Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወዲቦም ፀፅታ ከባቢኦም ንዝሕልዉ ክፋላተ ማሕበረሰብ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ውዳበ ህዝቢ ኣጣይሾም ፀፅታ ከባቢኦም ንዝሕልዉ ክፋላተ ማሕበረሰብ ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ።
ብነሰረት እዚ ኣብ ክፍለ ከተማታት ልደታ፣ ንፋስ ስልክ ላፍቶን ኣቃቂን ብውዳበ ህዝቢ ኣጣይሾም ፀፅታ ከባቢኦም ንዝሕልዉ ክፋላተ…
ኣብ ግምባር ጋይንት ጋሸና ዝኸተተ ህዝባዊ ሰራዊት ግቡኡ ብብቕዓት እናፈፀመ ይርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዞባ ምዕራብ ጊጃም ናብ ግምባር ጋይንት ጋሸና ዝኸተተ ህዝባዊ ሰራዊት ዝተውሃቦ ወፍሪ ብብቕዓት እናፈፀመ ከምዝኾነ ኣባላት ተዛሪቦም።
ኣባላት እቲ ህዝባዊ ሰራዊት ናብ ግምባር ካብ ዝኸዱሉ መዓልቲ ጀሚሩ ሓፈሻዊ ኩነታት እቲ ግምባርን ብዛዕባ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣየር ዱባይ ምርኢት ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ A350-900 ኣየር ዱባይ ምርኢት ኣቕሪቡ።
ኣብቲ ምርኢት ኣየር ልዕሊ 1 ሺሕን 200 ኣቕረብቲ ዓውደ ምርኢትን ልዕሊ 148 ሃገራት ከምዝተሳተፉ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!…
ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ታካላት ተመዝጊቦም ኣብ ስራሕ ይርከቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ታካላት ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ተመዝጊቦም ኣብ ስራሕ ከምዝርከቡ ኤጀንሲ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ጅማ ዲልቦ ንትፕኢ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3…
ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ሰላምን ፀጥታን እታ መዲና ንምሕላው ለይትን ቀትርን ይሰርሑ ምህላዎም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራሓን ኣባላትን ፖሊስ ፌደራል ኣብ ዝፈላለዩ ግምባራት ካብ ዝገብርዎ ቃልሲ ብተወሳኺ እታ ከተማ ካብ ተለኣኣኽቲ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕድን መሻርኽቱን ንምሕላው ይሰርሑ ምህላዎም ገሊፆም።
ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ስራሕቲ ተዋፊሮም ዝሰርሑ ኣባላት ፖሊስ…
ኢትዮጵያውያን ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ንሃገሮም ብሓድነት ጠጠው ክብሉ ይግባእ – ኣምባሳደር ደሚቱ ሃምቢሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያንን ግሪኽን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን መርሃ ግብሪ መትአኽኻብ እቶት እናሰናድኡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንሰራዊት ምክልኻልን ንዝተመዛበሉ ወገናትን ዝውዕል ሓገዝ እቶት ንምክያድ…
ኣብታ መዲና ካብ ሎሚ ጀሚሩ ወፍሪ ክታበት ኮሮናቫይረስ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ንተኸታታሊ 10 መዓልታት ብመልክዕ ወፍሪ ከምዝወሃብ ተገሊፁ።
እቲ ክታበት ዕድሜኦም 18ን ልዕሊኡን ንዝዀኑ ክፋላት ሕብተሰብ ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና እታ ከተማ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ዜጋታት…
ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 27 ዓመታት መሰል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዝተፀንዐ መልክዑ ይጥሕስ ነይሩ – ዶ/ር ኢዮብ ተካልኝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 27 ዓመታት ስርዓት ፌዴራል ብዝተሰሓሓተ መገዲ ብምጥቃም መሰል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዝተፀንዐ መልክዑ ይጥሕስ ከምዝነበረ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካልኝ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ኣብ…
“ፅዕንቶ ወፃኢ ኢትዮጵያ እንተጠንኪራ ኣፍሪካ እውን ክትጥንክር ኢያ ካብ ዝብል ስግኣት ኢዩ” – ኣባዱላ ገመዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ፅዕንቶ ወፃኢ ኢትዮጵያ ሉኣላውነታ ሓሊያ ጠንኪራ እንተወፂኣ ኣፍሪካ እውን ክትጥንክር ኢያ ካብ ዝብል ስግኣት ዝፈልፈለ ከምዝኾነ ኣይተ ኣባዱላ ገመዳ ገሊፆም።
ኣይተ ኣባዱላ ገመዳ ፅዕንቶ ወፃኢ እናበርተዐ ዝርከብ፥…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሓታቲ ንምግባር ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ፅዕንቶ ከሕብር ይግባእ – ኣይተ ሌንጮ ለታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይዚ ሰሙን ፀብፃብ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ስዒቡ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ጦር ግብረ ራዕዲ ወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ከባቢ ንፋስ መውጫ ብዝፈፀሞም ገበናት ተሓታቲ ንኽኸውን ፅዕንቶ ክገብር ከምዝግባእ ፖለቲከኛ ኣይተ ሌንጮ ለታ ገሊፆም።
ኣይተ ሌንጮ ኣብ…