Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣገልግሎት ፍትሒ ክልል ኦሮሚያ ብፅቡቕ ተሞክሮ ዝውሰድ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣወሃህባን ተበፃሕነትን ኣገልግሎት ፍትሒ ክልል ኦሮሚያ ብፅቡቕ ተሞክሮ ዝውሰድ ከምዝኾነ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡
ኣባላት እቲ ባይቶን ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላትን ክልል ኦሮሚያ ከይዲ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ፍትሒ ኣብ…
ለውጢ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ንምግባር ዘኽእል መምርሒ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ተሽከርከርቲ መለለዪ ቁፅሪን ዓይነትን ሰሌዳ ምልክታት መወሰኒን መምርሒ ኣወሃህባ ኣገልግሎትን 1050/2017 ብምዃን ፀዲቑ።
ኣማኻ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ከድልማግስት ኢብራሂም፤ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ምቕያር…
ምዕራፍ 19 ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ፅባሕ ብድሙቕ ኩነታት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሰለስተ ኣዋርሕ ብጠንካራ ውድድር ክካየድ ዝፀንሐ ፋና ላምሮት ፅባሕ ምዕራፍ 19 ውድድር ፍፃምኡ ብድሙቕ ኩነታት ክካየድ ኢዩ።
ንፍፃመ ዝበቕዑ፥ ብሩክ ሰለሞን፣ ዮሴፍ ጉልላት፣ ካሳሁን ዘውዱን ኤፍሬም ጌታቸውን ፅባሕ ልዑል ንሕንሕ ንምግባር…
ፅርየትን ተበፃሕነትን ትምህርቲ ክብ ንምባል ቆላሕቲ ብምሃብ ይስራሕ ኣሎ- ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅርየትን ተበፃሕነትን ትምህርቲ ክብ ንምባል ቆላሕቲ ብምሃብ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም።
ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ሚኒስቴር ትምህርቲ ካብ ዘህንፆም ሞዴል ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ውሽጢ ሓደ ዝኾነ…
ኢትዮጵያ ኣህጉራዊ ጉባኤ ትካል ስራሕ ዓለም ክተተኣናግድ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ኣህጉራዊ ጉባኡ ትካል ስራሕ ዓለም ካብ 11 ክሳብ 15 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝካየድ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ኣፍሊጠን፡፡
እተን ሚኒስትር ነቲ ጉባኤ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፤ በቢክልተ…
ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ክእለት ካልኣይ ምዕራፍ ሓርበኝነት ጀሚራ ኣላ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ክእለት ካልኣይ ምዕራፍ ሓርበኝነት ከምዝጀመረት ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡
4ይ ሃገር ለኸ ውድድር ኢትዮ ክእለት "ብሩሃት ኣእምሮ ብክእለት ዝበቕዑ ዜጋታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 27…
ንዘላቒ ሰላም ህዝቢ በዓል ዋና ምግባር ይግባእ-ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘላም ንምፅናዕን ዘላቒ ንምግባርን ትካላት ሃይማኖትን ህዝቢን በዓል ዋና ምግባር ይግባእ ክብሉ ምሁራን ኣገንዚቦም።
ትካላት ሃይማኖት ሃገራዊ ምርድዳእ ብምፍጣር ኣብ መንጎ ህዝብታት ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንምፅናዕ ርኡይ ግደ ከምዘለዎም እቶም…
5 ሚልዮን ስልጠና ኮደርስ ዜጋታት ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ርሕቐት ስራሕ ንኽረኽቡ ዕድል ይፈጥር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 5 ሚልዮን ስልጠና ኮደርስ ዜጋታት ኢትዮጵያዊያን ምስ ዝተፈላለያ ዓለም ሃገራት ርሕቐት ስራሕ ዝረኽሉ ዕድል እናፈጠረ ምዃኑ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡
ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ናይ ስራሕ ስምምዕነት ምፍርራማ…
ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ምዕራብ አርሲ ሞዴል ህንፀት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ከተማ ነገለ ኣርሲ ህንፀት ሞዴል ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኡታ ዋዩ ኣጀሚሮም።
ብልዕሊ 500 ሚልዮን ወፃኢ ዝስራሕ እቲ ቤት ትምህርቲ ኣብ ውሽጢ 10 ኣዋርሕ…
ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር መበል 116 መዓልቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ሲምፖዝየምን ዓውደ ምርኢትን መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ዝተዳለወ መበል 116 መዓልቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ሲምፖዝየምን ዓውደ ምርኢትን መሪቖም ከፊቶም፡፡
መዓልቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ምድላው ሲምፖዚየምን ዓውደ ምርኢትን ካብ 1901 ክሳብ…