Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኲናት ህወሓት ንምምካት ከንዘምት ኢና-መናእሰይ ጋምቤላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ንምምካት ከንዘምት ኢና ክብሉ መናእሰይ ከተማ ጋምቤላ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝጓየ ዘሎ እቲ ግብረ ራዕዲ ከምዘይዕወት ተዛሪቦም። ህወሓት ተሓጋገዝቱ ካብ ወፃኢ ዓዲ እንተይተረፈ ብምምፃእ…

ሃገራት ኣፍሪካ ዓቒ መናእሰየን ንምጥቃም ዘኽእል ምቹው ኩነታት ክፈጥሩ ይግባእ – ሁሪያ ዓሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣፍሪካ ዓቒ መናእሰየን ንምጥቃም ዘኽእል ምቹው ኩነታት ንምፍጣር ዘኽእል ምቹው ሃዋህው አኖቬሽን ክፈጥሩ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ ገሊፀን። 7ይ ጉባኤ ኢኔቬሽንን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኣፍሪካ ብመርበብ…

ቀብሪ ናይቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ብምቅልጣፍ ገፅና ናብ ልምዓት ክነዝውር ይግባእ – ኣዛዚ ምድብ ምዕራብ ኣየር

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀብሪ ናይቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ብምቅልጣፍ ገፅና ናብ ልምዓት ክነዝውር ይግባእ ክብሉ ኣዛዚ ምድብ ምዕራብ ኣየር ገሊፆም። ኣባላት ሰራዊት ምእድብ ኣየር እዚ ምዕራብን ሰቪል ሰራሓተኛታትን ግብረ ራዕዲ ህወሓት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ…

ኣብ ሉኣላዊነት ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ናይ ባዕልና ግደ ክንዋፃእ ኢና – ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ህልውናን ሉኣላዊነትን ሃገር ንምክልኻል ተግባራዊ ዝኾነ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተፈፃሚ ንምግባር ናይ ባዕልሎም ግደ ከምዝዋፅኡ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም። ኣባል እቲ ባይቶ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸፈቱ…

ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 29 ጥቅምቲ ክሳብ 2 ሕዳር 2014 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 29 ጥቅምቲ ክሳብ 2 ሕዳር 2014 ዓ.ም ከምዝወሃብ ሃገር ለኸ ኤጀንሲ ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ተምሃሮ ብዝተረጋገዐ ኩነታት ቅድመ ምድላዎም ንክገብሩ ኣተሓሳሲቡ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!…

ነበርቲ ባቢሌ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንምቅላስ ከምዝተዳለዉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ንምድሓን ኣብጎኒ ሰራዊት ኮይኖም መስዋእቲ ንምኽፋል ከምተዳለዉ ነበርቲ ከተማ ባቢሌን እታ ወረዳን ብሰላማዊ ሰልፊ ገሊፆም። ሰላምን ፀፅታን እቲ ከባቢ ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ብዝተወደበ መልክዑ ንሰረዊት ምክልኻል ብዝኾነ ይኹን ገዲ ሓገዝ…

ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰላም ከባቢኦም ይሕልዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለከተማታት ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ዜጋታት ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ሰላም ከባቢኦም ይሕልዉ ኣለዉ። “ኣነ እውን ፖሊስን ዘብዒን ሰፈረይ እየ” ብዝብል ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ክፍለ ከተማታትን ዝርከቡ ነበርቲ፣ ወለንታውያን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ሰልፊ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዙ ጭርሖታት ከምዝተደመፁ ካብ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ድሬዳዋ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ። …

ነበርቲ ከተማ ሻሸመኔ ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ሻሸመኔ ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ ሰለማዊ ሰልፊ ተግባር እቲ ጉጅለ ራዕዲ ዘውግዙን ወፍሪ ህልውና ዝድግፉን መልእኽታት ተመሓላሊፎም። ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ምውጋድ ህልውና…

ደቡብ ጎንደር ናብ ግንባር ከተቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ ጎንደር ህዝባዊ ሠራዊት ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ግንባር ከቲቱ። ህልውና ሕዝቢ ኣምሓራ ኣብ ሓደጋ ምውዳቑ ስዒቡ ኢዩ እቲ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ግንባር ከቲቱ። እቲ ህዝባዊ ሠራዊት ህዝቢ ኣምሓራ አዋሪዱ፣ ዘሪፉን ቀቲሉን…