6 ሺሕ ጠያይቲ ክላሽንኮቭነወ ዝናር ብሬንን ምስ ብሄራዊ ኣገልግሎት ድሕንነትን ሓበሬታን ብምትሕብባር ክሕዝ ከምዝኸኣለ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
መበገሲኣ ከተማ ባህርዳር ዝገበረት ቁፅሪ ሰሌዳ…