Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ናይ ዝሰርሓ ኣእዳው በዓል – መዓልቲ ሰራሕተኛታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በቢዓመቱ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ዕለት 1 ግንቦት (ሜይ ዴይ) እንትትመፅእ፤ ዓለም ውፅኢት ፃዕሪን ቃልሲን ወዲ ሰብ ዝኾነት ዕለት ብድምቀት ተኽብር።
እዛ ዕለት ሱቕ ኢላ ዝመፅአት ናይ ዕረፍቲ መዓልቲ ዘይኮነትስ ብሚሊየን ዝቑፀሩ ሰራሕተኛታት…
ጥንኩር ኣመራርሓ ዘለወን ትካላት ተወዳዳራይነት ይሃንፁ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ጥንኩር ምሕደራን ኣመራርሓን ዘለወን ትካላት ስግኣት ብምውጋድ ተወዳዳራይነት ይሃንፃ ኢሎም።
ማሕበር ኣክሲዮን ማእኸል ልህቀት ካፒታል ፋይናንስ ዘሰናደኦ ኣብ ኮርፖሬት ምምሕዳርን ኣመራርሓ ዙሪያ…
ነበር ተፃዋታይ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣሽሊ ያንግ ጫማ ሰቒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ተፃዋታይ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣሽሊ ያንግ ጫማ ምስቓሉ ዕላዊ ገይሩ፡፡
ኣብዚ ውድድር ዓመተ ምስ ክለብ ሻምፒዮንሺፑ ኢፕስዊች ታውን ይፃወት ዝነበረ ኮይኑ፤ ኣብ 40 ዓመት ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ።
እዚ ተፃዋታይ ምስ…
ብሕቡራት መንግስታት ዝተንኣዱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብመሪሕነት ኢትዮጵያን ዓወታት ልምዓትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣጀንዳ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምስላጥ ዘካይድዎ ዘለው ብቕዓት ኣመራርሓ ዝነኣድ እዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሪካ ክላቨር ጋቴቴ።
እቶም ዋና ፀሓፊ ኢትዮጵያ ኣብ…
ኢትዮጵያ ዜጋታት ካብ ፅግዕተኛነት ንምንጋፍ እትገብሮ ዘላ ስልታዊ ስግግር ፍረ የፍሪ ኣሎ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዓርሰ ብምግቢ ንምኽኣል እትገብሮ ስትራተጂካዊ ፖሊሲ ሎሚ እውን ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ዜጋታት ካብ ፅግዕተኛነት ናብ ኣፍራይነት ንምስግጋር ዓወታት ይምዝገብ ኣሎ።
እዚ ንዘመናት ኣብ ተፀባይነት ተገዲቡ ዝነበረ ዓብዩ ሓይሊ ሰብ፣…
ዘተኣተማምን ዕድል ስራሕ ዝተፈጠረላ ኢትዮጵያ ጋህዲ ናይ ምግባር ከይዲ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገም ስእነት ስራሕ ብዘላቕነት ምፍታሕ እንተዘይተኻሉ ከም ሃገር ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ ከምኡ እውን ፖለቲካዊ ቅልውላው ከስዕብ ከምዝኽእል ይፍለጥ።
ስለዝኾነ ድማ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብምድሃብ ምቹውን ዘተኣማምንን ዕድል ስራሕ ዝተፈጠረላ…
ታሪፍ ትራንስፖርት ብዝተወሰነ መሰረት ንኽቕፅል ትእዛዝ ተመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ታሪፍ ትራንስፖርት ብዝተወሰነ መሰረት ጥራሕ ንኽቕፅል ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ሚኒስቴር ኣገልግሎት ትራንስፖርት ናብ ስሩዕ ኩነታት ምምላሱ ንምፍላጥ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዘጋጠመ ጎንፂ…
ትካላት ብሲስተም ዝምርሑ ናይ ምግባር ስራሕ ፍሪኡ ይረአ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሰብ ዝተንጠልጠሉ ዘይኮኑስ ቀፃልነት ዘለዎም ብሲስተም ዝምርሑ ጥንኩራት ትካላት ናይ ምግባር ስራሕ ፍሪኡ ይረአ ኣሎ ኢለን ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ዓመታት ናይ ኢንዱስትሪ ሰላም ንምፍጣር ብዙሓት መመሓየሺታት ተገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ዓመታት ሰብ ተኮር ብዝኾኑ ስራሕቲ ሪፎርም ናይ ኢንዱስትሪ ሰላም ንምፍጣር ብዙሓት መመሓየሺታት ተገይሮም ኢሉ ሚኒስቴር ክእለት፡፡ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብብርኪ ዓለም ንመበል 137 ግዘ ከምኡ እውን ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 51 ግዘ…