Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሕብረተሰብ ንሕሙማት ኩላሊት ደገፍ ሕክምና ክገብር ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረተሰብ ንሕሙማት ኩላሊት ደገፍ ሕክምና ክገብር ትካል ግብረ ሰናይ ዳያሊሲስ ሕሙማት ኩላሊት ፃውዒት ኣቕሪቡ።
እቲ ትካል ገባሪ ሰናይ ሕሙማት ኩላሊት ንቕለ ተኸላ ክሳብ ዝገብሩ ንሕፅበት ኩላሊት (ዲያሊሲስ) ዘድልዮም ወፃኢታት ንምሽፋን ደገፍ…
ጭቡጣት ለውጥታት ዝተመዝገቡሉ ስራሕቲ ምክልኻል ክሊማዊ ለውጢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ክሊማዊ ለውጢ ንምክልኻል ዝሰርሓቶም ስራሕቲ ጭቡጣት ለውጥታት ዝተመዝገቡሎም ኢዮም ኢሉ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን።
ሚኒስትር ዴኤታ ፕላንን ልምዓትን ስዩም መኮንን ክሊማዊ ለውጢ ንምክልኻል ኣብ ዝስራሕ ስራሕ ኢትዮጵያ ግደኣ ብኣግባቡ…
ኣብ ክልል ዓፋር 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዓመት ዕድመ ዘለዎ ኣውስትሮሎፒቲከስ ቅሪተ ኣካል ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዓመት ዝፅጋዕ ዕድመ ዘለዎ ቅሪት ኣካል ኣውስትሮሎፒቲከስ ኣብ ክልል ዓፋር ተረኺቡ።
በዓል መዚ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ከምዘፍለጦ፤ ጉጅለ ሳይንቲስታትን ተመራመርቲን ዩኒቨርሲቲ ስቴት ኣሪዞና ምስቲ በዓል መዚ ብምትሕብባር ኣብ ክልል…
ስራሕቲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ንምዐእዋት ግደ መሓዚት ኣካላት ልዑል ኢዩ – መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)ስራሕቲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ንምዐእዋት ግደ መሓዚት ኣካላት ልዑል ኢዩ ኢሎም።
እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሕዚ ብዝወገኖም ተግባራት ግደ መሓዙት ኣካላት ዝገምገመሉን ኣብ ቀፃሊ ዝስርሑ…
ኣብ ከተማ ሃረር 96 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ሪጅናል ላቦራቶሪ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር 96 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ሪጅናል ላቦራቶሪ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ፡፡
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣብቲ እዋን÷ ኣብቲ ክልል ንተበፃሕነትን ፅሬትን ዘፈር ጥዕና ንምድንፋዕ ብትኹረት…
400 ሜጋ ዋት ሶላር ፓርክና 700 ኪሎዋት ሰዓት ሶላር ሚኒ ግሪድን ናይ ምጅማር ስምምዕነት
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂ ምስ ዓለም ለኸ ሶላር ኣሊያንስ ናይ 400 ሜጋ ዋት ሶላር ፓርክን 700 ኪሎዋት ሰዓት ሶላር ሚኒ ግሪድን ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
ሚኒስትር ዴኤታ ማይ ኢነርጂን ሱልጣን ወሊ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝሉዎ÷…
ልዕሊ 65 ሺሕን 500 ነበር ተዋጋእቲ ናብ ሰላማዊ ህይወት ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ልዕሊ 65 ሺሕን 500 ነበር ተዋጋእቲ ከይዲ ተሃድሶ ብምሕላፍ ናብ ሰላማዊ ህይወት ተመሊሶም ኢሉ፡፡
ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀረባ እዋን ብዝገበሮ ኣኾባ ጎንፂ ከትርፉ ዝኽእሉ ሰላማዊ ኣማራፂታት ብኹሉ ኣንፈት…
ውርይቲ ተዋሳኢት ኣንጀሊና ጆሊ ንሆስፒታል ቅዱስ ጴጥሮስ ሓገዝ ንምግባር ቃል ኣትያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውርይቲ ኣሜሪካዊት ተዋሳኢት ኣንጀሊና ጆሊ ብግሎባል ሄልዝ ኮሚቴ ኣቢላ ንስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጴጥሮስ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ንምግባር ቃል ኣትያ፡፡
ካብ ተዋስኦን ሞያ ፊልምን ብተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዝ ብምግባር ትፍለጥ ኣንጀሊና ጆሊ፤ ኣብ…
ተቛረፅቲ ኮንስትራክሽን ብብርኪ ዓለም ለኸ ተወዳዳሪ ክኾኑ ንምግባር እናተሰርሐ ይርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ልዕሊ 20 ተቛረፅቲ ኮንስትራክሽን ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ሓዊሱ ብብርኪ ዓለም ተወዳዳሪ ኮይኖም ክሰርሑ ንምግባር እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን፡፡
ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2025 ክሳብ 2050 ዝትግበር…
ፕሮጀክታት ምዝዛም ናይዚ መንግስቲ ፍሉይ መፍለዪ ባህሪ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ፕሮጀክታት ምዝዛም ናይዚ መንግስቲ ፍሉይ መፍለዪ ባህሪ ኢዩ ኢሎም።
ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ዓውዲ ኮንስትራሽን መዳርግቲ ኣካላት ብምስታፍ ማሕለኻታትን ዕድላትን ብምፍላይ እቲ ዓውዲ ናብ ሓዱሽ…