Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምሕዝነት ኢትዮጵያን ጅቡቲን መሰረት ሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ክኸውን ይምነ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ጅቡቲን መሰረት ሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ክኸውን ይምነ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ስነ-ስርዓት በዓለ ሲመት ዝምረፁ ፕሬዝደንት ጅቡቲ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚን ማሕበራውን ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚን ማሕበራውን ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ሊ ጁን ሁዋን ተዛትዮም፡፡ ኣብ ዘካየድዎ ዘተ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምትግባር ንምቅልጣፍን ዘጋጠሙ ብድሆታት ብሓባር ንምፍታሕን ኣብ…

ኣክቲቪዝም ምስ ረብሓ ዝተሓሓዝ ጉዳይ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበራዊ ኣንቃሓይ ምዃን (ኣክቲቪዚም)ምስ ረብሓ ዝተሓሓዝ ጉዳይ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ''ዕቤት ሚዲያ ንህንፀት ያታ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዓውዲ ሚዲያን…

ጫፍ ዝሓዙ ኣተሓሳስባታት መወዳእተኦም ኣይፅብቕን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፖለቲካዊ ይኹን ሃይማኖታዊ ወይ እውን ብኻሊእ ኣተሓሳስባ ጫፍ ዝሓዙ ዋልታ ዝረገፁ ኣተሓሳስባታት ክውገዱ ይግባእ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ''ዕቤት ሚዲያ ንህንፀት ያታ''…

ጋዜጠታት ሞያኦምን ሕጊን ብኸመይ ክኽተሉ ከምዘለዎም ክፈልጡ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋዜጠታት ሞያኦምን ሕጊን ብኸመይ ክኽተሉ ከምዘለዎም ክፈልጡ ይግባእ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ''ዕቤት ሚዲያ ንህንፀት ያታ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዓውዲ ሚዲያን…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየዶ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝቐረቡሉ ሽመታት ፅዲቑ፡፡ ብመሰረት እዚ 1ይ. ኣይተ ሚሊዮን ማቲዎስ - ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን…

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንዝቐርቡለን ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህባ ኢየን፡፡ እቲ ቤት…

ስነ ምግራባዊ ዝኾነ ትግበራ ዝጠልብ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ስነ ምግባራዊ ብዝኾነ መገዲ ክድገፍን ክምራሕን ኣለዎ። ፈላማይ ጉባኤ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣፍሪካ (ASMIS-2026) ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ "ፅዕንቶ ፈጠርቲ ንዝሐሸት ኣፍሪካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ኣፋህድ ዘትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ኢትዮጵያ ምስ መገዲ ሰላም ዝመረፁ 153 መራሕትን ኣባላትን ውድብ ህዝባዊ ፋኖ ኣምሓራ (ኣፋህድ) ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንሰለስተ መዓልታት ዘተ ኣካይዶም፡፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዕጥቂ ዝንቀሳቐሱ…

ሓዱሽ ናይ ፅዕንቶ ድምፂ ዝኾነ ማሕበራዊ ሚዲያ ተስፋ ኣፍሪካውያን ንኸርኢ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣፍሪካ ኣህጉራዊ ሓድነት ንምህናፅ ዝውሰድ ስትራቴጂካዊ ስጉምቲ ኢዩ ኢሎም ዋና መካየዲ ስራሕ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ሰይፈ ደርቤ፡፡ ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ (Pulse of Africa) ምስ ቴክኖሎጂ ኢንተርፕራይዝ…