Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ካብ ወራር ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ዞባ ሰሜን ሸዋ ስሩዕ መንግስታዊ ሰራሕ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወራር ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ዞባ ሰሜን ሸዋ ስሩዕ መንግስታዊ ሰራሕ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ከምዝቕፅል ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ታደሰ ገብረፃዲቅ ኣፍሊጦም። እቲ ወራሪ ጉጅለ ወሪሩዎም ኣብ ዝነበረ ከባቢታት ብዙሓት ጥፍኣታት እናፈፀመ ምፅንሑ…

ኮሚሽነራት ፖሊስ ኢትዮጵያ ፍሉይ ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነራት ፖሊስ ኢትዮጵያ ፍሉይ ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ። ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤልን ካልኦት ኣመራርሓታት እቲ…

ልዕሊ 72 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 72 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ኮሚሽን ጉምሩኽ ከምዝሓበሮ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝተገበረ ክትትል ልዕሊ 47 ነጥቢ 4 ብር ኣተው ኣቑሑት ኮንትሮባንድን 24…

ዓለም ለኸ ኣዘዋወርቲ ሓደገኛ መዐወኒ ሓሺሽ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኡ ብራዚል ሳኦፖሎ መብፅኡ ድማ ዱባይን ናይጄሪያን ብምግባር ብኣውሮፕላን እናተጓዓዙ ዝነበሩ ኣዘዋወርቲ ሓደገኛ መዐወኒ ሓሺሽ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ኣዘዋወርቲ መዕወኒ ሓሽሽ ክልተ ናይጀሪያውያንን ሓንቲ ብራዚላዊትን እንትኾኑ፥ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ኣብ ዝዘመቱሉ እዋን ፍርያትን ፍርያታውነትን ንምድንፋዕ እናተሰርሐ ይርከብ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ኣብ ዝዘመቱሉ እዋን ፍርያትን ፍርያታውነትን ንምድንፋዕ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ርእሰ ምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣብ ዙሪያ ኣዲስ…

ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ዝተፈላላያ ከተማታት ጀርመን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝኹንን ኣካል ወፍሪ ምንቅስቓስ “የኣክል” ወይድማ #NoMore' ዝኾነ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝተፈላላያ ከተማታት ጀርመን ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማታት በርሊን፣ ቦንን ፍራንክፈርትን እናተኻየደ ከምዝኾነ…

መወዳእታ ወፍሪ ህልውና ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ፈተና ሃገረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከይኸውን ምግባር ኢዩ- እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መወዳእታ ወፍሪ ህልውና ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ፈተና ሃገረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከይኸውን ምግባር ከምዝኾ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኣፍሊጡ። እቲ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሎሚ መዓልቲ ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዝለኣኾ ሙሉእ…

መንግስቲ ንተረባሕነት ጉዱኣት ኣካል ብትኹረት እናሰርሐ ይርከብ – ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ለውጢ መንግስቲ ተረባሕነት ጉዱኣት ኣካል ንምድንፋዕ ብትኹረት እናሰርሖ ዝርከብ ስራሕ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ርእሰ ምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም። መዓልቲ ዓለም ለኸ ጉዱኣት ኣካል ኣብ ዓለም፥ ንመበል 30 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ…

ጥምረት ታካላት ሲቪል ማሕረሰብ ዘይሕጋዊ ብዝኾነ መልክዑ መንግስቲ ንምቕያር ዝግበር ፈተነ ብምቅዋም ናብ ሕብረት ኣፍሪካ ደብዳበ ፅሒፉ

ኣዲስ አበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 300 ኣባላት ዘለዉዎ ጥምረት ታካላት ሲቪል ማሕረሰብ ዘይሕጋዊ ብዝኾነ መልክዑ መንግስቲ ንምቕያር ብሕቡእ ዝግበር ፈተነ ብምቅዋም ናብ ሕብረት ኣፍሪካ ደብዳበ ፅሒፉ። እቲ ጥምረት ናብ ግዚያዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ነቲ ኲናት  ኣብ ግንባር ኮይኖም ምምርሖም  ጀግንነት ኣቦታትናን መርኣያ ስምዒት ሃገራውነት ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ነቲ ኲናት  ኣብ ግንባር ኮይኖም ምምርሖም  ጀግንነት ኣቦታትናን ልዑል ስምዒት ሃገራውነትን ቀፃልነት ከምዘለዎ ዘረጋገፀ ምዃኑ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕተኛታት መንግስቲ ገሊፆም። ሓሊፊ ቤት ፅሕፈት  ኮሙኒኬሽን ምምሕዳር…