Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መንግስቲ ካብ ህዝቢ ዝተለዓሉ ኢኮኖሚያዊ ሕቶታት ንምምላስ ይሰርሕ ኣሎ – ዶክተር እዮብ ተካልኝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሙላእ እዛ ሃገር ዝተኻየዱ ምይይጣት ካብ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ኢኮኖሚያዊ ሕቶታት ደረጃ ብደረጃ ንምምላስ ይስራሕ ምህላዉ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስተር ዴኤታ ገንዘብ ዶክተር እዮብ ተካልኝ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተኻየዱ ህዝባዊ ምይይጣት ምስ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፈልይቲ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፈልይቲ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔት ዌበር ተዛቲዮም። ኣብቲ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪካን…

ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ጣሊያን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ጣሊያን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣብ ጣሊያን ከተማ ሮማ ዝካየድ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ጣሊያን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ከምዝተሳተፉ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት…

ኣብ ዞባ መተከል ዝነበረ ዘይምርግጋዕ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእል ዕርቀ ሰላም ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ዝነበረ ዘይምርግጋዕ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእል ባህላዊ ዕርቀ ሰላም ተኻይዱ። እቲ ዕርቀ ሰላም፥ “ካብ ልቢ ዝፍልፍል ዕርቂ ንዘላቒ ሰለም” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ፃውዒት ሰላም…

ፅባሕ “ንመስቀል ክጎዪ ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ክካየድ ኢዩ ዝተብሃለ ጒያ ካብ ዝምልከቶ ኣካል ሕጋዊ ኣፍልጦ ኣይረኸበን-ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ ሚያዝያ 1 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ሚዲያታት ፅባሕ “ንመስቀል ክጎዪ ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ክካየድ ኢዩ ዝተብሃለ ጒያ ካብ ዝምልከቶ ኣካል ሕጋዊ ኣፍልጦ ኣይረኸበን ክብል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ፅባሕ 2 ሚያዚያ 2014…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 17 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 17 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ዘጋጠመ አንትኸውን፥ ፍሉይ ሽሙ “ሰብስቤ ዋሻ” ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ…

ነቲ ዝተዛብዐ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምምዕርራይ ዘኽእል ትልሚ ሰለስተ ዓመት ተዳልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነቲ ዝተዛብዐ ሃገራዊ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምምዕርራይ ዘኽእል ትልሚ ሰለስተ ዓመት ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ትልምን ልምዓትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትልምን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ንጣብያና ከምዝገለፅኦ፥ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ስእነት ስራሕ፤ ካብ ቁፅፅር…

ግብረ ሰናት ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝገበርኡ ሰብኣዊ ደገፍ ብዕፅፊ ክውስኻ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ዝደሊዩ ቁፅሪ ዜጋታት ብምውሳኹ ግብረ ሰናት ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝገበርኡ ሰብኣዊ ደገፍ ብዕፅፊ ክውስኻ ከምዝግባእ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ በዝነበረ ኲናትን ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ብሰንኪ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት “ምብዛሕ ፈተናታት  ካብ ጉዕዞ ብልፅግና ደው ኣየብለናን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ”ምብዛሕ ፈተናታት ካብ ጉዞ ብልፅግና ደው ኣየብለናን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ መንእሰያት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት እናተሳለጠ ይርከብ። ኣብ ክልል ጋምቤላ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ መድረኽ ምኽክር መንእሰያት ክልል ጋምቤላን ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…

ንረቀቕቲ ሕግታት ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወሙ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ከተማታት ኣሜሪካ ክካየዱ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንረቀቕቲ ሕግታት ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወሙ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ከተማታት ዋሺንግተን ዲሲን ሎስ ኣንጀለስን ክካየድ እዩ። ፅባሕ ፊት ንፊት ዋሺንግተን ዲሲ ዋይት ሃውስ ከምዝካየድ ሰላምን ደሕንነትን ንኢትዮጵያ ማሕበር ኣካቢ ግብረ…