Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣግምባር ባቲ ኣሳጊታ ድፋዕ ፀላኢ ተሰቢሩ፣ እምባ ተደፊሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣግምባር ባቲ ኣሳጊታ ዘለን ዘየለን ዓቐሙ ኣተኣኻኺቡ ዝመፅ ፀላኢ ሙሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱ።
ኣርሚ 4 ዝተብሃለ ሰራዊት ፀላኢ ምስ ተደራቢ ሓይሉ ሰሙን ሙሉእ ኣናተቐጥቀጠ ትማሊ ሙሉእ መዓልቲ ኣብ ዝወሰደ ውግእ ብሰራዊት ምክልኻልን ፍሉይ ሓይሊን…
ናይ ወርቂን ብሪን ገይፂታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኖም ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኣብ መንበሪ ገዛ ሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ብርበራ ልዕሊ 8 ኪሎ ግራም ወርቂን ብሩርን ተኸዚኑ ከምዝተረኸበ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
መምርሒ ፖሊስ እቲ ክፍለ ከተማ ካብ ሕብረተሰብ ብዝበፅሖ ሓበሬታ መሰረት…
ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዞባ ምዕራብ ሸዋ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ኣባልት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ተደምሲሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዞባ ምዕራብ ሸዋ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ኣባልት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ከምዝተደምሰሱን ብዙሓት ድማ ከምዘተማረኹን ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ኣገልግሎት ከምዝሓበሮ፥ ካብ 2 ጥቅምቲ ክሳብ 8 ሕዳር…
ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓመታት ፅሬት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ብትኹረት ክስራሕ ኢዩ – ሚኒስቴር ትንህርቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣመራርሓ፣ መምህራንን ሰራሕተኛታትን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ፅት ትምህርቲ ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡
ንውድቀት ፅሬት ትምህርቲ ሱር ዝሰደዱ ብዙሓት ምኽንያታት ከምዘለዉ ዝገለፁ ቶም ሚኒስትር፥ እቲ ፀገም…
መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፀማ ኣዋጅ ህፁፀ እዋን ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቀዳማይ ምልከታ መስክ ክገብር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፀማ ኣዋጅ ህፁፀ እዋን ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቀዳማይ ምልከታ መስክ ከምዝገብር ኣካቢ እቲ ቦርድ ኣይተ ለማ ተሰማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ኣፍሊጦም፡፡
ኣይተ ለማ ተሰማ ኣብ መግለፂኦም፥ እቲ መርማሪ ቦርድ ካብ ዘተጣየሸሉ እዋን…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጄፈሪ ፊልትማን ተዛቲዮም፡፡
ኣብቲ አዋን ዘተ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝግበር ኲናት ብዛዕባ ዝቋፀሉ መገዲ ሓሳብ ኣሜሪካ እንታይ…
ሓደሓደ ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ከም ሉኣላዊት ሃገር እናቖፀሩዋ ኣይኮኑን – ላውረንስ ፍሪማን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜሪካዊው ተንታኒ ጉዳያት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኣፍሪካ ላውረንስ ፍሪማን ኣፍሪካ ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ከም ሉኣላዊት ሃገር እናቖፀሩዋ ከምዘይኮኑ ገሊፆም፡፡
ከም ሲ ኤን ኤን፣ ኒውዮርክ ታይምስ፣ ዋሽንግተን ፖስት፣ ቢቢሲን መሰል መራኸብቲ…
ኣብ ውሽጢ ቤት ግምጃ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ልዕሊ 1 ሺሕን 800 ጠያይቲ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣራት ኪሎ ዝርከብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኣብ ውሽጢ ቤት ግምጃ ልዕሊ 1 ሺሕን 800 ጠያይቲ ብሓበሬታ ህዝቢን ፖሊስ ብዝገበሮ ብርበራን ተታሒዙ፡፡
ኣብ ውሽጢ ቀፅሪ እቲ ቤተ ክህነት ቤት ግምጃ ንብረት ዝርከብ መቐመጢ ፅሕፈትን…
ኣብ ዞባ ሆሮ ጉድሩ ወለጋ ኣብ ዝንቀሳቐሱ ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኦሮሚያን ኣባላት ሚሊሻ አባላት ብምውዳድ ኣብቲ ክልል ዞባ ሆሮ ጉድሩ ወለጋ ኣብ ዝንቀሳቐሱ ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ፡፡
ኣብቲ ዝተኻየ ናይ ምጥቃዕ ወፍሪ ብዙሓት ኣባላት ኦነግ ሸኔ…
ደቂ ኣንስትዮ ሰላም ኣብ ምህናፅ ዘለወን ግደ ዕዙዝ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ መፍትሒ ብምንዳይ፣ ጎንፂ ከይፍጠር ብምክልኻል፣ ብሰላማዊ ድርድር፣ ብሽምግልናን ካብ ታሕተዋይ ብርኪ ጀሚሩ ሰላም ኣብ ምህናፅ ዘለወን ግደ ዕዙዝ ከምዝኾ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን፡፡
እተን ፕሬዚዳን እዚ ዝበላ፥ ኔትዎርክ…