Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሚኒስቴር ማዕድን ኣብ ክልል ዓፋር ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ወገናት 30 ሚሊዮን ብር ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማዕድን ኣብ ክልል ዓፋር ብሰንኪ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ወገናት 30 ሚሊዮን ብር ድጋፍ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ንዝተመዛበሉን ጉድኣት ንዝበፅሖምን ወገናት ዝውዕል እንትኸውን፥ ሚኒስትር ማዕድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣብቲ ዞባ ሰላም ብምምፃእ ዝነኣድ ተግባር ተሳልጥ ኣላ – ኮ/ል ማክ ቶክ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሲኒየር ኮሎኔል ማክ ቶክ ፕሮግ ዝተመርሐ ወታደራዊ ልኡኽ ኣብ ግዝኣት ኣብዬ ናይ ዝተዋፈረ ግዚያዊ ሓይሊ ፀፅታ ውሕመ (ዩኒስፋ) ኣበ ኣቢዬ ዝርከብ ቀጠና ወፍሪ መበል 24 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ተዓዚቡ።
እቲ ዑደት ዋና መአዘዚ ጣብያ ሓዊሱ…
ሃገር ካብ ጥፍኣት ንምድሓንከምዝተዳለዉ ምልምል ሰልጠንቲ ብር ሰለቆ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሙዚቃን ቴኣትርን እዚ ምዕራብ ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰረታዊ መሰልጠኒ ውትድርና ንመበል35 ዙር ሰልጠንቲ ስራሕቲ መድረኽ ኣቕሪቡ።
ዋና ኣዛዚ እቶ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮሎኔል ጌታቸው ዓሊ፥ ናብቲ ማእኸል ብምምፃእ ምርኢት ኪነ-ጥበብ ንዘሰናድ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሄር መሰረት መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ ይካየድ ኣሎ ዝብል ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ኢዩ – ፖሊስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሄር መሰረት መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ እናተኻየደ ከምዝኾነ ብምምሳል ዝጋዋሕ ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ዳይሬክተር ኮማንደር ፋሲካ ፋንታ…
ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ኣብ ዋግህምራ ይድምሰስ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግህምራ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ሚሊሻ፣ ፋኖን ፃውዒት ክተትን ብዝወስዱዎ ዝተዋደደ ስጉምቲ እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ እናተደምሰሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ድሃና፣ ዓምደወርቅ፣ ፃግብጂ፣ ዝቋላ፣ ሳህላ…
ዝተዛበዐ ተረኽ ኣብ ምምካት ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ግደ ክፃወት ኣለዎ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝተኸፈተ ዝተዛበዐ ተረኽ ንደሓር ብምባልን ኣብ ምምካትን ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽፃወት ፃውዒት ኣቕሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማብራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥…
ፓርቲ ብልፅግናን ኮሙዩኒስት ፓርቲ ቻይናን ርክቦም ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህን ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዚሃኦ ዚሂኦን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልጽግና ተራኺቦም ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ቻይናን ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ሞንጎ ፓርቲ ብልፅግናን ኮሙዩኒስት…
ጊዜያዊ መለለይ መንነት ክወስዱ ዝግብኦም ሰባት ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ክዛዝሙ ከምዘለዎም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጊዜያዊ መለለይ መንነት ክወስዱ ዝግብኦም ሰባት ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ክዛዝሙ ከምዘለዎም ቢሮ ሰላምን ፅፅታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ካብ 15 ማዓልትታት ንድሓር መለለይ መንነት ካርድ እንተይሓዙ ኣብ ዝርከቡ ሰባት ተሓተትቲ ከምዝኾኑ…
ኢትዮጵያ ናብ ሰላም ንምምላስ እናተቓለሱ ከምዝኾኑ ዘመትቲ ግንባር ጋሻና ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጉጅለ ህወሓት ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ኣብ ዝፈፀሞ ወረራ ብዝበፅሖ ልዑል ክሳራ ዋላ ይባረር እምበር ሜልኡ ቀይሩ ናብቲ ዞባ ንምእታው ዝገብሮ ዘሎ ምንቅስቓስ ኣይሳኸዐሉን ክብሉ ኣብ ግምባር ጋሸና ዝርከቡ ዘመትቲ ተዛሪቦም፡፡
ህወሓት ኣብዚ ሰሙን ናብ…
ኣብ ክልል ጋምቤላ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተለኣኣኽቲ ዝነበሩ 24 ዕጡቓት ኢዶም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተለኣኣኺ ዝኾነን ንባዕሉ ግምባር ናፅነት ጋምቤላ (ግናጋ) ኢሉ ዝፅውዕ ውድብ ኣባላት ዝነበሩ 24 ዕጡቓት ኢዶም ብሰላማዊ መገዲ ሂቦም።
ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሻኔን ተለኣኣኺ ብዝኾ ግናጋ ናይ ሕሶት…