Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዞባ ምምሕዳር ዋግ ህምራ ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ዜጋታት ቅልጡፍ ሓገዝ ከምዘድሊ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝኣክል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝፀንሐ ኣብ ዞባ ምምሕዳር ማሕበረሰብ ዋግ ህምራ ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ዜጋታት ቅልጡፍ ሓገዝ ከምዘድሊ ተሓቢሩ።
ዓለም ለኸ ረዳእቲ ትካላት እውን ብዝተደለየ መልክዑ ሓገዝ…
ቀዳማይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ማእኸል ሕክምና ልቢ ጥቁር ኣንበሳ ብምዝዛም ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ማእኸል ሕክምና ልቢ ጥቁር ኣንበሳ ብምዝዛም ስራሕ ጀሚሩ።
ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቐ ፕሮጀከት መጀመሪ ምዕራፍ ዝተፈላለዩ እታዎታት ሕከመና ከመዝተማልእሉ እወን ተሓቢሩ።
ንኣብነት ኣብ ኣፍሪካ ብሕታዊ ልቢ…
ኣብ ክልል ሶማሌ ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መሰኖን ልምዓት ከባቢታት ቆላን ኣብ ክልል ሶማሌ ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ።
ሚኒስትር ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድን ሚኒስትር ዲኤታ ዶክተር ብርሃኑ ሌንጪሶን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣብ መረፃ ፈረንሳይ ዳግም ንዝተዓወቱ ፕሬዚዳንት ማክሮን መገህለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ፈረንሳይ ዳግም ንዝተዓወቱ ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን መግለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፎም።
ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ እታ ሃገር ትማሊ ብዝተውሃበ ናይ መወዳእታ ዙር ምሃብ ድምፂ ኣብ ስልጣን ዘለዉ…
ምደባ ተምሃሮ ዩንቨረስቲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምደባ ዩንቨረስቲ ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ዕላዊ ገይሩ።
ብመሰረት እዚ እቶም ተምሃሮ ዝተመደብሉ ዩንቨርስቲ ንምርኣይ፥ ብድህረገፅ፡-https://result.ethernet.edu.et ፣ SMS፡- 9444 ከምኡውን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ትንሳኤ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ሓደጋ ተኸቢሩ ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ትንሳኤ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ሓደጋ ተኸቢሩ ከምዝወዓለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ኣብ እዋን ምኽባር እቲ በዓል መበገሲ ሃንደበታዊ ሓደጋታት ብዕቱብ ብምርዳእ ማሕበረሰብ ንዝገበሮ ጥንቃቐ…
በዓል ፋሲካ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ።
በዓል ትንሰሳኤ ምኽንያት ብምግባር ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ በዓል ትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶት እንትነኽብር ሓድነትና ብምጥንኻርን ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ንምዕሳልን ብተግባር…
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴን ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም /ኣይ ኤም ኤፍ/ ክሪስታሊና ጆርጊቫ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ከምኡ…
በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን ኣካላት ፀፅታን መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ደቡብ ወሎ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን ኣካላት ፀፅታን መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዱ።
ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ኣብዲ ሰይድ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ትንሳዔ ምስ ዓቕመ ደካማታት ኣኽቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ትንሳዔ ምኽንያት ብምግባር ንዓቕመ ደካማታት እንግዶት ምሳሕ ገይሮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ልዕሊ 230 ንዝኾኑ ዓቕመ ደካማታት ኢዮም በዓል ምኅንያት ብምግባር እንግዶት ምሳሕ ገይሮም ዘለዉ፡፡
እቶም…