Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዓውዲ ጥዕና ህይወት ዘድሕኑ ቴክኖሎጂታት ብዝበለፀ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ህይወት ዘድሕኑ ቴክኖሎጂታት ንሕብረተሰብ ብዝበለፀ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም።
ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ንምዕባይ ጠመተ ዝገበረ “ሬይስ ኦፍ ሆፕ 2025” ዓለም ለኸ መድረኽ ኣብ ኣዲስ…
ሓምለዋይ ኣሰር ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዕዙዝ ግደ ዝፃወት – ኣይተ ደስታ ሌዳሞ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2017 ዓ.ም ''ብምትካል ማንስዕራር''ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ወረዳ ዳራ ኦቲልቾ ተኻይዱ፡፡
ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ደስታ ሌዳሞ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ ኣብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ…
መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ኩለን መፈተኒ ማእኸላት ምሃብ ከምዝተጀመረ ኣገልግሎት ምዘና ትምህርቲን ፈተናታትን ኣፍሊጡ፡፡
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት እሸቱ ከበደ (ዶ/ር)÷ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ብኦንላይንን ብወረቐትን…
ኣብ ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ጠመተ ዝገበረ ዓለም ለኸ ፎረም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ክብ ኣብ ምባል ጠመተ ዝገበረ ዓለም ለኸ ፎረም 'ሬይስ ኦፍ ሆፕ 2025' ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ሓይሊ ኣቶሚክ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ(IAEA) ማሪያኖ ግሮሲ ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ጉባኤ ሬይስ ኦፍ ሆፕ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ኩለ መዳይ ተተካኢ ህንፃ ንኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደርን እርጋንን ብዝፈረሰ ህንፃ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ መተካእታ ሓዱሽ ኩለ መዳይ ህንፃ ብምህናፅ ኣረኪቡ።
እቲ ኩለ መዳይ ህንፃ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ከባቢ ፒያሳ ብተለምዶ…
መራኸብቲ ሓፋሽ ግዕዝይና ንምቅላስ ጠንኪረን ክሰርሓ ይግባእ- ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ግዕዝይና ንምቅላስ ጠንኪረን ክሰርሓ ይግባእ ኢሎም ሓላፊ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)።
ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ኦሮሚያ፥ "ሚዲያ ንህንፀት ስነ ምግባርን ሰናይ ምምሕዳርን"…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻውዓይ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሓምለዋይ ኣሰር ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻውዓይ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሓምለዋይ ኣሰር ይካየድ ኣሎ።
እቲ መርሃ ግብሪ "ብምትካል ምብራኽ" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ።
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ÷ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓመታት 85 ሚሊየን ፈልስታት…
ኣብ ከተማ ባህርዳር ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ባህርዳር ሰላም ዝሓትት ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።
እቶም ተሰለፍቲ ካብ ሽዱሽቲአን ክፍላተ ከተማን ጎረባብቲ ወረዳታትን ብምብጋስ ናብ ስታዲየም ኣፄ ቴዎድሮስ ጭርሖታት ብምሓዝ ከምዝመፅኡ ኣሚኮ ፀብፂቡ።
ንክልልና ዘድሊያ ሰላም ኢዩ፣…
ኣብ ከተማ ወልዲያን ደብረ ታዎርን ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ወልዲያን ደብረ ታዎርን ኣድላይነት ሰላም ዝገልፅን ዝካየዱ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝድግፍን ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ሰልፊ፥ ልምዓትን ዘላቒ ሰላምን ንክመፅእ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ንዝገበሩ ሰብ መዚ ፌዴራልን ክልልን…