Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መንግስቲ ጃፓን ንዕቤት ቁጠባዊ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣምባሳደር ኢቶ ታካኮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ንዕቤት ቁጠባዊ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ገሊፀን። መንገስቲ ጃፓን ንመስፋሕፍሒ ህንፀት ማእኸል መሰልጠኒ ዓለባ ሰላም ህፃናት ዝውዕል 49 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ገይሩ።…

ጓል 4 ዓመት ህፃን ዝሰወሩ ውልቀ ሰባት ብማእሰርቲ ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሸካ ጓል ኣርባዕተ ዓመት ህፃን ዝሰወሩ ውልቀ ሰባት ብማእሰርቲ ተቐፂዖም። ጉዳዮም ዝተመልከተ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሸካ፥ ተኸሰስቲ መለሰ ተመስገንን ታምራት ኣለሙን ብዝተወደበ መገዲ ህፃን ካብ ትነብረሉ ሰፈር ብበዓልቲ ሰለስተ እግሪ…

መንግስቲ ንኢኮኖሚ ዝገብሮ ድጎማ ዝመርሐሉ ስርዓት እናሰናደአ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንኢኮኖሚ ዝገብሮ ድጎማ ዝመርሐሉ ስርዓት እናሰናደአ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ንዝሓለፉ ብዙሓት ዓማውቲ ኢኮኖሚ እታ ሃገር ኣብ ድጎማ መንግስቲ ዝተመርኮሰ ከምዝኾነ ይዝረብ። መንግስቲ ካብ ነዳዲ ጀሚሩ መሰረታዊ ሸቐጣት ይኹኑ እቲ ኢኮኖሚ ብብዝሓት…

ኢትዮ ቴሌኮምን ኣማራ ባንክን ስምምዕነት ኪራይ ሞጁላር ማእኸል ሓበሬታ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ኣማራ ባንክን ስምምዕነት ኪራይ ሞጁላር ማእኸል ሓበሬታ ተፈራሪሞም። ብዝተገበረ ስምምዕነት ኢትዮ ቴሌኮም ዓሰርተ “ራኮችን” ብኽራይ ዘቕረበ እንትኸውን፥ ስርዓት ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ እቲ ባንኪ ብምዝማን ደረጅኡ ዝሓለወ ማእኸል ሓበሬታ…

ይርጋለም ዝተዋደደ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሕርሻ ልዕሊ 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር እቶት ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ይርጋለም ዝተዋደደ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሕርሻ ልዕሊ 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር እቶት ከምዝረኸበ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክ ኢንዱስትሪ ክልል ሲዳማ ኣፍሊጡ። እቲ ፓርክ 11 ሺዳት ሒዙ ናብ ስራሕ ካብ ዝኣቲ ሓደ ዓመት ዝገበረ እንትኸውን፥ ኣበዚ ሐዚ እዋን…

ጉጅለ ልኡኽ ሕክምና እስራኤል ጉድኣት ንዝበፅም ትካላት መሊስካ ንምህናፅን ሓገዝ ንምግባርን ናብ ጎንደር ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ሕክምና እስራኤል ኣብ ክልል ኣምሓራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅም ትካላት ጥዕና መሊስካ ንምህናፅን ሓገዝ ንምግባርን ናብ ጎንደር ኣቲዩ። ኣብ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ዝዓነዉ…

ሓፈሻዊ ወፃኢ ጥዕና ኢትዮጵያ 127 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ወፃኢ ጥዕና ኢትዮጵያ 127 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ነዚ ዝበለ ሻምናይ ዙር ውፅኢት መፅናዕቲ ወፃኢ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ኣብ ዝገበረሉ እዋን ኢዩ። ኣብ በጀት ዓመት…

ንረቀቕቲ ሕጊታት ‘ኤች ኣር 6600’ን ‘ኤስ.3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሎስአንጀለስ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንረቀቕቲ ሕጊታት 'ኤች ኣር 6600'ን 'ኤስ.3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ግዝኣት ካሊፎርኒያ ከተማ ሎስአንጀለስ ተኻይዱ። እቲ ሰልፊ ተኻየዱ ዘሎ፥ ኣብ ፊት ንፊት ቢሮ ንረቀቕቲ ሕጊታት 'ኤች ኣር 6600' ዘዳለዉ ኣባል ኮንግረስ ካሊፎርኒያ…

ኣብ ወረዳ ሰሙሮቢ ገልዐሊ ብዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 160 ኣባይቲን ሹቓትን ዓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ሰሙሮቢ ገልዐሊ ብዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 160 ኣባይቲን ሹቓትን ከምዝዓነዉ ምምሕዳር እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ። ኣመሓዳሪ እቲ ወረዳ ኣይተ ሓሰን ሃንዲ፥ እቲ ሓደጋ ባርዕ ትማሊ 10 ሰዓት ድሕሪ ቀትሪ ሃንደበት ካብ መሸጢ ቤንዚን…

ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላኖች ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ክበራ ይኽእላ ኢየን-በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላኖች ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ክበራ ይኽእላ ኢየን ክበል በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላኖች 1 መጋቢት 2011 ዓ.ም ብበረራ ቁፅሪ ኢ ቲ-302…