Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ወረዳ መተማ ወዲ 6 ዓመት ህፃን ዝዓገቱ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ መተማ ጣቢያ ዲቢኮ ወዲ 6 ዓመት ህፃን ዝዓገቱ ኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ምውዓሎም ቤት ፅሕፈት ፀፅታን ድሕንነትን እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ።
ኣመራርሓ ጋንታ ሽምቕ ምምሕዳር ወረዳ መተማ ሓለቓ ፶ ባየ ደጉ፥ ምስ…
ሚኒስትር ትምህርቲ ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ትምህርቲን ምትሕብባር ኢትዮ-ሩሲያ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምድሃብ ምስ ኣምባሳደር እታ ሃገር ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌት ተረኪን ተዛቲዮም።
ዘተኦም ድማ ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ትምህርቲን ምትሕብባር ኢትዮ-ሩሲያ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድጀሃበ ኢዩ፡፡
ፕሮፌሰር ብርሃኑ ኣብ…
ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ምክትል ዋና ፀሓፊት ውሕመን ብጉጅለ ራዕዲ ጉድኣት ዝበፅሖም ህፃናት ሓቲተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ምክትል ዋና ፀሓፊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣሚና መሓመድን ኣብ ዱብቲ ሆስፒታል ዘለዉ ብጉጅለ ራዕዲ ጉድኣት ዝበፅሖም ህፃናት ሓቲተን።
እቶም ህፃናት ካብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተተኮሰ ከቢድ…
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ውሕመ ንህዝቢ እቲ ክልል ሓገዝ ንኽገብር ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ውሕቡራት መንግስታት ሓዊሱ ካልኦት ዓለም ለኸ ገበርቲ ሰናይ ትካላት በቢእዋኑ ኲናት እናተኸፈተሉ ንዝርከብ ህዝቢ ዓፋር ሓገዝ ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል…
ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዕንወት ኣብፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ልዕሊ 1 ነጥቢ 644 ቢሊየን ብር ዕንወት ከምዘብፀሐ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሞገስ መኮንን፥ እቲ…
ኣብ ኢትዮጵያ 10 ሚሊየን ሰባት ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝወሰዱ ሚኒሰስቴር ጥዕና ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 10 ሚሊየን ሰባት ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝወሰዱ ኣብ ሚኒሰስቴር ጥዕና ዋና ኣተሓባባሪ ግብረ ሓይሊ ኮቪድ ዶክተር መብራቱ ማሴቦ ገሊፆም።
10 ሚሊየን ዝኾ ዜጋታት ከምዝተኸተቡ ዝገለፁ እቶም መተሓባበሪ፥ ኣብ ቀፃሊ ወፍሪ…
ኣብ ኲናት ኢኮኖሚ ንምምሕያሽን ናህጀሪ ዋጋ ንክረጋጋዕን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ኢኮኖሚ ንምምሕያሽን ናህጀሪ ዋጋ ንክረጋጋዕን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ።
”ዕዳጋ ሕብረት ስራሕ ንሰላምን ዝተረጋገዐ ዕዳጋን” ብዝብል መሪሕ ቃል መበል ታሽዓይ ኤግዚብሽንን ባዛርን ይካየድ ኣሎ።
እቲ መርሃ…
ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐ ልኡክ ሰመራ ኣቲዩ
ኣዲ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ዋናፀሓፊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሚና መሓመድን ነበር ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡክ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሰመራ ኣቲዩ።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ፣ ላዕለዎት…
ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ንሰለስተ ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብኲናት ንዝተጎድኡ ሰለስተ ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዕንወቀት ንዝበፅሖም ዩኒቨርሲቲታት መቅደላ ኣምባ፣ ወሎን ወልዲያን መሊስካ ንምጥያሽ ዝኸውን ኣቕሑት ቤተፈተነን…
መበል 19 ውድድር ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣2014 (ኤፍ ቢሲ)መበል 19 ውድድር ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ክካየድ ኢዩ ክብል ፌዴሬሽን ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ውድድር ካብ 6 ክሳብ 13 ለካቲት 2014 ዓ.ም ብ10 ዓይነታት ልዕሊ 900 ስፖርተኛታት ከምዝሳተፍሉ ተሓቢሩ።…