Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጀግንነትናን ታሪኽ ወናኒነት ኣቦታትናን ዝፍተሸሉ እዋን ኢዩ – ዶ/ር ይልቃል ከፋለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋኑ ጀግንነትናን ታሪኽ ወናኒነት ኣቦታትናን ዝፍተሸሉ እዋን ከምዝኾነ ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር እዚ ዝበሉ ኣብ ከተማ ቡሬ ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ኢዩ።…
ኢትዮጵያውያን ንወፍሪ ክተት ዝሃቡዎ መልሲ ንፀላኢ ተስፋ ዘቑረፀ ኢዩ – ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ንወፍሪ ክተት ዝሃቡዎ መልሲ ንፀላኢ ተስፋ ዘቑረፀ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ደሲሳ ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ኢትዮጵያውያን ንወፍሪ ክተት ዝሃቡዎ መልሲ…
ኣብ ዓሰርተ ከተማታት መመሓየሺ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ተግባራዊ ክግበር እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መመሓየሺ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ኣብ ዝተመረፁ ዓሰርተ ከተማታት ተግባራዊ ከምዝግበር ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ብምኽንያት ነዊሕ እዋን ዘቑፀሩ መስመራት ዝርገሐ ኣብ ከባብታት ከተማ እናጋጠመ ዘሎ ፀገም ምቑርራፅ ሓይሊ…
ሓደሓደ ዓለም ለኸ ትካላት ኣብ ሓደ ከባቢ ጥራሕ ሓገዝ ንግበር ምባሎም ተቐባልነት የብሉን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተወሰኑ ዓለም ለኸ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ሓደ ከባቢ ጥራሕ ሓገዝ ንግበር ዝብሉዎ ተቐባልነት ዘይብሉ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን ከበደ ዴሲሳ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት…
ሊቢያ ናይ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከምዝዓፀወት ተገይሩ ዝጋዋሕ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሊቢያ ናይ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከምዝዓፀወት ተገይሩ ዝጋዋሕ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ኣፍሊጣ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ኤምባሲ ኣብ ስራሕ ከምዝኾነን ዝናፈስ ወረ ካብ…
እዚ እዋን ታሪኽ ንዛረበሉ እዋን ዘይኮነስ ታሪኽ ንሰርሐሉ ኢዩ – ምልምል ሰልጠንቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”እዚ እዋን ታሪኽ ንዛረበሉ እዋን ዘይኮነስ ታሪኽ ንሰርሐሉ ኢዩ ክብሉ ኣብ ብር ሸለቆ መሰልጠኒ መሰረታዊ ውትድርና ዘሰልጥኑን ዝስልጥኑን ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ገሊፆም።
መበል 33 ዙር ምልምል ሰልጠንቲ ንኢትዮጵያ ካብ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ…
ክፍለ ከተማ ቦሌ ንወፍሪ ህልውና ዘተኣኻኸቦ ሓገዝ ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ከተማ ቦሌ ንክብሪ ሃገር ንዝዋደቕ ሰራዊት ምክልኻል ዘተኣኻኸቦ ሓገዝ ኣረኪቡ።
እቲ ክፍለ ከተማ ብገንዘብ 63 ነጥቢ 4 ሚሊየን ከምኡ እውን ልዕሊ 26 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ኣተኣኻኺቡ ሎሚ መዓልቲ ኣረኪቡ፡፡
እቲ ሓገዝ…
ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ።
እቲ ክፍለ ከተማ፥ 25 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብ፤ 25 ሚሊየን ዝግመት ድማ ሓገዝ ምግቢን ናውቲን ማለት እውን 150 ኣብዑር፣…
ነበር አባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ ንምልምል ሰልጠንቲ ወታደራዊ ፍልጠቶም የካፍሉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ዝዋይ ቡልቡላ ካብ ኣርባዕቲኡ ኣንፈት ዝመፅኡ ምልምላት ኣብ ምስልጣን ከይዲ ፃውዒት ዝተገበረሎም ነበር አባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ ንምልምል ሰልጠንቲ ወታደራዊ ዘኹርዕ ተግባር እናሰርሑ ምዃኖም ተገሊፁ።
ዋና ኣዛዚ እቲ ማእኸል ኮሎኔል…
ሃገር ናይ ምህናፅ ዘይኮነስ ናይ ምፍራስ ታሪኽ ዘለዎ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣፍሪስና ታሪኽ ክንፅሕፍ ኢና – ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ናይ ምህናፅ ዘይኮነስ ናይ ምፍራስ ታሪኽ ዘለዎ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣፍሪስና ከም ኣቦታትና ድሙቕ ታሪኽ ክንፅሕፍ ኢና ክብሉ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም።
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምምሕዳር ክፍለ…